Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

Post by Awash » 19 Jan 2020, 04:23

ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ ካብ ፕረስደንታዊ ቤት ጽሕፈት ኣስመራ 18-01-2020
ካብ https://www.adoulis.net/ ዘተተርጎመ፡


ሚኒስተራት መንግስቲ ዝርከብዎም ብዙሓት ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊትን ትካላት ጸጠታን ኣባላት ማእከላይ ቤት ጸሕፈት ካድራት ህግደፍን ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረስደንት ዝተላኣኸ፣ ነቲ ኣብቲ ብቅድሚ ዓመት ዘጋጠሞ ፈተነ ቀትለት ማህረምቲ ፍርቂ ጎኑ ለሚሱ ዘሎ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬፍ ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪ መልእኽቲ ተቀቢሎም። እቲ ወተሃደራዊ ትእዛዝ ዝመስል ዘዋሪ መልእክቲ ምኽንያትን ናይ ግዜ ገደብን ኣይገልጽን'ዩ። እዚ ናይ ፈጽም ትእዛዝ እዚ ድሕሪ እቲ ኩነታት ጥዕና ሚኒስተር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣብ ሕማቕ ደረጃ ከምዘሎ ዝሕብር ዕላላት ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕግደፍ ምስ ተሰመዐ እዩ ዝወጽእ ዘሎ። ሚኒስተር ስብሓት ኤፍሬም ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዋና ከተማ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣቡ ዳቢ ዘሎ ወተሃደራዊ ሆስፒታል ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረክብ ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሰልስተ ውርሒ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። 

ከምዝፍለጥ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሓደ ካብቶም ገዳይም ተጋደልትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ምዃንኑ'ዩ ዝፍለጥ። ብ2018 ከኣ ሂወቱ ንምጥፋእ ዝዓለመ ፈተነ ቅትለት ከምዘጋጠሙ ይዝከር፣ ክሳብ ሕጂ ድማ መንግስቲ ኤርትራ ምኽንያት እቲ ፈተነ ቅትለትን ይኹን መንነትን ብዝሕን ፈጸመቲ ክገልጽ ኣይካኣለን።
ምንጪ ኣዶሊስ

(ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቁ ክሳብ ሕጂ ንጀነራል ስብሃት ከም ዘይብጽሖ እዮም ርጡባት ምንጭታት ዝሕብሩ፤ መስከረም)
http://www.meskerem.net

Tog Wajale
Member
Posts: 4918
Joined: 23 Dec 2017, 07:23

Re: ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

Post by Tog Wajale » 19 Jan 2020, 04:32

Qomal Agga*me Guhaf Agga*me, You Are Pathological Liar. Rubbish Garbage Find A Real Life Bastar*d Prostitu*te Agga*me.

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

Post by pushkin » 19 Jan 2020, 04:45


ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኩናት ዓድዋ፣ ንዝተማረኹ ኣስታት 800 ዝኾኑ ኤርትራዊያን መንእስያት፣ ብተጋሩ ዝቖመ ሰራዊት ኣሉላ እንግዳን መንገሻ ዮሃንስን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮምን፣ ኣብ ጉንዲ ዕንጨይቲ ጌሩ፣ ብጎዞሞን ፋስን ቆሪጹ፣ ኣይብልዑ ኣይስተዮ ጌሩ፣ ናብ ዓዶም ኣፋንይዎም። ንመዋእሎም ድማ ብኣካላዊን ስነ-ኣእምሮኣዊ ቃንዛ ከምዘሕልፍዎ ጌሩ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣስመራን ካልእ ከባቢታት ኤርትራን፣ ኣብ ግዜ ደርጊ ናይ ኢሰፓ፣ ናይ ቀበሌ ሊቀመንበር፣ ናይ ደህንነት ዕሱብ ኮይኑ፣ ምሳኻ ትግርኛ እንዳተዛረበ፣ ብሕጓ ምስ ስርዓት ደርግ እንዳተመሻጠረ፣ ንንብረትካ ክዘምት፣ "ሻዕቢያ እዩ፣ ጀብሃ እዩ" እናዳበለ፣ እንዳጠቆመ አእሲሩካ፣ ካብ ሃገርካ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩካ፣ ኣቕቲሉካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ ን 100 ሚልዮን ህዝቢን 82 ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያን ክተት ኢሉ፣ ንጸጋታት ዓባይ ሃገር ኢትዮጵያ ተመኪሑ፣ "ኣምሓራይ ኣሎ በሎ፣ ኦሮሞ ኣሎ በሎ፣ ጋምቤላ ኣሎ በሎ...በሎ ነዚ ትምክሕተኛ ኤርትራዊ" ብምባል፣ ብበዓል ኢያሱ በርሀ እንዳደረፈ ተዋጊኡካ፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም፣ ኣሽሓት አዚኻ እተፍቅሮምን እትናፍቖምን፣ ቀያሕትን ጸለምቲን መንእስያት፣ ኣወዳትን ኣዋልድን ደቅኻን ኣሕዋትካን ቀቲሉልካ፣ ኣሰንኪሉልካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቶም ኣዚኻ እተኽብሮም፣ ኣብ ጽላት ልብኻ ብወርቃዊ ቀለም ኣስማቶም ንዝወቀርካዮ፣ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ፣ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ነገር እተኽብሮም ስውኣትካ፣ ንመቓብሮም ፊሒሩን ኣዕጽምቶም ኣብ ንፋስ ዘርዩ ንልብኻ ንዘንትእለት ኣድምይዎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ማእኸል ዓድኻ ኣፈናቒሉ፣ መሬትካ ወሪሩ፣ ኣባይትኻ ኣፍሪሱ፣ ኣእማን፣ ብሉኬት፣ ሞራለ፣ ዚንጎታትን ካልእ ድስቲ ኩስኩስቲ፣ ኩሉ ሓጨመጪ ገዛኻ ከይተረፈ፣ ብኣድገ በቕሊ ጽዒኑ ናብ ትግራይ ኣግዒዙ ናብራኡ ኣጣጢሑሉ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ልዕሊ 100,000 ኤርትራዊ፣ ሕብሪ ዓይንኻ ደስ ኣይበለንን ብምባል፣ ካብ መላእ ኢትዮጵያ፣ መዋእልካ ሰሪሕካ ዘጥረኻዮ ገዛኻ፣ ጋራጃትካ፣ ሆቴልካ፣ ድኳንካ፣ መኻይንካ፣ ኣብ ባንክ ዘቐመጥካዮ ቅሙጥ ገንዘብካ ወዘተ. ኣብ ሓንቲ ረፍዲ ዘሚቱ፣ ካብ ገዛኻ ኩባያ ከየልዓልካ፣ ብፒጃማን ብሸበጥ ሳእኒን ኣባሪሩካ፣ ብንብረትካን ገንዘብካን ድማ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ጸብለል ኢሉ ተራእዩሉ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ደቂስካሉ ዝነበርካ ሆስፒታል፡ ተተኺሉልካ ንዝነበረ ጉልኮስ ኢንፊውዥን ኣውጺኡ ሰጉጉካ፣ ካብ'ቲ ብብሕትውና ትቕመጠሉ ዝነበርካ ገዳማት ኢትዮጵያ እውን ከይተረፈ "ኮማንዶ ሻዕቢያ" ዝብል ስም ኣጠሚቑ ኣባሪሩካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስድራቤታት በታቲኑ ንገሌኻ ኣብ ኢትዮጵያ ጀሆ ሒዙ ኣትሪፉ፣ ንገሌኻ ሰጉጉ፣ ንገሌኻ ዘይሓሰብካዮ፣ ናብ ኬኒያን ጅቡቲን ብእግርኻ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩ፣ ንገሌኻ እውን ኣብ ጫካታት ደቡብ ኢትዮጵያ ድራር ኣራዊት ከም እትኸውን ጌሩካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝወረዶም ዝምታ ንብረትን ብሰንኩ ዝሰዓበ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊ ሃስያን፣ ማእለያ ዘይብሎም ሰብ ጸጋ ኤርትራዊያን ብደም ብዝሒ፣ ብሽኮርያን ብብስጭትን ኣብ ዘይመዓልቶም ካብ'ዛ ዓለም ብሞት ከምዝፍለዩ ጌሩ፣ በዚ ድማ ንስድራቤታት ኣብ ዓሙቕ ሓዘንን ቅዛነትን ሸሚሙ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ንዓኻ ንዝተፈረደልካ መሬትካ ንዓመታት ጎቢጡ ሒዙ፣ ንጉዝጓዝ ሓያላት ሃገራት ዓለምን ን100 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢን ጸጋን ኢትዮጵያን ተመኪሑ ተላጊጹልካ፣ ንዋሕዲ ህዝብኻን ጸጋታትካን ተበሊጹ፣ ያኢ ብታንክታትካን መዳፍዕኻን ካብ ሽረ ጀሚርካ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣራት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ከምዘየእተኻዮ፣ "እስከ ቅረበኒ ኣንታ ፈራህ፣ ኣንታ ሃዳሚ፣ እንተደልየ እውን ኣስመራ ክኣቱ ይኽእል እየ" ክብል ብጅግንነትካ ተላጊጹልካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ን16 ዓመታት ኣይ ኩናት ኣይ ሰላም ፖሊሲ ኣዊጁ፣ ናይ ንእስነት ዕድሜኻ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ጅሆ ከም እትትሓዝን፣ ካብ ሓዳርን ናብራን ከምእትተርፍ፣ ሕዱር ሕማም ከም እተጥሪን ብሰንኪ ንውሓት ጊዜ ተማሪርካ ሃገርካ ገዲፍካ ሃጽ ኢልካ ከም እትስደድን ጌሩካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ጥቓ ዶብካ መዓስከር ስደተኛታት ከፊቱ "ናብ ኣሜሪካን ካናዳን ክሰደካ" እየ ኢሉ፣ ኣወናዊኑ ካብ ሃገርካ ከምእትወጽእ ጌሩካ፣ ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ጭንግራሕ ንኽትብል ስይራተጂ ነዲፉ ኣበርቲዑ ሰሪሑ።

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብስምካ ከም ስደተኛ ተመዝጊቡ ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዩሉ፣ ወረግ ገሊኦም ተጋሩስ፣ ንሳቶም ንስኻ ኮይኖም፣ ብስምካ፣ ብስም ኣቦኻን ብስም ኣባሓጎኻን ተጠቂሞም እዮም ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዮም። ንስኻ ድማ ብከርፋሕ ናብራ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይን ንውሓት ጊዜን ተማሪርካ፣ ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን፣ ካብኡ ናብ ሊቢያ፣ ካብኡ ድማ እንተቐኒዑካ ናብ ኤውሮጳ ክትሰግር ክትብል፣ ኣብ ሑጻ ሰሃራን ኣብ ማእከላይ ባሕሪን ተዋሒጥካ ከም እትተርፍ ጌሩ፣ ኩሊትካ ብሽፋቱ በደዊን ከም እትስረቕ ጌሩ፣ በዚ እውን ኣላጊጹልካ፣ ብኮራርምቱ ስሒቑካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንሓውኻ ወይ ሓፍትኻ ከተልቅቕ፣ ንጅሆ ተሓዝቲ ሸፋቱ በደዊን ማእለያ ዘይብሉ ገንዘብ ከም እትኸፍል ጌሩካ፣ ገንዘብካ ከፊልካ እውን ኣሕዋትካ ካብ መጥባሕትን ሞትን ኣየድሓንካዮምን። ነዚ ጌሩ ከብቅዕ "በዓል ኢሳይያስ ኢዮም ምስ ኣዕራብ ተመሻጢሮም ኩሊትካ ሰሪቖሞ" ኢሉ ከእምነካ ብዙሕ ጽዒሩ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ምሳኻ ከምዘይተሰደደ፣ ምሳኻ ኣብ ሑጻ ሰሃራ ከምዘይተቐበረ፣ ምሳኻ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዘይጠለቐ፣ ምሳኻ ብግብረሽበራዊያን ኣብ ሊቢያ ከምዘይተሓርደ፣ ኣብ ኤውሮጳ ኣትዩ እውን ብሓሶት "ኤርትራዊ እየ" ኢሉ ዑቕባ ስደተኛ ከምዘይረኸበ፣ ተመሊሱ "ኣንታ ተረፍ ሰሃራ! ኣንታ ተረፍ ዓሳ! ኣንታ ስደተኛ! " ክብለካ ይውዕል ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ብ UNHCR ንዝወሃበካ ካብ ስርቂ ተጋሩ ንዝተረፈ መቑነን እኽልን ዘይቲን፣ ካብ ቆፍኡ መቒሉ ከምዝሃበካ፣ ንጥውረካ ኣለና፣ ነብለዓካ ነስትየካ ኣለና ክብል ይዋጥየልካ ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ውሽጢ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ጀሚሩ፣ ዓሰርተታት ናይ ኣውራጃ፣ ብሄራትን ሃይማኖትን ውድባት ጫጪሑ፣ መዊሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ደብረዘይትን ሃዋሳን ኣኼባታት ብምውዳብ፣ ንሓድሕድካ ከም ዘይትተኣማመንን ፋሕ ጭንግራሕ ንኽኣትወካን ኣበርቲዑ ሰሪሑ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብናይ ሓሶት ጠቐነ ንኣስታት 10 ዓመታት ሃገርካ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም እትእገድን ብሰንኩ ድማ ከቢድ ቁጠባዊን ስነ-ኣእምሮኣዊን ሃስያ ከም ዝወረደካ ጌሩ፣ ነዚ ብምግባሩ ድማ ብዲፕሎማሲያዊ ጥበብ ንዓኻ ከምዝበልጸካ ከርእየካ ፈቲኑ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ስምካን ክብርኻን ንኽብለል ብቴሌቭዥን፣ ብራድዮን ጋዜጣን መጠነ ሰፊሕ ፕሮፖጋንዳ ኣብ ልዕሌኻ ኣካይዱ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ሓሶት ኣስማትን ስእልታትን እንዳተጠቕመ፣ ኤርትራዊ ተመሲሉ ኣብ ፌስ ቡክ፣ ትዊተርን ፓልቶክን ንሓድሕድካ ብከባቢ፣ ብሃይማኖትን ብፖለቲካዊ ኣረኣእያን ከምእትናቖር ክገብረካ ይፍትን ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሐውኻ ስለዝኾነ፣ ነዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ሰላም ሃዋህው ንኽዝረግ፣ ዝተፈላለያ ናይ ዩቲዩብ ቻናላት ከፊቱ ለይትን መዓልትን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ኣሎ፣ ወረግ "ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ " ዝብል ዳእላን "ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ" ዝብል ታፔላ ሒዙ ኣላጊጹልካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እዚ ኩሉ ብቓላት ዘይግለጽ ግፍዕታት ኣብ ልዕሌኻ ኣውሪዱ ከብቅዕ፣ ከም ወዮ ዘይሓፍር ኣንበጣስ ግራትካ ወዲኡ ኣብ ደጎልካ ይሰፍር ዝተባህለ፣ ይቕሬታ ከይሓተተ፣ ታቦት ቤተ ክርስትያን ተጎዝጉዙ፣ "ኤርትራዊያን ኣሕዋትና፣ ንዑ ናብ ክልል ትግራይ፣ ሰቲ ነስኒስና፣ እግርኹም ሓጺብና ክንቅበለኩም ኢና" ክብል ይሕጭጨልካ ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንዝተፈላለዩ ባጋሚዶ ኢትዮጵያዊያን "ጋዜጠኛታት" ገንዘብ ሂቡ፣ ንኽብርኻን ንታሪኽካን ዝድውን ዘረባታት ከምዝዛረቡ ብምግባር፣ ንዓኻ ኣብ ዘይከውን ስምዒት አእትዩ፣ ተሞኽልዩ ድማ ንክኸስበካ፤ ሓላዪኻ ተመሲሉ ፕሮፖጋንዳ ክሰርሓልካ ይውዕል ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንስእሊ ሓርበኛታት ተጋደልቲኻ፣ ንቅያ ታሪኽ ተጋድሎኦም ከም ናቱ ኣምሲሉ ንኽጥቀመሎምን ንኽንየተሎምን ክሰርቀካ ይውዕል ኣሎ፣ ወረግ ኣንጻርካን ኣንጻር ካልኦት ኢትዮጵያዊያንን መፈከሪ ጌሩ ይጥቀመሎም ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብበሰላ ኩናትን እገዳን ሃገርካ ካብ ልምዓት ጅሆ ከምእትትሓዝ ጌሩ ከብቅዕ፣ ብድሕሪ ስምምዕ ሰላምን ግዚያዊ ምኽፋት ዶብን ናብ ኤርትራ ኣትዩ፣ "ኣስመራ ፎቕ ዘይብላ፣ ጽርግያ ዘይብላ፣ መናድቓ 'ኳ ሕብሪ ዘይተለኽየ፣ ጭፈራ ቤት ዘይብላ፣ ጫት ቤት ዘይብላ፣ ከም ቀደማ እያ ዘላ" ክብል ኣባሓጎታትካ ቅድሚ ኣባሓጎታቱ፣ ፎቕን ጽርግያን ከምዝፈልጡ ረሲዑ ተላጊጹልካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ እዋን ጊዚያዊ ምኽፋት ዶብ፣ ናይ ጎጃምን ጎንደርን ጣፍ ሒዙ ክሸይጥ ናብ ኤርትራ ምስ ኣተወ፣ ነታ ጣፍ ክትዕድግ ናብ ዕዳጋ ከይዳ፣ "እዚ ጣፍ'ሲ ቁሩብ ከቢሩ" ንዝበለቶ ምቕልልቲ ኣዴኻ፣ "እንታይ ከፊኡኪ እዩ፣ ብወዲ ዓከር ጦቕ ኢልኪ ዝነበርኪ" ክብል ኣብ ኣፋ ተላጊጹላ፣

➤ ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ 100 ሚልዮን ኣምሓራ፣ኦሮሞን ካልኦት 82 ብሄር ብሄረሰባትን ኣኽቲቱ ከም ዘይወረረካ፣ ከምዘይቀተለካ፣ ሕጂ ተሞኽልዩ ንዓይ ኣግሊልካ ከመይ ጌርካ ምስ ጸላእትኻ ኣምሓራን ኦሮሞን ትራኸብ ኣለኻ ኢሉ የላግጸልካ ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ንስምምዕ ሰላም ኢልካ ካብ'ቲ ዝሃነጽካዮ ድልዱል ድፍዓት ናይ ግንባር ቡሬ (71 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ብድልየትካ ወጺእካ ናብ ቀላጥ ጎልጎል (37 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ምስ ቀየርካ እውን 10 ክፍለ ሰራዊታት ኣኽቲቱ፣ ብእልቢ ዘይብሉ ከበድቲ ኣጽዋር ተሰንዩ፣ ናይ 10 መዓልታት ለይቲን ቀትርን ኩናት ብምግባር፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም ቀያሕትን ጸለምትን ከም እትኸፍል ጌሩካ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ብወያናይ ተቀዳ ኣለሙ ኣቢሉ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንዝነብሩ ተጋሩ " ኣብ'ዚ ሳልስቲ ዓቢ ብስራት ከነስምዓኩም ኢና፣ ዓሰብ ክንሕዛ ቀሪብና ኢና" ዝብል ፕሮፖጋንዳ ጌሩልካ ከብቅዕ፣ ሕጂ ድማ ተሓላቒ ወደባትካን ባሕርኻን ኮይኑ ያኢ "ኣምሓሩን ኦሮሞን ንወደባትካ ኢዮም ዝደልዩ፣ ንባሕርኻ እዮም ዝሃርፉ፣ ኣነ እየ ንልኡላውነት ኤርትራ ዘኽብር" ብምባል ዝሓስብ ኣእምሮ ከምዘይብልካ "ሃሳስ" ቆጺሩ ክኸስበካ ይጽዕር ኣሎ፣

➤ ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እንታይ ከ እዩ ዘይገበረካ? .....ኣነስ ምጽሓፍ ደኺመ፣ ኣንታ ኣንባባይ ቀጽሎ ባዕልኻ !

እሞሲ፣ እዚ ኩሉ ጽሒፍካ እንታይ ኣምጻእኻ እንድዩ፥

ኤርትራዊ ለብም!
ኤርትራዊ ኣስተውዕል!
ኤርትራዊ ኣይትዓሹ !

" የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ፣ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ" ክቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ

" ሽሕ እንተኾነ ሕያዋይ፣ ኣይትእመን ትግራዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ንትግራዋይ ኣድርሮ እምበር፣ ኣይተሕድሮ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም ማዕጺድ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ኣኽሱም ምቕማጥ ሕሱም" ምስላ ለባማት ወለድና



Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

Post by Awash » 19 Jan 2020, 10:11





◾4. H.E. Ras Hagos Mirtcha. He was k. in battle with Ras Alula in Shire, 19th January 1897, having had issue,a son: ◾a. Dejazmatch Abraha Hagos. m. 10th July 1896, Woizero Attenesh (b. ca. 1880), eldest daughter of H.H. Ras Mangasha Yohannes, Prince of Tigray. [He may have had issue, four sons: ◾i. H.E. Dejazmatch Solomon Abraha. Governor of Wollo in 1964.
◾ii. Captain Mekkonen Abraha. Cmsnd. Imperial Ethiopian Navy, retd. as Capt. m. (a) a daughter of Dejazmatch Ghebray, educ. Empress Menen Sch., Addis Ababa, by whom he had two children.
◾iii. Ato Hagos Abraha, educ. Tafari Makkonen Sch., Addis Abbaba. Employed with National Bank.
◾iv. Ato Afewerq Abraha. Employed with the Ministry of Land Reform, at Mekele, Tigray. m. Woizero Adanech Berhe, daughter of Woizero Medhin Berad, sister of Fitawrawri Kidane Mesel, from Adowa. He had issue: ◾1a. Ato Amare Afewerki.
◾2a. Ato Isayas Afewerki. b. at Asmara, 2nd February 1946, educ. Addis Ababa Univ., Joined Eritrean People's Liberation Front in 1966, Commissar 1966-1967, Dep. Divisional Cdr. 1967-1969, Co-Founder Eritrean People's Liberation Front (EPLF) 1970, Dep. Gen-Sec. 1977-1978, Sec-Gen. 1978-1994, Presdt. Eritrean People's Front of Democracy and Justice since 1994, Sec-Gen. of the Govt. & C-in-C 1991-1993, Presdt. & C-in-C of Eritrea since 1993. m. Woizero Saba Haile, of Shimezana, Eritrea.
◾3a. Ato Amanuel Afewerq
◾4a. Ato Ermias Afewrq.
◾5a. Ato Yonas Afewerq.
◾1a. Woizero Tsigereda Afewerq.
◾2a. Woizero Arian Afewerki.
http://www.royalark.net/Ethiopia/tigray5.htm
...Family background of the Eritrean tyrant
Isayas' father, Ato Afewerq/ki is from Adi Tanqua-Milash/Tembien and they trace their roots to Agame Awraja of Tigray in Ethiopia.

Isayas's father used to work in Mekele, the capital of Tigray Province. Isayas's father used to work at the Ministry of Land Reform until his retirement. Until he died, those who knew him in Tigray used to identify him as "the man who wears a black suit, a black "cravat"/neck tie and a black hat."

Isayas's Mother Woz. Adanech Berhe is from Adwa in Tigray. This is also the birthplace of the father of Prime Minister Meles Zenawi of Ethiopia.

Isayas's uncles (via his father) are: Dejazmatch Solomon Abraha, Captain Mekonnen Abraha, Ato Hagos Abraha.

Dejazmatch Solomon Abraha (Isayas's uncle) was the Enderassie/Governor of Wollo province in Ethiopia during the reign of Emperor Haileselassie. In 1964 (E.C.), ae Tigray cultural group based in Mekele visited Dessie, the Capital City of Wollo after their tour to Asmara. The Governor of Wollo at the time, Dejazmatch Solomon Abraha, (the Eritrean President's uncle), in a special dinner, organised in their honour expressed his pleasure and gratitude to the Cultural Group for their initiative of popularising the Tigrean folklore music and dances and he told them that he was a Tigrean himself.

Dejazmatch Solomon Abraha revealed to them that his own mother was from Agame Awraja in Beganta-Afeshum Woreda (sub-district) in a village called Qil-a-at" in Tigray, Ethiopia. He also told them that his father was from Tenbien in Tigray.

Navy Captain Mekonnen Abraha was "married" to the daughter of Dejazmatch Ghebray, who was a student at Empress Menen School in Addis Ababa and he is believed to have children from her. Ato Hagos Abraha was a student at Teferi Mekonnen School in Addis Ababa in the mid 1940s. He discontinued his studies due to ill health and later died when he was working at the National Bank in Addis Ababa.

...Isayas's grandmother (on his mother's side) is called Woz. Medhin "Berad" and she is from Adwa in Tigray. She is the sister of Fitawrari Kidane Mesel.

It is also alleged that Fitawrari Kidane is the father of either Ato Kassahun or Ato Yemane Kidane (otherwise known as "Jamaica") of the TPLF/EPRDF ruling group of Ethiopia. If this is true, it implies that Ato "Jamaica" and Isayas Afewerki of Eritrea are in a sense brothers by our Eritrean/Ethiopian definition but a cousin in Western sense
. It is also said that some of the closest people around Isayas Afewerki also have a Tigrean blood. In short, many of those who are fanatic anti-Ethiopia in Asmara are mainly Tigreans/Ethiopians by origin and those who have had strong links and connections with Tigray, in particular, and Ethiopia, in general.

Isayas's aunt (the sister of Isayas's mother) is called Woz. Hana. She is the wife of Ato Belay. Both Woz. Hana and Ato Belay are from Adwa. It is alleged that their children are living in Sweden.

Isayas's uncle (on his mother's side) is married to a woman from Adwa and has a daughter named Woz. Zewdi, who is now said to be living in Germany.

From the above information, the only "Eritreanness" of Isayas Afewerki is that he was born in Eritrean soil and he is married to Woz. Saba Haile of Shimezana of Eritrea.


Merhano
Member
Posts: 279
Joined: 03 Jan 2019, 02:05

Re: ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

Post by Merhano » 19 Jan 2020, 10:51

Awash, according to an insider information I got from Digital Woyane, AKA Hercule Poirot, is that the attempted murder was done by non other than his wife who happens to be the sister of Sibhat Nega. I don’t need to tell you, if respected gentleman, Sibhat Nega, wants him dead.
But, DW said, Wedi Ephrem was an abusive husband and has a habit of calling the poor lady by the derogatory name “Gual Agame”. As the abuses piled up and at the urging of her brother, she beat the hell out of the General leaving him half paralyzed. But to maintain his honor, the General still insists that it was a Woyane Assassin that tried to kill him.
But what do you call your wife when she is the sister of your deadly enemy from Tigrai ? The answer is, “A Woyane Assassin “


Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ንምብጻሕ ዝኽልክል ዘዋሪት መልእኽቲ..

Post by Awash » 19 Jan 2020, 17:15

Watch "ኣመጻጽኣ ኢሰያስ ኣፈወርቂን መድህን በራድን»ኣቶ ሃይለ መንገሻ ዑቕበ!!" on YouTube :lol: :mrgreen:

Post Reply