Page 1 of 1

ክልል ትግራይ በድሕነት ከሚስቃይ የኢትዮጵያ ህዝብ ቀዳሚዉን ስፍራ ይይዛል!

Posted: 16 Jan 2020, 04:15
by Hameddibewoyane
ንሓበሬታ ዝኣክል:-

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ትግራይ

ልዕሊ 3000 ናይ ዳስ ቤት ት/ቲ ኣለዋ

መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ትግራይ 48.1% እዩ

43% ህዝብና ካብ ሶፍትኔት ተፀባዩ እዩ

ሽፋን አገልግሎት ጥዕና 28%

ሽፋን መንገዲን አገልግሎት ኢንቴርኔትን ዝተሓተ እዩ
አገልግሎት መብራህቲ ኣዝዩ ትሑት እዩ:

ቐረብ ማይ ኣብ ኩለን ከባብታት ትግራይ ከም ዘየለ ይፍለጥ፣
የሕፍር እዩ!!

ኣነ ውድብ ተዝኾን እዞም ታሪኻት ውርደት ንምቅያር ላዕልን ታሕትን ምበልኩ::
እንተኣብዩኒ ድማ ህዝበይ ፀገምካ ክፈትሓለይ ይኾን እዩ እትብሎ ውድብ ምረፅ እሞ ዕድልካ ርኣይ ምበለኩዎ::
ምሕዛን እንተኣበየኒ እንተዘይስቆረኒ ግን እንተነኣሰ ልዕሊ 250 ሚልዮን ቅርሺ ኣዋፅእ እሞ ኣብሓንቲ መዓልቲ ንዳዕሙከን ምስ ፀገምካ ተላሚድካዮኢካ እሞ ኣብ ፀልማት ንበር ግን ኣይብልን::
Medhin Gebreslassie

Re: ክልል ትግራይ በድሕነት ከሚስቃይ የኢትዮጵያ ህዝብ ቀዳሚዉን ስፍራ ይይዛል!

Posted: 16 Jan 2020, 04:22
by Abdelaziz
WERADA QOMAXA MENAXI AMHARABOOSHTI GET LOST, YOU ARE THE POOERST OF THE POOR, IF TIGRAY IS POOR IT IS ONLY BECOZ IT LIVES WITH KOMATA CHIGARAM GUDELAAMHARUS AND GI'MATAM BANTUGUDIFECHAN MONKEYS.

Re: ክልል ትግራይ በድሕነት ከሚስቃይ የኢትዮጵያ ህዝብ ቀዳሚዉን ስፍራ ይይዛል!

Posted: 16 Jan 2020, 08:35
by Weyane.is.dead
:shock: :shock: :shock: and denkoro tplfs are spending millions of dollars on usless conferences and celebrations. Not to mention the millions wasted on sponsoring terror. Tigrayans need get rid of the cancerous weyanes.