Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

"ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by pushkin » 14 Jan 2020, 18:54

"ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ" ክትብል ዕድሚኣ ዝወደአት፣ ኩሉ ከይረኸበት ኮራርምታ ዝረገፈ ወያናያዊት ዓጋመ፣ ኣረጋሽ ኣዳነ ማለት እዚኣ እያ።

ኣረጋሽ ኣዳነ፣ ኣብ 1978 ( 1970 ዓ.ም ግእዝ) ኣብ መደበር ታዕሊም ብሌቓት ሳሕል፣ ብህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተዓሊም ካብ ዝወሰዳ 17 ናይ ፈለማ ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ተሓህት (ዳሕራይ ህወሓት ዝኾነ) ተጋሩ ሓንቲ እያ ኔራ።

ኣረጋሽ ኣዳነ፣ አብ እዋን ገድሊ ህዝቢ ትግራይ፣ ኣብ ክፍለ ህዝቢ ተመዲባ ህዝቢ ኣብ ምንቃሕን ምውዳብን መሪሕ ተራ ዝነበራን ከምኡ እውን ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ኮይና ዝተመርጸት እያ።

ኣብ ትሕቲ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ጥሩነህ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኮይና ክትነጥፋ ዝጸንሐትን ኣብ እዋን ናይ 1992 ዓም.ግእዝ ምክፍፋል ህወሓት ኣንጃ ተባሂላ ካብ'ቲ ውድብ ዝተሰጎገትን እያ።

ብድሕሪ ምስጓጓ ድማ ምስ በዓል ገብሩ ኣስራት ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ውድብ ዓረና ኮይና ክትንጥፍ ዝጸንሐት እያ።

ኣረጋሽ ኣዳነ ፍሉይ ናይ ወደብን ባሕርን ህርፋን ዘለዋን "ኣውነኣረጋዊ ኣቦይ ባሕሪ እንተየርኣኻ ኣይትቕተለኒ" ኢላ ትምህለል እያ።

ኣንቱም ሰባት፣ ኣነሲ እንታይ ምበልኩ !?

ነዞም ባሕሪ ባሕሪ ኢሎም ክሞቱ ዝደለዩ ወየንቲ ተጋሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣውቶቡስ ጌሩ ጉርጉሱም ወሲዱ ሳልስቲ ከምዝሕንብሱን ብድሕሪኡ ድማ ማይውዕይ ክልተ ሸውዓተ አሕጺቡ እንተዝመልሶም ካብ'ቲ ሒዝዎም ዘሎ ጎንፊ ናይ ባሕሪ ምተናገፉ እብል !

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by Temt » 14 Jan 2020, 19:01

ክላ ናይዚኣቶም ሃለውለው ከኣ ደረት ዘይብሉ ዕሽነት! ህዝቢ ኤርትራኸ ሱቕ ኢሉ ክጥምተኩም፧ ሳሓስሕ ዑጉማት. "If horses could fly TPLF thugs would ride them"! :lol: :lol:

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by Degnet » 14 Jan 2020, 19:03

pushkin wrote:
14 Jan 2020, 18:54
"ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ" ክትብል ዕድሚኣ ዝወደአት፣ ኩሉ ከይረኸበት ኮራርምታ ዝረገፈ ወያናያዊት ዓጋመ፣ ኣረጋሽ ኣዳነ ማለት እዚኣ እያ።

ኣረጋሽ ኣዳነ፣ ኣብ 1978 ( 1970 ዓ.ም ግእዝ) ኣብ መደበር ታዕሊም ብሌቓት ሳሕል፣ ብህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተዓሊም ካብ ዝወሰዳ 17 ናይ ፈለማ ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ተሓህት (ዳሕራይ ህወሓት ዝኾነ) ተጋሩ ሓንቲ እያ ኔራ።

ኣረጋሽ ኣዳነ፣ አብ እዋን ገድሊ ህዝቢ ትግራይ፣ ኣብ ክፍለ ህዝቢ ተመዲባ ህዝቢ ኣብ ምንቃሕን ምውዳብን መሪሕ ተራ ዝነበራን ከምኡ እውን ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ኮይና ዝተመርጸት እያ።

ኣብ ትሕቲ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ጥሩነህ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኮይና ክትነጥፋ ዝጸንሐትን ኣብ እዋን ናይ 1992 ዓም.ግእዝ ምክፍፋል ህወሓት ኣንጃ ተባሂላ ካብ'ቲ ውድብ ዝተሰጎገትን እያ።

ብድሕሪ ምስጓጓ ድማ ምስ በዓል ገብሩ ኣስራት ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ውድብ ዓረና ኮይና ክትንጥፍ ዝጸንሐት እያ።

ኣረጋሽ ኣዳነ ፍሉይ ናይ ወደብን ባሕርን ህርፋን ዘለዋን "ኣውነኣረጋዊ ኣቦይ ባሕሪ እንተየርኣኻ ኣይትቕተለኒ" ኢላ ትምህለል እያ።

ኣንቱም ሰባት፣ ኣነሲ እንታይ ምበልኩ !?

ነዞም ባሕሪ ባሕሪ ኢሎም ክሞቱ ዝደለዩ ወየንቲ ተጋሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣውቶቡስ ጌሩ ጉርጉሱም ወሲዱ ሳልስቲ ከምዝሕንብሱን ብድሕሪኡ ድማ ማይውዕይ ክልተ ሸውዓተ አሕጺቡ እንተዝመልሶም ካብ'ቲ ሒዝዎም ዘሎ ጎንፊ ናይ ባሕሪ ምተናገፉ እብል !
aye kumal neska ewn seb neiqka

tarik
Senior Member+
Posts: 33217
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by tarik » 14 Jan 2020, 19:08

Puskin

Good Evening Sir

ኣታ ፑሽክን ጥዑይ'ዶ ኣይነበርካን ወደይ! ነዞም ቶጋራት ቖማላትን ሓሳዳትን ተጋሩ ኣብ'ቲ ቕዱስ ባሕርና ወሲድካ ከተሐንብሶም፣ አንታይ ገሮሙኻ አቶም ዓሳታትና ወደይ፣ ብጨናኦምን ርስሓቶም ክሞቱ። አዞም ቶጋራት ተጋሩ ማይ ሪኦምን ሓንቢሶምን ስለዘይክአሉ ድማ ክጥሕሉ። ኒዮው በሎም አዞም ቖማላት ቡዳታት ተጋሩ፣ ሕማሞም ኣብ ባሕርና ኣይተምጸኣልና።

Good Evening Sir
ኣንቱም ሰባት፣ ኣነሲ እንታይ ምበልኩ !?

ነዞም ባሕሪ ባሕሪ ኢሎም ክሞቱ ዝደለዩ ወየንቲ ተጋሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣውቶቡስ ጌሩ ጉርጉሱም ወሲዱ ሳልስቲ ከምዝሕንብሱን ብድሕሪኡ ድማ ማይውዕይ ክልተ ሸውዓተ አሕጺቡ እንተዝመልሶም ካብ'ቲ ሒዝዎም ዘሎ ጎንፊ ናይ ባሕሪ ምተናገፉ እብል !

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by Degnet » 14 Jan 2020, 19:10

tarik wrote:
14 Jan 2020, 19:08
Puskin

Good Evening Sir

ኣታ ፑሽክን ጥዑይ'ዶ ኣይነበርካን ወደይ! ነዞም ቶጋራት ቖማላትን ሓሳዳትን ተጋሩ ኣብ'ቲ ቕዱስ ባሕርና ወሲድካ ከተሐንብሶም፣ አንታይ ገሮሙኻ አቶም ዓሳታትና ወደይ፣ ብጨናኦምን ርስሓቶም ክሞቱ። አዞም ቶጋራት ተጋሩ ማይ ሪኦምን ሓንቢሶምን ስለዘይክአሉ ድማ ክጥሕሉ። ኒዮው በሎም አዞም ቖማላት ቡዳታት ተጋሩ፣ ሕማሞም ኣብ ባሕርና ኣይተምጸኣልና።

Good Evening Sir
ኣንቱም ሰባት፣ ኣነሲ እንታይ ምበልኩ !?

ነዞም ባሕሪ ባሕሪ ኢሎም ክሞቱ ዝደለዩ ወየንቲ ተጋሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣውቶቡስ ጌሩ ጉርጉሱም ወሲዱ ሳልስቲ ከምዝሕንብሱን ብድሕሪኡ ድማ ማይውዕይ ክልተ ሸውዓተ አሕጺቡ እንተዝመልሶም ካብ'ቲ ሒዝዎም ዘሎ ጎንፊ ናይ ባሕሪ ምተናገፉ እብል !
Monkey,it has never belonged to you,it was given to you by the late emperor,atsebiku negirekum eyu,keletam,how can a dog understand any thing,black dog away away,Oscar Wilde,this was said to the kinds of you,pushkin and all the other stupid dogs here.I like that great poet,predicted this dark situation.About these dirty people,beziom mekniat kulu yetseref alo,yeakleni,kkkkk adi aleni

Kuasmeda
Member+
Posts: 6387
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by Kuasmeda » 14 Jan 2020, 20:24

DEGNET! I came to realize that you're a stupid & moron monkey or you are deliberately denying history, if the second is true then I will call you LIBI TIGRAY. No Ethiopian king has step its feet on Eritrea or has ruled Eritrea prior to the forceful federation of Eritrea with Ethiopia. As far the history of Eritrea is concerned here is a brief history for your understanding.
Eritrean history
1. Ancient history:
C.25th BC: Land of Punt;
C. 8th – 5th BC: Kingdom of D’mt;
C. 1st BC – 940 AD: Aksumite Empire
2. Middle history:
C. 10th – C.18th: Trading links with and partial colonisation by Egypt; Yemen; Portuguese Goa;
Ottoman Empire; British Empire
3. Modern history:
1890 – 1941:Italian colony (following Italian invasion in 1870s)
1941 – 1951: British administration
1951: Federated forcefully with Ethiopia, under US-led UN resolution
1961 – 1991: Insurgency against Ethiopian Government
1993: UN recognition of Eritrean independence

Degnet wrote:
14 Jan 2020, 19:10
tarik wrote:
14 Jan 2020, 19:08
Puskin

Good Evening Sir

ኣታ ፑሽክን ጥዑይ'ዶ ኣይነበርካን ወደይ! ነዞም ቶጋራት ቖማላትን ሓሳዳትን ተጋሩ ኣብ'ቲ ቕዱስ ባሕርና ወሲድካ ከተሐንብሶም፣ አንታይ ገሮሙኻ አቶም ዓሳታትና ወደይ፣ ብጨናኦምን ርስሓቶም ክሞቱ። አዞም ቶጋራት ተጋሩ ማይ ሪኦምን ሓንቢሶምን ስለዘይክአሉ ድማ ክጥሕሉ። ኒዮው በሎም አዞም ቖማላት ቡዳታት ተጋሩ፣ ሕማሞም ኣብ ባሕርና ኣይተምጸኣልና።

Good Evening Sir
ኣንቱም ሰባት፣ ኣነሲ እንታይ ምበልኩ !?

ነዞም ባሕሪ ባሕሪ ኢሎም ክሞቱ ዝደለዩ ወየንቲ ተጋሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣውቶቡስ ጌሩ ጉርጉሱም ወሲዱ ሳልስቲ ከምዝሕንብሱን ብድሕሪኡ ድማ ማይውዕይ ክልተ ሸውዓተ አሕጺቡ እንተዝመልሶም ካብ'ቲ ሒዝዎም ዘሎ ጎንፊ ናይ ባሕሪ ምተናገፉ እብል !
Monkey,it has never belonged to you,it was given to you by the late emperor,atsebiku negirekum eyu,keletam,how can a dog understand any thing,black dog away away,Oscar Wilde,this was said to the kinds of you,pushkin and all the other stupid dogs here.I like that great poet,predicted this dark situation.About these dirty people,beziom mekniat kulu yetseref alo,yeakleni,kkkkk adi aleni

Digital Weyane
Member+
Posts: 8487
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by Digital Weyane » 15 Jan 2020, 01:20

ዓሰብ ናይና ላይ ትግራይና ኡያ። አራት ነጥብ። ዓሰብ ልምሓዝ ክንሙክር 170,000 ሰው ብጥይት ሻዕውያ ሀም በለስ ተቖሊቡ ሃሊቑና። ሰለስተይ ግዜ ሞኪርና የኾነልናይ። ኡቱ ራውዓይ ሙከራ አውዙይ መረጃ ፎሩም ክንሙኮሮ ተስማዕሚዕና ነዙይ አውዙይ ዘሎ ዲጂታላዊ ቃልሲ ጀሚርናዮ። ኡዛ ላይ ወያነና ካው ሥልጣን ምውዳቕ ኡያ ቁሩብ ሃስያትና ሎቲ ቃልስና ልድሕሪት መሊሹዎ እምበይ ዓሰብ ከምነግንያ እማ ጥርጥር የለይ። አየኹም ናይና!

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: "ወደብ ዓሰብ ናይና እጁ፣፣ ናይና ባሕሪ በሪ የድለየና እጁ"ኣረጋሽ ኣዳነ

Post by pushkin » 15 Jan 2020, 10:55

:lol: :lol: :lol: :lol:
Digital Weyane wrote:
15 Jan 2020, 01:20

Post Reply