አረ ምንም ችግር የብሉይ!!!!
Posted: 13 Jan 2020, 10:32
ኣይተ ደብረጨን፣ ንታይላንድ ንምጉብናይ ኣብ ልኸዱሉ ግዘ ኣብ ዕረፍቲ ግዚኦም እንትዘናግዑ፥
ምንም ችግር የብሉይ፣ ብድሕሪ ሰሙን ድማ ኣብ ኣኽሱም ጽዮን ማርያም ካባን ኣኽሊልን ጌሮም ክርኣዩ እያቶም።
ምንም ችግር የብሉይ፣ ብድሕሪ ሰሙን ድማ ኣብ ኣኽሱም ጽዮን ማርያም ካባን ኣኽሊልን ጌሮም ክርኣዩ እያቶም።