Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by pushkin » 11 Jan 2020, 17:30

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኩናት ዓድዋ፣ ንዝተማረኹ ኣስታት 800 ዝኾኑ ኤርትራዊያን መንእስያት፣ ብተጋሩ ዝቖመ ሰራዊት ኣሉላ እንግዳን መንገሻ ዮሃንስን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮምን፣ ኣብ ጉንዲ ዕንጨይቲ ጌሩ፣ ብጎዞሞን ፋስን ቆሪጹ፣ ኣይብልዑ ኣይስተዮ ጌሩ፣ ናብ ዓዶም ኣፋንይዎም። ንመዋእሎም ድማ ብኣካላዊን ስነ-ኣእምሮኣዊ ቃንዛ ከምዘሕልፍዎ ጌሩ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣስመራን ካልእ ከባቢታት ኤርትራን፣ ኣብ ግዜ ደርጊ ናይ ኢሰፓ፣ ናይ ቀበሌ ሊቀመንበር፣ ናይ ደህንነት ዕሱብ ኮይኑ፣ ምሳኻ ትግርኛ እንዳተዛረበ፣ ብሕጓ ምስ ስርዓት ደርግ እንዳተመሻጠረ፣ ንንብረትካ ክዘምት፣ "ሻዕቢያ እዩ፣ ጀብሃ እዩ" እናዳበለ፣ እንዳጠቆመ አእሲሩካ፣ ካብ ሃገርካ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩካ፣ ኣቕቲሉካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ ን 100 ሚልዮን ህዝቢን 82 ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያን ክተት ኢሉ፣ ንጸጋታት ዓባይ ሃገር ኢትዮጵያ ተመኪሑ፣ "ኣምሓራይ ኣሎ በሎ፣ ኦሮሞ ኣሎ በሎ፣ ጋምቤላ ኣሎ በሎ...በሎ ነዚ ትምክሕተኛ ኤርትራዊ" ብምባል፣ ብበዓል ኢያሱ በርሀ እንዳደረፈ ተዋጊኡካ፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም፣ ኣሽሓት አዚኻ እተፍቅሮምን እትናፍቖምን፣ ቀያሕትን ጸለምቲን መንእስያት፣ ኣወዳትን ኣዋልድን ደቅኻን ኣሕዋትካን ቀቲሉልካ፣ ኣሰንኪሉልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቶም ኣዚኻ እተኽብሮም፣ ኣብ ጽላት ልብኻ ብወርቃዊ ቀለም ኣስማቶም ንዝወቀርካዮ፣ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ፣ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ነገር እተኽብሮም ስውኣትካ፣ ንመቓብሮም ፊሒሩን ኣዕጽምቶም ኣብ ንፋስ ዘርዩ ንልብኻ ንዘንትእለት ኣድምይዎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ማእኸል ዓድኻ ኣፈናቒሉ፣ መሬትካ ወሪሩ፣ ኣባይትኻ ኣፍሪሱ፣ ኣእማን፣ ብሉኬት፣ ሞራለ፣ ዚንጎታትን ካልእ ድስቲ ኩስኩስቲ፣ ኩሉ ሓጨመጪ ገዛኻ ከይተረፈ፣ ብኣድገ በቕሊ ጽዒኑ ናብ ትግራይ ኣግዒዙ ናብራኡ ኣጣጢሑሉ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ልዕሊ 100,000 ኤርትራዊ፣ ሕብሪ ዓይንኻ ደስ ኣይበለንን ብምባል፣ ካብ መላእ ኢትዮጵያ፣ መዋእልካ ሰሪሕካ ዘጥረኻዮ ገዛኻ፣ ጋራጃትካ፣ ሆቴልካ፣ ድኳንካ፣ መኻይንካ፣ ኣብ ባንክ ዘቐመጥካዮ ቅሙጥ ገንዘብካ ወዘተ. ኣብ ሓንቲ ረፍዲ ዘሚቱ፣ ካብ ገዛኻ ኩባያ ከየልዓልካ፣ ብፒጃማን ብሸበጥ ሳእኒን ኣባሪሩካ፣ ብንብረትካን ገንዘብካን ድማ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ጸብለል ኢሉ ተራእዩሉ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ደቂስካሉ ዝነበርካ ሆስፒታል፡ ተተኺሉልካ ንዝነበረ ጉልኮስ ኢንፊውዥን ኣውጺኡ ሰጉጉካ፣ ካብ'ቲ ብብሕትውና ትቕመጠሉ ዝነበርካ ገዳማት ኢትዮጵያ እውን ከይተረፈ "ኮማንዶ ሻዕቢያ" ዝብል ስም ኣጠሚቑ ኣባሪሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስድራቤታት በታቲኑ ንገሌኻ ኣብ ኢትዮጵያ ጀሆ ሒዙ ኣትሪፉ፣ ንገሌኻ ሰጉጉ፣ ንገሌኻ ዘይሓሰብካዮ፣ ናብ ኬኒያን ጅቡቲን ብእግርኻ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩ፣ ንገሌኻ እውን ኣብ ጫካታት ደቡብ ኢትዮጵያ ድራር ኣራዊት ከም እትኸውን ጌሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝወረዶም ዝምታ ንብረትን ብሰንኩ ዝሰዓበ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊ ሃስያን፣ ማእለያ ዘይብሎም ሰብ ጸጋ ኤርትራዊያን ብደም ብዝሒ፣ ብሽኮርያን ብብስጭትን ኣብ ዘይመዓልቶም ካብ'ዛ ዓለም ብሞት ከምዝፍለዩ ጌሩ፣ በዚ ድማ ንስድራቤታት ኣብ ዓሙቕ ሓዘንን ቅዛነትን ሸሚሙ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ንዓኻ ንዝተፈረደልካ መሬትካ ንዓመታት ጎቢጡ ሒዙ፣ ንጉዝጓዝ ሓያላት ሃገራት ዓለምን ን100 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢን ጸጋን ኢትዮጵያን ተመኪሑ ተላጊጹልካ፣ ንዋሕዲ ህዝብኻን ጸጋታትካን ተበሊጹ፣ ያኢ ብታንክታትካን መዳፍዕኻን ካብ ሽረ ጀሚርካ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣራት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ከምዘየእተኻዮ፣ "እስከ ቅረበኒ ኣንታ ፈራህ፣ ኣንታ ሃዳሚ፣ እንተደልየ እውን ኣስመራ ክኣቱ ይኽእል እየ" ክብል ብጅግንነትካ ተላጊጹልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ን16 ዓመታት ኣይ ኩናት ኣይ ሰላም ፖሊሲ ኣዊጁ፣ ናይ ንእስነት ዕድሜኻ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ጅሆ ከም እትትሓዝን፣ ካብ ሓዳርን ናብራን ከምእትተርፍ፣ ሕዱር ሕማም ከም እተጥሪን ብሰንኪ ንውሓት ጊዜ ተማሪርካ ሃገርካ ገዲፍካ ሃጽ ኢልካ ከም እትስደድን ጌሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ጥቓ ዶብካ መዓስከር ስደተኛታት ከፊቱ "ናብ ኣሜሪካን ካናዳን ክሰደካ" እየ ኢሉ፣ ኣወናዊኑ ካብ ሃገርካ ከምእትወጽእ ጌሩካ፣ ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ጭንግራሕ ንኽትብል ስይራተጂ ነዲፉ ኣበርቲዑ ሰሪሑ።

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብስምካ ከም ስደተኛ ተመዝጊቡ ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዩሉ፣ ወረግ ገሊኦም ተጋሩስ፣ ንሳቶም ንስኻ ኮይኖም፣ ብስምካ፣ ብስም ኣቦኻን ብስም ኣባሓጎኻን ተጠቂሞም እዮም ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዮም። ንስኻ ድማ ብከርፋሕ ናብራ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይን ንውሓት ጊዜን ተማሪርካ፣ ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን፣ ካብኡ ናብ ሊቢያ፣ ካብኡ ድማ እንተቐኒዑካ ናብ ኤውሮጳ ክትሰግር ክትብል፣ ኣብ ሑጻ ሰሃራን ኣብ ማእከላይ ባሕሪን ተዋሒጥካ ከም እትተርፍ ጌሩ፣ ኩሊትካ ብሽፋቱ በደዊን ከም እትስረቕ ጌሩ፣ በዚ እውን ኣላጊጹልካ፣ ብኮራርምቱ ስሒቑካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንሓውኻ ወይ ሓፍትኻ ከተልቅቕ፣ ንጅሆ ተሓዝቲ ሸፋቱ በደዊን ማእለያ ዘይብሉ ገንዘብ ከም እትኸፍል ጌሩካ፣ ገንዘብካ ከፊልካ እውን ኣሕዋትካ ካብ መጥባሕትን ሞትን ኣየድሓንካዮምን። ነዚ ጌሩ ከብቅዕ "በዓል ኢሳይያስ ኢዮም ምስ ኣዕራብ ተመሻጢሮም ኩሊትካ ሰሪቖሞ" ኢሉ ከእምነካ ብዙሕ ጽዒሩ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ምሳኻ ከምዘይተሰደደ፣ ምሳኻ ኣብ ሑጻ ሰሃራ ከምዘይተቐበረ፣ ምሳኻ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዘይጠለቐ፣ ምሳኻ ብግብረሽበራዊያን ኣብ ሊቢያ ከምዘይተሓርደ፣ ኣብ ኤውሮጳ ኣትዩ እውን ብሓሶት "ኤርትራዊ እየ" ኢሉ ዑቕባ ስደተኛ ከምዘይረኸበ፣ ተመሊሱ "ኣንታ ተረፍ ሰሃራ! ኣንታ ተረፍ ዓሳ! ኣንታ ስደተኛ! " ክብለካ ይውዕል ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ብ UNHCR ንዝወሃበካ ካብ ስርቂ ተጋሩ ንዝተረፈ መቑነን እኽልን ዘይቲን፣ ካብ ቆፍኡ መቒሉ ከምዝሃበካ፣ ንጥውረካ ኣለና፣ ነብለዓካ ነስትየካ ኣለና ክብል ይዋጥየልካ ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ውሽጢ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ጀሚሩ፣ ዓሰርተታት ናይ ኣውራጃ፣ ብሄራትን ሃይማኖትን ውድባት ጫጪሑ፣ መዊሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ደብረዘይትን ሃዋሳን ኣኼባታት ብምውዳብ፣ ንሓድሕድካ ከም ዘይትተኣማመንን ፋሕ ጭንግራሕ ንኽኣትወካን ኣበርቲዑ ሰሪሑ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብናይ ሓሶት ጠቐነ ንኣስታት 10 ዓመታት ሃገርካ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም እትእገድን ብሰንኩ ድማ ከቢድ ቁጠባዊን ስነ-ኣእምሮኣዊን ሃስያ ከም ዝወረደካ ጌሩ፣ ነዚ ብምግባሩ ድማ ብዲፕሎማሲያዊ ጥበብ ንዓኻ ከምዝበልጸካ ከርእየካ ፈቲኑ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ስምካን ክብርኻን ንኽብለል ብቴሌቭዥን፣ ብራድዮን ጋዜጣን መጠነ ሰፊሕ ፕሮፖጋንዳ ኣብ ልዕሌኻ ኣካይዱ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ሓሶት ኣስማትን ስእልታትን እንዳተጠቕመ፣ ኤርትራዊ ተመሲሉ ኣብ ፌስ ቡክ፣ ትዊተርን ፓልቶክን ንሓድሕድካ ብከባቢ፣ ብሃይማኖትን ብፖለቲካዊ ኣረኣእያን ከምእትናቖር ክገብረካ ይፍትን ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሐውኻ ስለዝኾነ፣ ነዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ሰላም ሃዋህው ንኽዝረግ፣ ዝተፈላለያ ናይ ዩቲዩብ ቻናላት ከፊቱ ለይትን መዓልትን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ኣሎ፣ ወረግ "ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ " ዝብል ዳእላን "ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ" ዝብል ታፔላ ሒዙ ኣላጊጹልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እዚ ኩሉ ብቓላት ዘይግለጽ ግፍዕታት ኣብ ልዕሌኻ ኣውሪዱ ከብቅዕ፣ ከም ወዮ ዘይሓፍር ኣንበጣስ ግራትካ ወዲኡ ኣብ ደጎልካ ይሰፍር ዝተባህለ፣ ይቕሬታ ከይሓተተ፣ ታቦት ቤተ ክርስትያን ተጎዝጉዙ፣ "ኤርትራዊያን ኣሕዋትና፣ ንዑ ናብ ክልል ትግራይ፣ ሰቲ ነስኒስና፣ እግርኹም ሓጺብና ክንቅበለኩም ኢና" ክብል ይሕጭጨልካ ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንዝተፈላለዩ ባጋሚዶ ኢትዮጵያዊያን "ጋዜጠኛታት" ገንዘብ ሂቡ፣ ንኽብርኻን ንታሪኽካን ዝድውን ዘረባታት ከምዝዛረቡ ብምግባር፣ ንዓኻ ኣብ ዘይከውን ስምዒት አእትዩ፣ ተሞኽልዩ ድማ ንክኸስበካ፤ ሓላዪኻ ተመሲሉ ፕሮፖጋንዳ ክሰርሓልካ ይውዕል ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንስእሊ ሓርበኛታት ተጋደልቲኻ፣ ንቅያ ታሪኽ ተጋድሎኦም ከም ናቱ ኣምሲሉ ንኽጥቀመሎምን ንኽንየተሎምን ክሰርቀካ ይውዕል ኣሎ፣ ወረግ ኣንጻርካን ኣንጻር ካልኦት ኢትዮጵያዊያንን መፈከሪ ጌሩ ይጥቀመሎም ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብበሰላ ኩናትን እገዳን ሃገርካ ካብ ልምዓት ጅሆ ከምእትትሓዝ ጌሩ ከብቅዕ፣ ብድሕሪ ስምምዕ ሰላምን ግዚያዊ ምኽፋት ዶብን ናብ ኤርትራ ኣትዩ፣ "ኣስመራ ፎቕ ዘይብላ፣ ጽርግያ ዘይብላ፣ መናድቓ 'ኳ ሕብሪ ዘይተለኽየ፣ ጭፈራ ቤት ዘይብላ፣ ጫት ቤት ዘይብላ፣ ከም ቀደማ እያ ዘላ" ክብል ኣባሓጎታትካ ቅድሚ ኣባሓጎታቱ፣ ፎቕን ጽርግያን ከምዝፈልጡ ረሲዑ ተላጊጹልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ እዋን ጊዚያዊ ምኽፋት ዶብ፣ ናይ ጎጃምን ጎንደርን ጣፍ ሒዙ ክሸይጥ ናብ ኤርትራ ምስ ኣተወ፣ ነታ ጣፍ ክትዕድግ ናብ ዕዳጋ ከይዳ፣ "እዚ ጣፍ'ሲ ቁሩብ ከቢሩ" ንዝበለቶ ምቕልልቲ ኣዴኻ፣ "እንታይ ከፊኡኪ እዩ፣ ብወዲ ዓከር ጦቕ ኢልኪ ዝነበርኪ" ክብል ኣብ ኣፋ ተላጊጹላ፣

- ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ 100 ሚልዮን ኣምሓራ፣ኦሮሞን ካልኦት 82 ብሄር ብሄረሰባትን ኣኽቲቱ ከም ዘይወረረካ፣ ከምዘይቀተለካ፣ ሕጂ ተሞኽልዩ ንዓይ ኣግሊልካ ከመይ ጌርካ ምስ ጸላእትኻ ኣምሓራን ኦሮሞን ትራኸብ ኣለኻ ኢሉ የላግጸልካ ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ንስምምዕ ሰላም ኢልካ ካብ'ቲ ዝሃነጽካዮ ድልዱል ድፍዓት ናይ ግንባር ቡሬ (71 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ብድልየትካ ወጺእካ ናብ ቀላጥ ጎልጎል (37 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ምስ ቀየርካ እውን 10 ክፍለ ሰራዊታት ኣኽቲቱ፣ ብእልቢ ዘይብሉ ከበድቲ ኣጽዋር ተሰንዩ፣ ናይ 10 መዓልታት ለይቲን ቀትርን ኩናት ብምግባር፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም ቀያሕትን ጸለምትን ከም እትኸፍል ጌሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ብወያናይ ተቀዳ ኣለሙ ኣቢሉ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንዝነብሩ ተጋሩ " ኣብ'ዚ ሳልስቲ ዓቢ ብስራት ከነስምዓኩም ኢና፣ ዓሰብ ክንሕዛ ቀሪብና ኢና" ዝብል ፕሮፖጋንዳ ጌሩልካ ከብቅዕ፣ ሕጂ ድማ ተሓላቒ ወደባትካን ባሕርኻን ኮይኑ ያኢ "ኣምሓሩን ኦሮሞን ንወደባትካ ኢዮም ዝደልዩ፣ ንባሕርኻ እዮም ዝሃርፉ፣ ኣነ እየ ንልኡላውነት ኤርትራ ዘኽብር" ብምባል ዝሓስብ ኣእምሮ ከምዘይብልካ "ሃሳስ" ቆጺሩ ክኸስበካ ይጽዕር ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እንታይ ከ እዩ ዘይገበረካ? .....ኣነስ ምጽሓፍ ደኺመ፣ ኣንታ ኣንባባይ ቀጽሎ ባዕልኻ !

እሞሲ፣ እዚ ኩሉ ጽሒፍካ እንታይ ኣምጻእኻ እንድዩ፥

ኤርትራዊ ለብም!
ኤርትራዊ ኣስተውዕል!
ኤርትራዊ ኣይትዓሹ !

" የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ፣ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ" ክቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ

" ሽሕ እንተኾነ ሕያዋይ፣ ኣይትእመን ትግራዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ንትግራዋይ ኣድርሮ እምበር፣ ኣይተሕድሮ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም ማዕጺድ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ኣኽሱም ምቕማጥ ሕሱም" ምስላ ለባማት ወለድና

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Meleket » 15 Jan 2020, 08:29

pushkin wrote:
11 Jan 2020, 17:30
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ .........

.....ኣነስ ምጽሓፍ ደኺመ፣ ኣንታ ኣንባባይ ቀጽሎ ባዕልኻ ! ...

" የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ፣ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ" ክቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ ...
እዡኣ’ዶ ክንውስኸላ፧!

"ዝወየነ" :mrgreen: ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንመንነትካን ግሩም ታሪኻን እናመስከረ ንዓመታት ተዓቒቡ ንዝጸንሐ፡ ቅድሚ ኣኽሱማዊ ዘመን ንዝነበረ፡ ምስክር ስልጣኔካን መንነትካን ዝዀነ ንሓውልቲ መጠራ ደይመደይ ቢሉ ከዕኑን ክድምስስን ፈቲኑ።

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Degnet » 15 Jan 2020, 10:31

You idiots,don't you have imagination.You are like dogs mes zebleakum

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by pushkin » 15 Jan 2020, 10:47

Paster Degnet! Would you please proof that I am wrong? All the points indicated are the distinguishing characteristics of Tegaru. If its not right correct us. otherwise don't give a generalize comment(insult).
Degnet wrote:
15 Jan 2020, 10:31
You idiots,don't you have imagination.You are like dogs mes zebleakum

Digital Weyane
Member+
Posts: 8535
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Digital Weyane » 16 Jan 2020, 01:09

"ልደርሆ ብማሸላ ልሻዕውያ ብማሕላ!"... ይብሉ ነበሩ ባለ ራእዩ ታላቁ መራሒና አይተ መለስ ዜናዊ ወዲ ዓድዋ። ኡተን አው መቐለ ወያነና አሲሩወን ለሎ ደርሁ ኡኮ ብማሸላ አታሊልና እይና አው ቁፅፅር ስር አእቲናየን።

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Sabur » 16 Jan 2020, 09:14

Yes, these are the true traits of low life TPLF and its henchmen.

I might add the following along the same trend:

- ሓሳድ ዓጋመ ኢሳያስ ኤርትራዊ መሲሉ : ግርህነትን ውዕለትን እምነትን ኤርትራውያን ክሒዱ: ንጹሃትን ጀጋኑን ቀቲሉ ኣሲሩ ኣማዝቢሉ : መንእሰያት ኤርትራ ካብ ሃገሮም ኣጥፊኡ::

- ሓሳድ ዓጋመ ኢሳያስ ኤርትራዊ መሲሉ : ምስ ወያነ ተማሻጢሩ : ንኤርትራውያን የሕዋት ኣብ ውግእ ሕድሕድ ኣጥፊእዎም ::

pushkin wrote:
11 Jan 2020, 17:30
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኩናት ዓድዋ፣ ንዝተማረኹ ኣስታት 800 ዝኾኑ ኤርትራዊያን መንእስያት፣ ብተጋሩ ዝቖመ ሰራዊት ኣሉላ እንግዳን መንገሻ ዮሃንስን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮምን፣ ኣብ ጉንዲ ዕንጨይቲ ጌሩ፣ ብጎዞሞን ፋስን ቆሪጹ፣ ኣይብልዑ ኣይስተዮ ጌሩ፣ ናብ ዓዶም ኣፋንይዎም። ንመዋእሎም ድማ ብኣካላዊን ስነ-ኣእምሮኣዊ ቃንዛ ከምዘሕልፍዎ ጌሩ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣስመራን ካልእ ከባቢታት ኤርትራን፣ ኣብ ግዜ ደርጊ ናይ ኢሰፓ፣ ናይ ቀበሌ ሊቀመንበር፣ ናይ ደህንነት ዕሱብ ኮይኑ፣ ምሳኻ ትግርኛ እንዳተዛረበ፣ ብሕጓ ምስ ስርዓት ደርግ እንዳተመሻጠረ፣ ንንብረትካ ክዘምት፣ "ሻዕቢያ እዩ፣ ጀብሃ እዩ" እናዳበለ፣ እንዳጠቆመ አእሲሩካ፣ ካብ ሃገርካ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩካ፣ ኣቕቲሉካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ ን 100 ሚልዮን ህዝቢን 82 ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያን ክተት ኢሉ፣ ንጸጋታት ዓባይ ሃገር ኢትዮጵያ ተመኪሑ፣ "ኣምሓራይ ኣሎ በሎ፣ ኦሮሞ ኣሎ በሎ፣ ጋምቤላ ኣሎ በሎ...በሎ ነዚ ትምክሕተኛ ኤርትራዊ" ብምባል፣ ብበዓል ኢያሱ በርሀ እንዳደረፈ ተዋጊኡካ፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም፣ ኣሽሓት አዚኻ እተፍቅሮምን እትናፍቖምን፣ ቀያሕትን ጸለምቲን መንእስያት፣ ኣወዳትን ኣዋልድን ደቅኻን ኣሕዋትካን ቀቲሉልካ፣ ኣሰንኪሉልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቶም ኣዚኻ እተኽብሮም፣ ኣብ ጽላት ልብኻ ብወርቃዊ ቀለም ኣስማቶም ንዝወቀርካዮ፣ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ፣ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ነገር እተኽብሮም ስውኣትካ፣ ንመቓብሮም ፊሒሩን ኣዕጽምቶም ኣብ ንፋስ ዘርዩ ንልብኻ ንዘንትእለት ኣድምይዎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ማእኸል ዓድኻ ኣፈናቒሉ፣ መሬትካ ወሪሩ፣ ኣባይትኻ ኣፍሪሱ፣ ኣእማን፣ ብሉኬት፣ ሞራለ፣ ዚንጎታትን ካልእ ድስቲ ኩስኩስቲ፣ ኩሉ ሓጨመጪ ገዛኻ ከይተረፈ፣ ብኣድገ በቕሊ ጽዒኑ ናብ ትግራይ ኣግዒዙ ናብራኡ ኣጣጢሑሉ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ልዕሊ 100,000 ኤርትራዊ፣ ሕብሪ ዓይንኻ ደስ ኣይበለንን ብምባል፣ ካብ መላእ ኢትዮጵያ፣ መዋእልካ ሰሪሕካ ዘጥረኻዮ ገዛኻ፣ ጋራጃትካ፣ ሆቴልካ፣ ድኳንካ፣ መኻይንካ፣ ኣብ ባንክ ዘቐመጥካዮ ቅሙጥ ገንዘብካ ወዘተ. ኣብ ሓንቲ ረፍዲ ዘሚቱ፣ ካብ ገዛኻ ኩባያ ከየልዓልካ፣ ብፒጃማን ብሸበጥ ሳእኒን ኣባሪሩካ፣ ብንብረትካን ገንዘብካን ድማ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ጸብለል ኢሉ ተራእዩሉ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ደቂስካሉ ዝነበርካ ሆስፒታል፡ ተተኺሉልካ ንዝነበረ ጉልኮስ ኢንፊውዥን ኣውጺኡ ሰጉጉካ፣ ካብ'ቲ ብብሕትውና ትቕመጠሉ ዝነበርካ ገዳማት ኢትዮጵያ እውን ከይተረፈ "ኮማንዶ ሻዕቢያ" ዝብል ስም ኣጠሚቑ ኣባሪሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስድራቤታት በታቲኑ ንገሌኻ ኣብ ኢትዮጵያ ጀሆ ሒዙ ኣትሪፉ፣ ንገሌኻ ሰጉጉ፣ ንገሌኻ ዘይሓሰብካዮ፣ ናብ ኬኒያን ጅቡቲን ብእግርኻ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩ፣ ንገሌኻ እውን ኣብ ጫካታት ደቡብ ኢትዮጵያ ድራር ኣራዊት ከም እትኸውን ጌሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝወረዶም ዝምታ ንብረትን ብሰንኩ ዝሰዓበ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊ ሃስያን፣ ማእለያ ዘይብሎም ሰብ ጸጋ ኤርትራዊያን ብደም ብዝሒ፣ ብሽኮርያን ብብስጭትን ኣብ ዘይመዓልቶም ካብ'ዛ ዓለም ብሞት ከምዝፍለዩ ጌሩ፣ በዚ ድማ ንስድራቤታት ኣብ ዓሙቕ ሓዘንን ቅዛነትን ሸሚሙ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ንዓኻ ንዝተፈረደልካ መሬትካ ንዓመታት ጎቢጡ ሒዙ፣ ንጉዝጓዝ ሓያላት ሃገራት ዓለምን ን100 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢን ጸጋን ኢትዮጵያን ተመኪሑ ተላጊጹልካ፣ ንዋሕዲ ህዝብኻን ጸጋታትካን ተበሊጹ፣ ያኢ ብታንክታትካን መዳፍዕኻን ካብ ሽረ ጀሚርካ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣራት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ከምዘየእተኻዮ፣ "እስከ ቅረበኒ ኣንታ ፈራህ፣ ኣንታ ሃዳሚ፣ እንተደልየ እውን ኣስመራ ክኣቱ ይኽእል እየ" ክብል ብጅግንነትካ ተላጊጹልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ን16 ዓመታት ኣይ ኩናት ኣይ ሰላም ፖሊሲ ኣዊጁ፣ ናይ ንእስነት ዕድሜኻ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ጅሆ ከም እትትሓዝን፣ ካብ ሓዳርን ናብራን ከምእትተርፍ፣ ሕዱር ሕማም ከም እተጥሪን ብሰንኪ ንውሓት ጊዜ ተማሪርካ ሃገርካ ገዲፍካ ሃጽ ኢልካ ከም እትስደድን ጌሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ጥቓ ዶብካ መዓስከር ስደተኛታት ከፊቱ "ናብ ኣሜሪካን ካናዳን ክሰደካ" እየ ኢሉ፣ ኣወናዊኑ ካብ ሃገርካ ከምእትወጽእ ጌሩካ፣ ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ጭንግራሕ ንኽትብል ስይራተጂ ነዲፉ ኣበርቲዑ ሰሪሑ።

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብስምካ ከም ስደተኛ ተመዝጊቡ ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዩሉ፣ ወረግ ገሊኦም ተጋሩስ፣ ንሳቶም ንስኻ ኮይኖም፣ ብስምካ፣ ብስም ኣቦኻን ብስም ኣባሓጎኻን ተጠቂሞም እዮም ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዮም። ንስኻ ድማ ብከርፋሕ ናብራ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይን ንውሓት ጊዜን ተማሪርካ፣ ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን፣ ካብኡ ናብ ሊቢያ፣ ካብኡ ድማ እንተቐኒዑካ ናብ ኤውሮጳ ክትሰግር ክትብል፣ ኣብ ሑጻ ሰሃራን ኣብ ማእከላይ ባሕሪን ተዋሒጥካ ከም እትተርፍ ጌሩ፣ ኩሊትካ ብሽፋቱ በደዊን ከም እትስረቕ ጌሩ፣ በዚ እውን ኣላጊጹልካ፣ ብኮራርምቱ ስሒቑካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንሓውኻ ወይ ሓፍትኻ ከተልቅቕ፣ ንጅሆ ተሓዝቲ ሸፋቱ በደዊን ማእለያ ዘይብሉ ገንዘብ ከም እትኸፍል ጌሩካ፣ ገንዘብካ ከፊልካ እውን ኣሕዋትካ ካብ መጥባሕትን ሞትን ኣየድሓንካዮምን። ነዚ ጌሩ ከብቅዕ "በዓል ኢሳይያስ ኢዮም ምስ ኣዕራብ ተመሻጢሮም ኩሊትካ ሰሪቖሞ" ኢሉ ከእምነካ ብዙሕ ጽዒሩ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ምሳኻ ከምዘይተሰደደ፣ ምሳኻ ኣብ ሑጻ ሰሃራ ከምዘይተቐበረ፣ ምሳኻ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዘይጠለቐ፣ ምሳኻ ብግብረሽበራዊያን ኣብ ሊቢያ ከምዘይተሓርደ፣ ኣብ ኤውሮጳ ኣትዩ እውን ብሓሶት "ኤርትራዊ እየ" ኢሉ ዑቕባ ስደተኛ ከምዘይረኸበ፣ ተመሊሱ "ኣንታ ተረፍ ሰሃራ! ኣንታ ተረፍ ዓሳ! ኣንታ ስደተኛ! " ክብለካ ይውዕል ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ብ UNHCR ንዝወሃበካ ካብ ስርቂ ተጋሩ ንዝተረፈ መቑነን እኽልን ዘይቲን፣ ካብ ቆፍኡ መቒሉ ከምዝሃበካ፣ ንጥውረካ ኣለና፣ ነብለዓካ ነስትየካ ኣለና ክብል ይዋጥየልካ ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ውሽጢ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ጀሚሩ፣ ዓሰርተታት ናይ ኣውራጃ፣ ብሄራትን ሃይማኖትን ውድባት ጫጪሑ፣ መዊሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ደብረዘይትን ሃዋሳን ኣኼባታት ብምውዳብ፣ ንሓድሕድካ ከም ዘይትተኣማመንን ፋሕ ጭንግራሕ ንኽኣትወካን ኣበርቲዑ ሰሪሑ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብናይ ሓሶት ጠቐነ ንኣስታት 10 ዓመታት ሃገርካ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም እትእገድን ብሰንኩ ድማ ከቢድ ቁጠባዊን ስነ-ኣእምሮኣዊን ሃስያ ከም ዝወረደካ ጌሩ፣ ነዚ ብምግባሩ ድማ ብዲፕሎማሲያዊ ጥበብ ንዓኻ ከምዝበልጸካ ከርእየካ ፈቲኑ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ስምካን ክብርኻን ንኽብለል ብቴሌቭዥን፣ ብራድዮን ጋዜጣን መጠነ ሰፊሕ ፕሮፖጋንዳ ኣብ ልዕሌኻ ኣካይዱ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ሓሶት ኣስማትን ስእልታትን እንዳተጠቕመ፣ ኤርትራዊ ተመሲሉ ኣብ ፌስ ቡክ፣ ትዊተርን ፓልቶክን ንሓድሕድካ ብከባቢ፣ ብሃይማኖትን ብፖለቲካዊ ኣረኣእያን ከምእትናቖር ክገብረካ ይፍትን ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሐውኻ ስለዝኾነ፣ ነዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ሰላም ሃዋህው ንኽዝረግ፣ ዝተፈላለያ ናይ ዩቲዩብ ቻናላት ከፊቱ ለይትን መዓልትን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ኣሎ፣ ወረግ "ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ " ዝብል ዳእላን "ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ" ዝብል ታፔላ ሒዙ ኣላጊጹልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እዚ ኩሉ ብቓላት ዘይግለጽ ግፍዕታት ኣብ ልዕሌኻ ኣውሪዱ ከብቅዕ፣ ከም ወዮ ዘይሓፍር ኣንበጣስ ግራትካ ወዲኡ ኣብ ደጎልካ ይሰፍር ዝተባህለ፣ ይቕሬታ ከይሓተተ፣ ታቦት ቤተ ክርስትያን ተጎዝጉዙ፣ "ኤርትራዊያን ኣሕዋትና፣ ንዑ ናብ ክልል ትግራይ፣ ሰቲ ነስኒስና፣ እግርኹም ሓጺብና ክንቅበለኩም ኢና" ክብል ይሕጭጨልካ ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንዝተፈላለዩ ባጋሚዶ ኢትዮጵያዊያን "ጋዜጠኛታት" ገንዘብ ሂቡ፣ ንኽብርኻን ንታሪኽካን ዝድውን ዘረባታት ከምዝዛረቡ ብምግባር፣ ንዓኻ ኣብ ዘይከውን ስምዒት አእትዩ፣ ተሞኽልዩ ድማ ንክኸስበካ፤ ሓላዪኻ ተመሲሉ ፕሮፖጋንዳ ክሰርሓልካ ይውዕል ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንስእሊ ሓርበኛታት ተጋደልቲኻ፣ ንቅያ ታሪኽ ተጋድሎኦም ከም ናቱ ኣምሲሉ ንኽጥቀመሎምን ንኽንየተሎምን ክሰርቀካ ይውዕል ኣሎ፣ ወረግ ኣንጻርካን ኣንጻር ካልኦት ኢትዮጵያዊያንን መፈከሪ ጌሩ ይጥቀመሎም ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብበሰላ ኩናትን እገዳን ሃገርካ ካብ ልምዓት ጅሆ ከምእትትሓዝ ጌሩ ከብቅዕ፣ ብድሕሪ ስምምዕ ሰላምን ግዚያዊ ምኽፋት ዶብን ናብ ኤርትራ ኣትዩ፣ "ኣስመራ ፎቕ ዘይብላ፣ ጽርግያ ዘይብላ፣ መናድቓ 'ኳ ሕብሪ ዘይተለኽየ፣ ጭፈራ ቤት ዘይብላ፣ ጫት ቤት ዘይብላ፣ ከም ቀደማ እያ ዘላ" ክብል ኣባሓጎታትካ ቅድሚ ኣባሓጎታቱ፣ ፎቕን ጽርግያን ከምዝፈልጡ ረሲዑ ተላጊጹልካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ እዋን ጊዚያዊ ምኽፋት ዶብ፣ ናይ ጎጃምን ጎንደርን ጣፍ ሒዙ ክሸይጥ ናብ ኤርትራ ምስ ኣተወ፣ ነታ ጣፍ ክትዕድግ ናብ ዕዳጋ ከይዳ፣ "እዚ ጣፍ'ሲ ቁሩብ ከቢሩ" ንዝበለቶ ምቕልልቲ ኣዴኻ፣ "እንታይ ከፊኡኪ እዩ፣ ብወዲ ዓከር ጦቕ ኢልኪ ዝነበርኪ" ክብል ኣብ ኣፋ ተላጊጹላ፣

- ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ 100 ሚልዮን ኣምሓራ፣ኦሮሞን ካልኦት 82 ብሄር ብሄረሰባትን ኣኽቲቱ ከም ዘይወረረካ፣ ከምዘይቀተለካ፣ ሕጂ ተሞኽልዩ ንዓይ ኣግሊልካ ከመይ ጌርካ ምስ ጸላእትኻ ኣምሓራን ኦሮሞን ትራኸብ ኣለኻ ኢሉ የላግጸልካ ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ንስምምዕ ሰላም ኢልካ ካብ'ቲ ዝሃነጽካዮ ድልዱል ድፍዓት ናይ ግንባር ቡሬ (71 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ብድልየትካ ወጺእካ ናብ ቀላጥ ጎልጎል (37 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ምስ ቀየርካ እውን 10 ክፍለ ሰራዊታት ኣኽቲቱ፣ ብእልቢ ዘይብሉ ከበድቲ ኣጽዋር ተሰንዩ፣ ናይ 10 መዓልታት ለይቲን ቀትርን ኩናት ብምግባር፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም ቀያሕትን ጸለምትን ከም እትኸፍል ጌሩካ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ብወያናይ ተቀዳ ኣለሙ ኣቢሉ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንዝነብሩ ተጋሩ " ኣብ'ዚ ሳልስቲ ዓቢ ብስራት ከነስምዓኩም ኢና፣ ዓሰብ ክንሕዛ ቀሪብና ኢና" ዝብል ፕሮፖጋንዳ ጌሩልካ ከብቅዕ፣ ሕጂ ድማ ተሓላቒ ወደባትካን ባሕርኻን ኮይኑ ያኢ "ኣምሓሩን ኦሮሞን ንወደባትካ ኢዮም ዝደልዩ፣ ንባሕርኻ እዮም ዝሃርፉ፣ ኣነ እየ ንልኡላውነት ኤርትራ ዘኽብር" ብምባል ዝሓስብ ኣእምሮ ከምዘይብልካ "ሃሳስ" ቆጺሩ ክኸስበካ ይጽዕር ኣሎ፣

- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እንታይ ከ እዩ ዘይገበረካ? .....ኣነስ ምጽሓፍ ደኺመ፣ ኣንታ ኣንባባይ ቀጽሎ ባዕልኻ !

እሞሲ፣ እዚ ኩሉ ጽሒፍካ እንታይ ኣምጻእኻ እንድዩ፥

ኤርትራዊ ለብም!
ኤርትራዊ ኣስተውዕል!
ኤርትራዊ ኣይትዓሹ !

" የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ፣ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ" ክቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ

" ሽሕ እንተኾነ ሕያዋይ፣ ኣይትእመን ትግራዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ንትግራዋይ ኣድርሮ እምበር፣ ኣይተሕድሮ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም ማዕጺድ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !

" ኣኽሱም ምቕማጥ ሕሱም" ምስላ ለባማት ወለድና
Last edited by Sabur on 17 Jan 2020, 00:02, edited 1 time in total.

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Meleket » 16 Jan 2020, 10:45

እዘን ክልተ ናይ ዝተፈላለየ ክፍለዘመን ኤርትራዊ ብሂላት፣ ምስታ ኣብ ታህቲ ዛላ ኤርትራዊ ብሂል መበል 20 ክፍለዘመን ብሓባር፣ ኣብዡይ እንተተቋደስናየን ቅኑዕ ቦታኣን እንደኣሉ! :mrgreen:

ኣሽንኳይ ንጉሥ ተምቤን ንፋስ ተምቤን ኣይልኸኻ” ኤርትራዊ ብሂል መበል 19 ክፍለዘመን :lol:

እቶም ዘዕለበጡ ንኤረይ ክወሩዋ፣ ኣጋንንቲ ተምቤን ኣጋንንቲ ዓድዋ” ኤርትራዊ ብሂል መበል 21 ክፍለዘመን :mrgreen:
pushkin wrote:
11 Jan 2020, 17:30
...
ኤርትራዊ ለብም!
ኤርትራዊ ኣስተውዕል!
ኤርትራዊ ኣይትዓሹ !

" የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ፣ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ" ክቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ

...

Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Eripoblikan » 16 Jan 2020, 15:06

ህግደፍን ህወሓትን ኣብዘይረብሕ ኣረጊት ጣቋ፡ ሰብ ሸንኮለል ኣይተብሉ። ፍትሓውን ነጻን ምርጫ ጌርኩም፡ ህዝቢ ንዘመረጾም ሰባት ስልጣን ኣረክቡ።

ህግደፍ ኣብ ኤርትራ
ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ

ነዚ ቅዱስ ነገር ፈጽሙ። ተዘየሎ ኣብ ሃለውለው ወርቃዊ ግዜና ኣይተጥፍኡልና።

ወድሓንኩም

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by pushkin » 16 Jan 2020, 15:30

The message doesn't mean to Agames! You as an Agame advocate for your tiny kilil Tigray. If you have any advice, say to them that Eritreans are not fools & you better change your strategies that will help your Agame people to come out of poverty.
Eripoblikan wrote:
16 Jan 2020, 15:06
ህግደፍን ህወሓትን ኣብዘይረብሕ ኣረጊት ጣቋ፡ ሰብ ሸንኮለል ኣይተብሉ። ፍትሓውን ነጻን ምርጫ ጌርኩም፡ ህዝቢ ንዘመረጾም ሰባት ስልጣን ኣረክቡ።

ህግደፍ ኣብ ኤርትራ
ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ

ነዚ ቅዱስ ነገር ፈጽሙ። ተዘየሎ ኣብ ሃለውለው ወርቃዊ ግዜና ኣይተጥፍኡልና።

ወድሓንኩም

Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Eripoblikan » 16 Jan 2020, 15:39

Your boss is a well-known Tembenite and I am a full-blooded Eritrean.

Justice, Freedom, Democracy and Prosperity is coming to Eritrea. Then PFDJ will be dissolved and its assets will be repatriated to its rightful owners, the Eritrean people. And the funds being used to run a campaign of distortion by the likes of you WILL RUN DRY.

Don't bother answering
I don't have time listening to monotonous cadre discourse
of digital PFDJites and TPLFites.
pushkin wrote:
16 Jan 2020, 15:30

Post by pushkin » 16 Jan 2020, 15:50

ረሳሕ ዒሉ ዓጋመ! We Eritreans are well aware of Libi Tigray & your twisted heart. Mark my word, no one listens to you crocodile cry day and night using your fake Eritrean identity. We Eritreans have rich tradition of democracy not the procured one but the one inherited from Higi Endaba. What you have mentioned are copied from your white masters which couldn't bring peace to Africa let alone to the Tigray ruled Ethiopia. So, exercise your garbage to your tiny evil Agame land not to the Nation of Halalat :lol:
Eripoblikan wrote:
16 Jan 2020, 15:39
Your boss is a well-known Tembenite and I am a full-blooded Eritrean.

Justice, Freedom, Democracy and Prosperity is coming to Eritrea. Then PFDJ will be dissolved and its assets will be repatriated to its rightful owners, the Eritrean people. And the funds being used to run a campaign of distortion by the likes of you WILL RUN DRY.

Don't bother answering
I don't have time listening to monotonous cadre discourse
of digital PFDJites and TPLFites.
pushkin wrote:
16 Jan 2020, 15:30
The message doesn't mean to Agames! You as an Agame advocate for your tiny kilil Tigray. If you have any advice, say to them that Eritreans are not fools & you better change your strategies that will help your Agame people to come out of poverty.
Eripoblikan wrote:
16 Jan 2020, 15:06
ህግደፍን ህወሓትን ኣብዘይረብሕ ኣረጊት ጣቋ፡ ሰብ ሸንኮለል ኣይተብሉ። ፍትሓውን ነጻን ምርጫ ጌርኩም፡ ህዝቢ ንዘመረጾም ሰባት ስልጣን ኣረክቡ።

ህግደፍ ኣብ ኤርትራ
ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ

ነዚ ቅዱስ ነገር ፈጽሙ። ተዘየሎ ኣብ ሃለውለው ወርቃዊ ግዜና ኣይተጥፍኡልና።

ወድሓንኩም

Digital Weyane
Member+
Posts: 8535
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Digital Weyane » 16 Jan 2020, 23:02

ነዙይ ፅሑፋቲ ብዘንበብኩዎ ፅሕፃሕ ብፅሕፃሕ ሆይነ ኡንተበልኩ ምግናን አይኾነይ። ስነይ ክምስ ይበል እምበዪ አንጉዓይ ሁሉ ኡዩ ፈሲሱ። ዋይ ዋይ አንታ ኡንታይ ሽግሩ መፀና??

( ͡° ͜ʖ ͡°)
Member
Posts: 2312
Joined: 11 Jan 2020, 21:22

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by ( ͡° ͜ʖ ͡°) » 17 Jan 2020, 00:30

ከደምቲ፡ ለመንቲ፡ ጥውይዋይ ልቦም ሓሰውቲ! ከዳዓት፡ አረሜናውያን

( ͡° ͜ʖ ͡°)
Member
Posts: 2312
Joined: 11 Jan 2020, 21:22

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by ( ͡° ͜ʖ ͡°) » 17 Jan 2020, 01:05

ዓወት ድራሩ መስተውዓሊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጸላእትኻ ሓንቲ ጥይት ከይተኮስካ አላሽ አቢልካ ዳግማይ ከምዘይትንስኡ ጌርካ ናብ ዓዶም ትግራይ ሸለው አቢልካዮም አለኻ። እዚ ኹሉ ዓወታት ውጽኢት ጽንዓትካን: ስጡም ሓድነትካን፡ ምስትውዓልካን እዩ'ሞ ፍናን ይሰማዕካ።

ዓወት ንሓፋሽ!

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by pushkin » 17 Jan 2020, 05:08

( ͡° ͜ʖ ͡°) wrote:
17 Jan 2020, 00:30
ከደምቲ፡ ለመንቲ፡ ጥውይዋይ ልቦም ሓሰውቲ! ከዳዓት፡ አረሜናውያን

Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Eripoblikan » 17 Jan 2020, 09:06

ዓጀውጀው ጋንታ ህግደፍ መወዳእታ ዘይብሉ

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by pushkin » 17 Jan 2020, 09:15

Be cool the twisted heart Agame man! There is no difference between PFDJ & the Eritrean people. We understand your frustration that Agames are now in a great trouble & will be like the gypsies. You better commit suicide before this happen :lol: :lol: :lol: :lol:
Eripoblikan wrote:
17 Jan 2020, 09:06
ዓጀውጀው ጋንታ ህግደፍ መወዳእታ ዘይብሉ

Digital Weyane
Member+
Posts: 8535
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Digital Weyane » 18 Jan 2020, 15:24

ኤርትራውያን ኮስቶውዕሉ ልኽእሉ ኡንተዝነብሩ ነይሮም እማ ሰጥ ለበጥ ኢሎም ወደባት ዓሰብን ምፅዋዕን ልእኖይ ዓባይ ትግራይ ሂቦም ባድመኦም ብሠላም ምተረከቡ ነይሮም። ልዓየይ ሀም ዝርድአኒ ኡዞም ኡንካን-ሃባን ዝባሃል ረቂቕ ሳይንሳዊ ዲፕሎማሲ ዘይተሰቆሮም ኤርትራውያን ቡዙሕ ሙስቱውዓል ይጎድሎም ኡዩ። ዲጋ ምስራሕን ወርቂ ምቑፋርን ብቻ ኡዮም ዝፈልጡ።

Zreal
Member
Posts: 486
Joined: 15 Mar 2019, 20:33

Re: ኣስተውዕል ኤርትራዊ !

Post by Zreal » 19 Jan 2020, 00:48

pushkin wrote:
16 Jan 2020, 15:50
ረሳሕ ዒሉ ዓጋመ! We Eritreans are well aware of Libi Tigray & your twisted heart. Mark my word, no one listens to you crocodile cry day and night using your fake Eritrean identity. lol:
ይቅሬታ! :lol: :lol: :lol: :lol:

Post Reply