-
- Member
- Posts: 1860
- Joined: 31 May 2013, 21:30
-
- Member
- Posts: 1860
- Joined: 31 May 2013, 21:30
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
Awel Seid yeakl (ይኣክል) Enough! Beka! 02.01.2020 ELELELELelel Eritrea !
Please wait, video is loading...
-
- Member
- Posts: 1860
- Joined: 31 May 2013, 21:30
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
2020 is set to be the year of Enough! Beka! ይኣክል .Hallelujah.
-
- Member
- Posts: 1860
- Joined: 31 May 2013, 21:30
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
I'm glad finally ታጋይ ኢሱ's well toned legs become an issue in 2020
-
- Member
- Posts: 976
- Joined: 02 Nov 2019, 03:48
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
I Can’t wait for Asswash and Absent to spam this thread with anti Issu and anti Eritrea literature
-
- Member
- Posts: 440
- Joined: 07 Dec 2013, 03:41
-
- Member
- Posts: 440
- Joined: 07 Dec 2013, 03:41
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
"sadaqaalahul azim " Deki Eri "sesenu sesenu " 2020! 2020!
-
- Member
- Posts: 1934
- Joined: 05 Dec 2012, 15:14
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
Housing Project #Eritrea2020[/size] kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
http://raimoq.com/master-plan-for-new-a ... itrea2020/
http://raimoq.com/master-plan-for-new-a ... itrea2020/
Please wait, video is loading...
-
- Member
- Posts: 1608
- Joined: 30 Nov 2013, 03:48
-
- Member
- Posts: 1608
- Joined: 30 Nov 2013, 03:48
Re: ታጋይ ኢሱ deserves our praise and gratitude.
Here we go ! Samuel Almede , Song and play writer
ዕላል መሰንጀር
ትማል ምስ ሓደ ሓወይ ኣብ መሰንጀር ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ናይ እንቋዕ ኣብቃዓካ መልእኽቲ ምስ ሰደድኩሉ ዘይተጸበኽዎ መልሲ ምስ መጻኒ ግርታ ፈጢሩለይ።
" ንዓይ እዚ ሓድሽ ትብሎ ዘለኻ ዓመት ዋላ ሓደ መቐረት ኣይፈጥረለይን እዩ" ክብል መለሰለይ።
"ብኸመይ?" ህዉኽ ኢለ ጺሒፈሉ
" ብኸመይ ዶ ?" ንሕቶይ ብሕቶ ድሕሪ ምምላሱ
" ምናልባት ኣብ ሃገረይ ምስ ስድራይ ወይ ምስ የዕሩኽተይ እንተዝህሉ ሓደ ነገር እዩ፡ ኣብ ስደት ግን በይነይ ኣብ ገዛ ተዓጽየ ከመይ'ሉ መቐረት ክህበኒ ትሓስብ " ክብል ጸገሙ ገለጸለይ።
ስደት ክሳብ ክንድዚ ጽሙዋን ተባላዒን ሙዃኑ በቲ ሓደ ፡ ናፍቆት ስድራን መቕርብን በቲ ኻልእ ተደማሚሩ ሃስያ ክፈጥረሉ ከም ዝኽእል ኣይሳሓትኩን ። ግን ምስኡ ምድንጋጽ ኣይደለኹን።
"እዚ ምፍልላይ ምስ ስድራን ዓርከ-መሓዛን ንዘልኣለም ድዩ ክቕጽል ?ሓደ መዓልቲ 'ኳ ነበር ክኾዉን እዩ ፡ ስለምንታይ ክሳብ ክንድዚ ተማርር ? " በልክዎ።
"እሞ መዓስ እዩ ነበር ክኾዉን ? " በለኒ
"መን ይፈልጥ ጽባሕ ውግሕ ኢሉ ይኾዉን ፡ ንሂወት ብተስፋ ክትነብራ ክኣል ፡ ተስፋ እዩ ዘናብር " በልክዎ።
"ነዊሕ ተስፋ ንልቢ የማህምኖ ፡ ዝተፈጸመ ድሌት ግን ዓንዲ ሕቆ እዩ ዝብል ኣባሃህላ ኣሎ " መለሰለይ ሓወኒ
"እሞ ዝተፈጸመ ድሌት ዓንዲ ሕቆ ተኾይኑ ንዓ ጠቕሊልካ ዓድኻ እቶ?"
" እንታይ ሒዘ ፡ እዚ ኹሉ ተሰዲደስ ጥራይ ኢደይ ክኣቱ፧"
" ጥራይ ኢድካ እንተኣተኻ ዘይ ናብ ገዛኻን ደቕኻን በዓልቲ ቤትካን ኢኻ"
" እዝስ ኣይዘረባን!"
" እሞ ብኸመይ ድኣ እቲ ሽግር ክፍታሕ፧" በልክዎ። ኣይመለሰለይን።
"ኣለኻ ዶ ?" ንኸረጋግጽ ደጊመ ሓተትክዎ ። active 2 minutes ago ዝብል ምስ ረኣኹ ካብ መስመር ከም ዝወጸ ኣረጋጊጸ። ኣነ ድማ ብዛዕባ ቃላቱ እናሓሰብኩ logout ኢለ ሞባይለይ ካብ እንዳ ኢንተርነት ወጻእኩ። ዳግማይ ምስ ተራኸብና ካብ ምሕታት ዓዲ ኣይዉዕልን እየ።
ሳሙኤል ኣልመደ
03 - 01 - 2020
ኣስመራ

- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43