Page 1 of 1

መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !

Posted: 28 Dec 2019, 03:35
by Abe Abraham





መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !
===========================
እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ኩነታት ትግራይን ጭፍራ ወያነን ብኤርትራውያን ኣክትቪስትን ካድረታትን ተረኽትን ክንገር ጸኒሑ ኣሎ : እንተኾነ ግን ብኣንጻራውነት ክርአ ስለ ዝጸንሐ : ሎሚ ተጋሩ ብኣካልኩም ዝኾነ ትግራዋይ ስምዑ ~ ሓደ ክስማዕ ዘለዎ ሓቂ ከም ዘላታ ኮፍ ኣቢሉ ዝትንትን ትግራዋይ ዶ/ር ኣብረሃም በላይ ተረኺቡ'ሎ ከማኻ የብዘሓዮም እዮ ዘብል እምበር እዛ ጸረ ሰላም ሺፍታ ማለሊት'ሲ ናብዛ ጉድጋዳ እያ ።



Re: መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !

Posted: 28 Dec 2019, 03:45
by Justice Seeker
ኳዜን ዓዜን ሓውዜን የሕዋት ሙኻኖም ትፈልጥ'ዶ ! :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:

Re: መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !

Posted: 28 Dec 2019, 06:19
by Degnet
Justice Seeker wrote:
28 Dec 2019, 03:45
ኳዜን ዓዜን ሓውዜን የሕዋት ሙኻኖም ትፈልጥ'ዶ ! :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:
Hawzen teumat sebat eyom.

Re: መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !

Posted: 28 Dec 2019, 06:50
by wegri
Degnet wrote:
28 Dec 2019, 06:19
Justice Seeker wrote:
28 Dec 2019, 03:45
ኳዜን ዓዜን ሓውዜን የሕዋት ሙኻኖም ትፈልጥ'ዶ ! :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:
Hawzen teumat sebat eyom.
ደጊቱ aka ቀሺ ሓጥያት

ኣንታ ጉሓፍ ቱካይ ኣረጊት፡ ኳዜን ዓዜን ከ ጥዑማት ኣይኮኑን ማለትካ ድዩ? ከመይ ተቐዘፍ ርኹስ ፍጥረት። :evil: