መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !
Posted: 28 Dec 2019, 03:35
መልእኽቲ ደ/ር ኣብርሃም በላይ ናብ ተጋሩ !
===========================
እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ኩነታት ትግራይን ጭፍራ ወያነን ብኤርትራውያን ኣክትቪስትን ካድረታትን ተረኽትን ክንገር ጸኒሑ ኣሎ : እንተኾነ ግን ብኣንጻራውነት ክርአ ስለ ዝጸንሐ : ሎሚ ተጋሩ ብኣካልኩም ዝኾነ ትግራዋይ ስምዑ ~ ሓደ ክስማዕ ዘለዎ ሓቂ ከም ዘላታ ኮፍ ኣቢሉ ዝትንትን ትግራዋይ ዶ/ር ኣብረሃም በላይ ተረኺቡ'ሎ ከማኻ የብዘሓዮም እዮ ዘብል እምበር እዛ ጸረ ሰላም ሺፍታ ማለሊት'ሲ ናብዛ ጉድጋዳ እያ ።