Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

An Activist from Tigray says!

Post by Hameddibewoyane » 26 Dec 2019, 14:53

"ኣንታ ሓቁ'ባ ኢዩ መንግስቱ ሃይለማርያም ኣነ ምስ ሻዕብያ ን ኦነግን ጥራሕ ኢየ ዝዋጋእ ነረ ኣይፈልጦምን ኢየ ውሑጅ ገፊዑ ዘምጽኦም ኢዮም ክብሎም ንመራሕቲ ህወሓት "
Tilahun Arefe

Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

Re: An Activist from Tigray says!

Post by Hameddibewoyane » 26 Dec 2019, 14:58

መስመር ህወሓት!!!!

Ejersa
Member
Posts: 3976
Joined: 05 Nov 2019, 10:39

Re: An Activist from Tigray says!

Post by Ejersa » 26 Dec 2019, 15:45

በለው የአገራችን ፓለቲካ ገና አሁን ሀ ብሎ ጀመረ። ክብርና ጤና ለአብርሃ ደስታና ለዓንዶም ዓረና በይኖም ተሸኪሞም ክሳብ ሐዚ ዘፅንሑዋ።ካብ ገዲም ሐጋዚኦም ብዙሕ እዩ።
Tilahun Arefe

Ejersa
Member
Posts: 3976
Joined: 05 Nov 2019, 10:39

Re: An Activist from Tigray says!

Post by Ejersa » 26 Dec 2019, 15:51

1) ህዝብና ሰናይ ምምሕዳር ሲኢኑ ይንገላታዕ ኣሎ። ይጎሳቐል ኣሎ? ኣይግዚኡን!!!!
2) ህዝብና ብካድረታት ኣድልዎን ሙስና ፀርፀር ይብል ኣሎ። ኣይጊዚኡን ሱቕ በሉ!!!!
3) ህዝብና ናብራኡ ኣይተቐየረን፣ ወዙ ርሒቑ ተጎሳቒሉ ይነብር ኣሎ። ብኣንፃሩ ሓለፍቲን ካድረታትን ብሃፍቲ ህዝቢ ይዕንድሩ ኣለው። ሎሚ ከምኡ ኣይትበሉ ኣይጊዚኡን!!!!!
4) ህወሓት ዲሞክራሲ ትጭፍልቕ ኣላ። ከምኡ ኣይትበሉ ኣብ መኸተ ኢና ዘለና!!!
5) ናይ ህዝቢ ሚድያታት መሳርሒ ሓደ ውድብ ይኾና ኣለው። ኣይጊዚኡን!!!!!
።።።።።።።።
ንሳቶም ዲሞክራሲ ክጭፍልቑ፣ ቅናት ኣዴታት ክፈትሑ፣ መሬት ህዝቢ ክችብችቡ፣ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ብጉጅላዊ ምትእስሳር ክቆፃፀሩ ግን ጊዚኡ እዩ ዲኹም ትብሉና ዘለኹም? Tplfን27 ዓመት ኣይጊዚኡን እናበለ ዓዲ ባዶ ኣትሪፍዋ። ፈላጥ ካብ ውድቀት ጎረቤቱ ይምሃር፤ ለባም ካብ ውድቀቱ ይመሃር፤ ዓሻ ግን ኩሉ ጊዜ ይወድቕ ፈፂሙ ኣይመሃርን። ትግራይ ብሰንኪ ውሑዳት ካብ ስሕተቶም ዘይምሃሩ ስሱዓት ኣዕሚቛ ክትወድቕ ኣይነፍቅድን። ቃልሲ ወለድናን ኣሕዋትናን ምእንቲ ትግራይ እምበር ምእንቲ ረብሓ ውሑዳት ኣይነበረን።
Tsegay Desta Mekonen

Digital Weyane
Member+
Posts: 8489
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: An Activist from Tigray says!

Post by Digital Weyane » 27 Dec 2019, 04:05

My Weyane brothers Awash and Present will respond to the so called "activists" from Tigray who are illegally exposing our national secrets. :evil: :evil: :evil:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: An Activist from Tigray says!

Post by Abe Abraham » 27 Dec 2019, 18:24

Ejersa wrote:
26 Dec 2019, 15:51

1) ህዝብና ሰናይ ምምሕዳር ሲኢኑ ይንገላታዕ ኣሎ። ይጎሳቐል ኣሎ? ኣይግዚኡን!!!!

2) ህዝብና ብካድረታት ኣድልዎን ሙስና ፀርፀር ይብል ኣሎ። ኣይጊዚኡን ሱቕ በሉ!!!!

3) ህዝብና ናብራኡ ኣይተቐየረን፣ ወዙ ርሒቑ ተጎሳቒሉ ይነብር ኣሎ። ብኣንፃሩ ሓለፍቲን ካድረታትን ብሃፍቲ ህዝቢ ይዕንድሩ ኣለው። ሎሚ ከምኡ ኣይትበሉ ኣይጊዚኡን!!!!!

4) ህወሓት ዲሞክራሲ ትጭፍልቕ ኣላ። ከምኡ ኣይትበሉ ኣብ መኸተ ኢና ዘለና!!!

5) ናይ ህዝቢ ሚድያታት መሳርሒ ሓደ ውድብ ይኾና ኣለው። ኣይጊዚኡን!!!!!
።።።።።።።።

ንሳቶም ዲሞክራሲ ክጭፍልቑ፣ ቅናት ኣዴታት ክፈትሑ፣ መሬት ህዝቢ ክችብችቡ፣ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ብጉጅላዊ ምትእስሳር ክቆፃፀሩ ግን ጊዚኡ እዩ ዲኹም ትብሉና ዘለኹም? Tplfን27 ዓመት ኣይጊዚኡን እናበለ ዓዲ ባዶ ኣትሪፍዋ። ፈላጥ ካብ ውድቀት ጎረቤቱ ይምሃር፤ ለባም ካብ ውድቀቱ ይመሃር፤ ዓሻ ግን ኩሉ ጊዜ ይወድቕ ፈፂሙ ኣይመሃርን።

ትግራይ ብሰንኪ ውሑዳት ካብ ስሕተቶም ዘይምሃሩ ስሱዓት ኣዕሚቛ ክትወድቕ ኣይነፍቅድን። ቃልሲ ወለድናን ኣሕዋትናን ምእንቲ ትግራይ እምበር ምእንቲ ረብሓ ውሑዳት ኣይነበረን።

Tsegay Desta Mekonen


ihhhhhhhhhhhh iyalku befqrwa singelata hul gzie Tewat mata .....

Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

Re: An Activist from Tigray says!

Post by Hameddibewoyane » 27 Dec 2019, 18:55

መናጢት ጉጅለ ዓድዋ አማኢት አሽሓት መሳርያ ለዕጠቀቶ ይሕልወኒ እዩ ልበለቶ ኽትቅልቦ ስለለያኻአለት ካብ ሓረስታያ ጥረምረ ትልማን ጀሚራ ላሃለወት አብ ባዓል ለካቲት ከተጉርዕለ አማኢት ምልዮናት መዲባ ኢኒአ።
Tilahun Arefe

Post Reply