Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ከም ዘይትድይቡ .....

Post by Abe Abraham » 21 Dec 2019, 21:14

ካብ ጥንቲ ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ( ኣፍደዩ* ፡ ደርሰነ .....) ከም ዘይትድይቡ ዝነበርኩም ኣሕዋትኩም ጓኖት መሲሉኩም ክትጸርፉን ክተማርሩን ትውዕሉን ትሓድሩን ። ዓያሱ !!

ወዲ ትኹል " ወይ ክሓስም ታሪኽ ምዝካረ " ክብል እንከሎ ንሕና ድማ ግብርኹም ክንርእይ እንኮለና " ወይ ክሓስም ታሪኽ ዘይምፍላጠ " ንብል ። ወለዶ ሓረግ ከም ዝኾነ ኣይትረስዑ ።

ዕዩ ገዛ ( ሆም ወርክ ) ንዓኹም ፥ ደቂ ዘርአ-ሰናይ ኣብ ኤርትራ ኣበይ ኣበይ ከም ዝርከቡ ትፍልጡ ዶ ?

* ዓዲ ጅግና ስዉእ ጀነራል ገረዝጊሄር ( ውጩ )

Justice Seeker
Member
Posts: 3530
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

Re: ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ከም ዘይትድይቡ .....

Post by Justice Seeker » 21 Dec 2019, 22:01

Abe Abraham wrote:
21 Dec 2019, 21:14
ካብ ጥንቲ ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ( ኣፍደዩ* ፡ ደርሰነ .....) ከም ዘይትድይቡ ዝነበርኩም ኣሕዋትኩም ጓኖት መሲሉኩም ክትጸርፉን ክተማርሩን ትውዕሉን ትሓድሩን ። ዓያሱ !!

ወዲ ትኹል " ወይ ክሓስም ታሪኽ ምዝካረ " ክብል እንከሎ ንሕና ድማ ግብርኹም ክንርእይ እንኮለና " ወይ ክሓስም ታሪኽ ዘይምፍላጠ " ንብል ። ወለዶ ሓረግ ከም ዝኾነ ኣይትረስዑ ።

ዕዩ ገዛ ( ሆም ወርክ ) ንዓኹም ፥ ደቂ ዘርአ-ሰናይ ኣብ ኤርትራ ኣበይ ኣበይ ከም ዝርከቡ ትፍልጡ ዶ ?

* ዓዲ ጅግና ስዉእ ጀነራል ገረዝጊሄር ( ውጩ )

ጊሔ ጸዓዘጋ :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: ባርያ'ሲ ሓጋዝታ ተራኤት መዲዳ ትሓብእ !

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ከም ዘይትድይቡ .....

Post by Abe Abraham » 23 Dec 2019, 14:14

( መብርሂ ንዓያሱ ፥ ቅለቱና ማለት ሓገዝ ካብ ኣሕዋትካ ምሕታት ማለት እዩ ። ልመና ዘይኮነስ መሰል እዩ ። )

እዛ ኩላ ሰብ - ብፍላይ ድማ ካራ ተዋጣውጥ መንነታ ዝተደናገራ መንእሰይ - ነቲ ኣነ ዝጠቐስክዎ ታሪኻዊ ሓቂ ምስ ሰምዐት " ኣንታ ንሕና ደኣ ሰኣን ፍልጠትን ልብን ናብ ፊን-ፊን ዝብሉ ኣራዊት እንዲና ተቐይርና ኔርና " ከም ትብል ጥርጣረ የብለይን ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ከም ዘይትድይቡ .....

Post by Abe Abraham » 31 Dec 2019, 15:09

እዚ ዝነግረኩም ዘለኹ ሓበሬታ ኣፈ-ታሪኽ ኣይኮነን ፡ እንታይ ደኣ ውጹእ ሓቂ ። ወረግ እተን ቅለቱና ክትብሉ ትመጽእወን ዝነበርኩም ዓድታት ሓምሴን - ምስ ኣፍደዩን ደርሰነን ወሲኽካ - ብድምር ኣርባዕተ እየን ።

ሕጂ ፡ህድእ ኢልኩም ሓሲብኩም ናብ ልብኹም ተመሊስኩም ፡ ኩሉ ሓማሴን ጸላእትና እዮም ፡ ኣስመራ ጸላእትና እዮም ትብልዎ ናይ ዓያሱ ዘረባን ተግባራት ብቕልጡፍ ጠጠው ተብልዎ ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ቅለቱና ክትብሉ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ናብ ሓማሴን ከም ዘይትድይቡ .....

Post by Abe Abraham » 31 Dec 2019, 17:22

Abe Abraham wrote:
31 Dec 2019, 15:09

እዚ ዝነግረኩም ዘለኹ ሓበሬታ ኣፈ-ታሪኽ ኣይኮነን ፡ እንታይ ደኣ ውጹእ ሓቂ ። ወረግ እተን ቅለቱና ክትብሉ ትመጽእወን ዝነበርኩም ዓድታት ሓማሴን - ምስ ኣፍደዩን ደርሰነን ወሲኽካ - ብድምር ኣርባዕተ እየን ።

ሕጂ ፡ህድእ ኢልኩም ሓሲብኩም ናብ ልብኹም ተመሊስኩም ፡ ኩሉ ሓማሴን ጸላእትና እዮም ፡ ኣስመራ ጸላእትና እዮም ትብልዎ ናይ ዓያሱ ዘረባን ተግባራት ብቕልጡፍ ጠጠው ተብልዎ ።

Post Reply