Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

Picture of the week!

Post by Hameddibewoyane » 08 Dec 2019, 06:34

ሐዚ ውን ኣሽካዕላል ጠጠው ኣብሉ።
ህዝቢ ባዕሉ ብዝመረፆም ክመሓደር ከም ዝደሊ
*ኮረም
*ኲሓ
*ሽረ
*ደጉዓ ተምቤን
*ዓድግራት …………… ብግልፂ ቋንቋ "ጉጅለ ዓሌተ ዘመድ ስብሓት ከም ጨው በርበረ ቛፂራ ብዝትልእኸልና #ምስሌነ ዘይኾነስ ብዓቕሚ ዘለዎም፣ ሙሁራትን ሰብ ሞያን ደቅና፤ ባዕልና ብዝመረፅናዮም ኢና ንመሓደር" ኢሉ ቑርፁ ነጊሩዎም እዩ።

ግድን ኣብ ቐረባ እንትግብሮ ድማ
* ወልቃይት ብወዲ ወልቃይ ይመሓደር
* ሽረ ብወዲ ሽረ ይመሓደር
* ኣክሱም ብወዲ ኣክሱም ይመሓደር
* ዓድዋ ብወዲ ዓድዋ ይመሓደር
* ተምቤን ብወዲ ተምቤን ይመሓደር
* ዓጋመ ብወዲ ዓጋመ ይመሓደር
* ክልተ ኣውላዕሎ ብወዲ ክልተ ኣውላዕሎ ይመሓደር
* እንደርታ ብወዲ እንደርታ ይመሓደር
* ራያ ብወዲ ራያ ይመሓደር ።

ክልል ትግራይ ውን ብተመሳሳሊ ካብ ኩሎም ከባቢታት ተወዳዲሩ ብዝተመረፀ ትመሓደር!

ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ሃገርና ሓደ ወዲ ካልእ ከባቢ ልዕሊ ክልተ ዓመት ዝተቐመጠን ነባራይ ህዝቢ እቲ ኸባቢ ዝፈልጦን ንውድድር ቐሪቡ ህዝቢ እንተመሪፁዎ ከመሓድር ይኽእል።

Weyane.is.dead
Member+
Posts: 6796
Joined: 19 Oct 2017, 11:19

Re: Picture of the week!

Post by Weyane.is.dead » 08 Dec 2019, 12:00

Leba tplf always speak of ahadwai serat returning to Ethiopia while everything is controlled by the adwa clan of sebuh gey_ga in tigray. Tigrayans need to get rid of tplf parasites.
Hameddibewoyane wrote:
08 Dec 2019, 06:34

Post Reply