Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Free Dom Tv ደቂ ስዉኣት እናጠፉኡ ኣፉ ዓቢሱ ትም ኢሉ ዝዕዘብ ስዉኣት ተጸሪፎም ኢሉ ዓዕ ዝብል ስነ ጥበባዊ ጉጅለ ህግደፍ ሊንጎ

Post by Meleket » 04 Dec 2019, 03:57

ንስደት መንእሰያት እንኮላይ ንስደት ደቂ ስውኣት ከይተረፈ እቶም ቀንዲ ጠንቂ እቶም ንስውኣት ዚጸርፉ አካላት ምዃኖም ዝያዳ ስለዝበርሀሉን “ቦለቲካ ደቂ ጥውጥዋይ ልቦምን ቦለቲካ ደቂ ማይ ጠላሚትን” ብዓንተቦ ኣብ እግሪ ዓዳይ ከሎ ቖብ ስለዘበሎ እንደኣሉ፡ ሊንጎ ወንጭፉ ናብቶም ንስውኣት ዚጸርፉን ናብ ዀራኹሮም ኣግኣዝያንን ኣቕኒዑ ጉልባቦም ዝቐልዖ!!! ብርግጽ ነቶም ‘ጸረፍቲ ስውኣት’ መን ከምዝዝውሮም ንምፍላጥ ናብ ሊቃውንቲ ‘ዶግዓ ዀነ ቆላ ተምቤን ወላ ኣምበራ መጠቓ’ ምካድ ለድልዪ ኣይዀነዪ! :mrgreen: እማነይ’ለዀንኩ! :lol: እምበር ሊንጎ ደኣ ከምዡይ እንደኣሉ ቢሉ ብዓንተቦ!

ቀናኣት ጃጀውቲ ዝበሉ እንተበሉ፣
ፍቕረይን ፍቕርኺን ዓሚቕ’ዩ መትከሉ!

ዓዲ እንተረሓቕኹ ሩባ ተሳጊረ፣
ልበይ ከይጠልመኪ ምሒለ ጥሒለ።
:mrgreen:

Post Reply