BBC : በለስ ብሳንያ ክበልዕ ዝሓሰበ ኣንጭዋ ፋኛቱራ ሎንድራ ካብ እንቋቅሖ ይሃድም !!!
Posted: 29 Nov 2019, 14:37
BBC : በለስ ብሳንያ ክበልዕ ዝሓሰበ ኣንጭዋ ፋኛቱራ ሎንድራ ካብ እንቋቅሖ ይሃድም !!!
Ethiopian News & Opinion
https://mereja.com/forum/
BBC : በለስ ብሳንያ ክበልዕ ዝሓሰበ ኣንጭዋ ፋኛቱራ ሎንድራ ካብ እንቋቅሖ ይሃድም !!!
ሰይኮታ ...ኣሰና ....ኣሰና !!! ኣቤት ሳንጣ ! ኣቤት ሓቦ ! ኣቤት ጉያ ንቕያ ! ሃታ ሃታ ናብ ትሕቲ መሬት !!
ሳንጣ ተሰኪምካ ቀልባዕባዕ እንዳ በልካ ስለምንታይ ናብ ስታስዮነ ናይ ትሕቲ-ምድሪ ክትሃድም መሪጽካ ? ፖሊስ ሎንድራ ሓደ ሽበራዊ መጺኡና ኢሎም ከይትኩሱልካ ስግኣት ኣይነበረካን ማለት ድዩ ?
ኣማኑኤል ኢያሱ ፥ መሬት ጸቢባትንን ሸርኢ ድማ ክስዕረኒ ቀሪቡ ስለ ዝነበረ ናብ ክመጽኣኒ ዝኽእል ዝገደደ ነገር ኣቃልቦ ክገብር ዕድል ኣይነበረንን ።
ብዛዕባ ሸርኢ ትዛረብ ደኣ እቲ ስብእነትካ ኣበይ ምስ ከደ እዩ ?
ኣማኑኤል ኢያሱ ፥ ስብእነተይ ደኣ ኣብ ቅድሚ እዛ ኩላ ስብ ተፈቲኑ ስለ ዝወደቐ እቲ ናይ ቀደም ኣማኑኤል ጎይታ ማይክ ዝብል ኩርዓትን ንያትን ሓበንን ክትርስዖ ኣሎካ ።
ዘይድህለል ሰብኣይ እንከለኻ ከምዚ ጌሮም ከዳህልሉኻን ከጀርሱኻን እንከለዉ ኣይገርመካን ዶ ?
ኣማኑኤል ኢያሱ ፥ መዓስ ንሳቶም ኮይኖም ኣዳህሊሎምኒ
መን ደኣ ?
ኣማኑኤል ኢያሱ ፥ ፈጣሪ ......ልዑል ኣምላኽ :: ከምኡ እንተዘይከውን ናብ ኣናብስ ባዕልኻ ብእክርኻ ትኸዶም ዲኻ ? ማለት ዋላ ኣብ ሎንድራ ይኹን ፍራንካፎርቶ ። ሎንድራ ፡ ጽቕጽቕ ዝበለ ዓቢ ጫካ እዮ ። ካብ ሎሚ ንንየው ቁሊሕ ምሊሕ እንዳ በልካን ዝባንካ እንዳ ረአኻን እዩ ምንቅስቓስ ዘሎ ።
ንምዝንጋዕ ኣብ ቲቪ ኣሰና ኣሰና እንቋዕ ተሓጎስና ኣዳለውቲ መደብ ንሕጂ ትኸውን ደርፊ ሕረየልና እንተ ዝብሉኻ ኣየነይቲ ምመረጽካ ?
ኣማኑኤል ኢያሱ ፥ ስብእነት ከደትየ ከምዚኣ እንዳ በለትየ ከምዚኣየ ።
የቀንየልና ! ኣብ ካልእ ተማሳሳሊ ዘሐጉስ ግዜ ክንራኸብ ተስፋ ንገብር ።
Abe Abraham wrote: ↑29 Nov 2019, 17:09ሳንጣ ተሰኪምካ ቀልባዕባዕ እንዳ በልካ ስለምንታይ ናብ ስታስዮነ ናይ ትሕቲ-ምድሪ ክትሃድም መሪጽካ ? ፖሊስ ሎንድራ ሓደ ሽበራዊ መጺኡና ኢሎም ከይትኩሱልካ ስግኣት ኣይነበረካን ማለት ድዩ ?

Thanks for your appreciation.Temt wrote: ↑29 Nov 2019, 17:12Abe Abraham wrote: ↑29 Nov 2019, 17:09ሳንጣ ተሰኪምካ ቀልባዕባዕ እንዳ በልካ ስለምንታይ ናብ ስታስዮነ ናይ ትሕቲ-ምድሪ ክትሃድም መሪጽካ ? ፖሊስ ሎንድራ ሓደ ሽበራዊ መጺኡና ኢሎም ከይትኩሱልካ ስግኣት ኣይነበረካን ማለት ድዩ ?