Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ምኽሪ ንሓፍትና ሳሌማ

Post by Abe Abraham » 28 Nov 2019, 13:41

ሳሌማ ሓፍተይ ኣብ ሎጎ-ጭዋ ዓሻ ዝበሃልን ምስ ጓኖትን ጸላእትን ዝተሓባበር ሰብ የብልናን ። ብናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ጉዳይ ተቖጢዕኪ መንገዲ ኣምላኽ ስሒትኪ መሳርሒት ናይ ጸላእቲ ህዝብናን ሃገርናን ቤተ-ክርስትያንናን ኣይትኹኒ ። እቲ ዝሓሸ ኣብ'ቲ ዘሎኽዮ ቦታ ኰንኪ ከም ቀደምኪ ናብራኽን ናብራ ቤተ-ሰብክን ከመይ ጌርኪ ከም ተማሓይሺ ምሕሳብ እዩ ። ስም ሕምብርትን ሓማሴንን ኣዝዩ ክቡር ስለ ዝኾነ ኣብ ዘድልን ዘይድልን ሱቕ ኢልኪ ኣይተልዕልዮ ። ነቶም ነዛ ክብርትን ቅድስትን ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ዘገልግሉ ዘለዉ ሰባት ድማ እከለ ወዲ ሕምብርቲ እዩ እንዳ በልኪ ኣይተቋናጽብዮም ። ንሳቶም ኣብ 'ቲ ዝዓበየ ስርሖም - ስራሕ ናይ መእምናን - ተጸሚዶም እዮም ዘለዉ ።

እቶም ኣብ ምስሪ ዘለዉ ክቡር ኣቦና ካብ መንፈሳዊ ጻውዒቶም ግልል ኢሎም ኣብ ዘየድሊ ናይ ፖለቲካዊ ዓለም ካብ ዝኣትዉ ሓያለ ስለ ዝኾነ ንስኺ ኣብ ዘይትፈልጥዮ ኣርእስቲ ኣቲኺ ንዐዖም ክትጣበቕሎም ኣይትፈትኒ ። እዞም ኣቦና እዚኦም ምስናይ ናይ ቋንቋ ዓረብ ፍልጠቶምን ብልሖምን ናይ ሂወት ተሞክሮኦምን ኣብ ሃገርናን ኣብ ወጻእን - ብፍላይ ድማ ኣብ ምስሪ - " ኣቦይ ሓጂ ጎሮቤትና ከምዚ ይብሉ ኔሮም ... ኣቦይ ዓሊ ነቦይ ከምዚ ኢሎሞ ..." እንዳ በሉ ንህዝብና ከገርሁ ክፍትኑ ክትሰምዖም እንከለኻ ኣዝዩ ዘገርም እዩ ። መን እዩ ኸ ናይ ጂሃዳውያን ተኻላኻላይ ጌሩ ቆጺርዎም ? ስጋዕ ክንድዚ ንነብስኻ ምውራድ ስለምንታይ ኣድለየ ?

ምስ ምውቕ ሰላምታ

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ምኽሪ ንሓፍትና ሳሌማ

Post by Abe Abraham » 29 Nov 2019, 12:29

By Salema I am referring to SALEM BEREKET of Himbirti,Hamassien.

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: ምኽሪ ንሓፍትና ሳሌማ

Post by Degnet » 29 Nov 2019, 14:21

Abe Abraham wrote:
28 Nov 2019, 13:41

ሳሌማ ሓፍተይ ኣብ ሎጎ-ጭዋ ዓሻ ዝበሃልን ምስ ጓኖትን ጸላእትን ዝተሓባበር ሰብ የብልናን ። ብናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ጉዳይ ተቖጢዕኪ መንገዲ ኣምላኽ ስሒትኪ መሳርሒት ናይ ጸላእቲ ህዝብናን ሃገርናን ቤተ-ክርስትያንናን ኣይትኹኒ ። እቲ ዝሓሸ ኣብ'ቲ ዘሎኽዮ ቦታ ኰንኪ ከም ቀደምኪ ናብራኽን ናብራ ቤተ-ሰብክን ከመይ ጌርኪ ከም ተማሓይሺ ምሕሳብ እዩ ። ስም ሕምብርትን ሓማሴንን ኣዝዩ ክቡር ስለ ዝኾነ ኣብ ዘድልን ዘይድልን ሱቕ ኢልኪ ኣይተልዕልዮ ። ነቶም ነዛ ክብርትን ቅድስትን ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ዘገልግሉ ዘለዉ ሰባት ድማ እከለ ወዲ ሕምብርቲ እዩ እንዳ በልኪ ኣይተቋናጽብዮም ። ንሳቶም ኣብ 'ቲ ዝዓበየ ስርሖም - ስራሕ ናይ መእምናን - ተጸሚዶም እዮም ዘለዉ ።

እቶም ኣብ ምስሪ ዘለዉ ክቡር ኣቦና ካብ መንፈሳዊ ጻውዒቶም ግልል ኢሎም ኣብ ዘየድሊ ናይ ፖለቲካዊ ዓለም ካብ ዝኣትዉ ሓያለ ስለ ዝኾነ ንስኺ ኣብ ዘይትፈልጥዮ ኣርእስቲ ኣቲኺ ንዐዖም ክትጣበቕሎም ኣይትፈትኒ ። እዞም ኣቦና እዚኦም ምስናይ ናይ ቋንቋ ዓረብ ፍልጠቶምን ብልሖምን ናይ ሂወት ተሞክሮኦምን ኣብ ሃገርናን ኣብ ወጻእን - ብፍላይ ድማ ኣብ ምስሪ - " ኣቦይ ሓጂ ጎሮቤትና ከምዚ ይብሉ ኔሮም ... ኣቦይ ዓሊ ነቦይ ከምዚ ኢሎሞ ..." እንዳ በሉ ንህዝብና ከገርሁ ክፍትኑ ክትሰምዖም እንከለኻ ኣዝዩ ዘገርም እዩ ። መን እዩ ኸ ናይ ጂሃዳውያን ተኻላኻላይ ጌሩ ቆጺርዎም ? ስጋዕ ክንድዚ ንነብስኻ ምውራድ ስለምንታይ ኣድለየ ?

ምስ ምውቕ ሰላምታ

Where are the Eritreans,have not any reply for him,are you not coming in her defense.Menfes abokum ab weshetekum alo emo manm kemeherekum aydelen.

kerenite
Member
Posts: 4477
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: ምኽሪ ንሓፍትና ሳሌማ

Post by kerenite » 29 Nov 2019, 14:58

Degnet wrote:
29 Nov 2019, 14:21
Abe Abraham wrote:
28 Nov 2019, 13:41

ሳሌማ ሓፍተይ ኣብ ሎጎ-ጭዋ ዓሻ ዝበሃልን ምስ ጓኖትን ጸላእትን ዝተሓባበር ሰብ የብልናን ። ብናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ጉዳይ ተቖጢዕኪ መንገዲ ኣምላኽ ስሒትኪ መሳርሒት ናይ ጸላእቲ ህዝብናን ሃገርናን ቤተ-ክርስትያንናን ኣይትኹኒ ። እቲ ዝሓሸ ኣብ'ቲ ዘሎኽዮ ቦታ ኰንኪ ከም ቀደምኪ ናብራኽን ናብራ ቤተ-ሰብክን ከመይ ጌርኪ ከም ተማሓይሺ ምሕሳብ እዩ ። ስም ሕምብርትን ሓማሴንን ኣዝዩ ክቡር ስለ ዝኾነ ኣብ ዘድልን ዘይድልን ሱቕ ኢልኪ ኣይተልዕልዮ ። ነቶም ነዛ ክብርትን ቅድስትን ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ዘገልግሉ ዘለዉ ሰባት ድማ እከለ ወዲ ሕምብርቲ እዩ እንዳ በልኪ ኣይተቋናጽብዮም ። ንሳቶም ኣብ 'ቲ ዝዓበየ ስርሖም - ስራሕ ናይ መእምናን - ተጸሚዶም እዮም ዘለዉ ።

እቶም ኣብ ምስሪ ዘለዉ ክቡር ኣቦና ካብ መንፈሳዊ ጻውዒቶም ግልል ኢሎም ኣብ ዘየድሊ ናይ ፖለቲካዊ ዓለም ካብ ዝኣትዉ ሓያለ ስለ ዝኾነ ንስኺ ኣብ ዘይትፈልጥዮ ኣርእስቲ ኣቲኺ ንዐዖም ክትጣበቕሎም ኣይትፈትኒ ። እዞም ኣቦና እዚኦም ምስናይ ናይ ቋንቋ ዓረብ ፍልጠቶምን ብልሖምን ናይ ሂወት ተሞክሮኦምን ኣብ ሃገርናን ኣብ ወጻእን - ብፍላይ ድማ ኣብ ምስሪ - " ኣቦይ ሓጂ ጎሮቤትና ከምዚ ይብሉ ኔሮም ... ኣቦይ ዓሊ ነቦይ ከምዚ ኢሎሞ ..." እንዳ በሉ ንህዝብና ከገርሁ ክፍትኑ ክትሰምዖም እንከለኻ ኣዝዩ ዘገርም እዩ ። መን እዩ ኸ ናይ ጂሃዳውያን ተኻላኻላይ ጌሩ ቆጺርዎም ? ስጋዕ ክንድዚ ንነብስኻ ምውራድ ስለምንታይ ኣድለየ ?

ምስ ምውቕ ሰላምታ

Where are the Eritreans,have not any reply for him,are you not coming in her defense.Menfes abokum ab weshetekum alo emo manm kemeherekum aydelen.
Pastor degnet,

You posed good question and you are surprised that there is no response from "the eritreans". Myself I am surprised that you are surprised.

Well I tell you, most if not all who pose here as eritreans are a bunch of deQi torserawit, teref meref deQi alula, asz kissers and worshipers of the despot wedi medhin berad, owners of wefcho betoch in eritrea which were granted to them by the mafia regime for their good slave type of service and what have you.

They don't give a rats asz about the ordeal or plight of the poor eri populace.

In conclusion, I would like to add that you posed a legitimate question but unfortunately to the wrong people. Hence my advice, visit eri websites. You will meet there pure eris who would happily welcome you and and give an answer to whatever questions you have in mind and of course with full respect.

Cheers!

wegri
Member
Posts: 913
Joined: 23 Feb 2013, 05:49

Re: ምኽሪ ንሓፍትና ሳሌማ

Post by wegri » 29 Nov 2019, 15:00

Abe Abrham,
ኣየ ኣበ-ኣብርሃም፡ ከመይ ኣየብርሃልካ፡ ኮይኑካ ብ ኣውራጃን ሃይማኖትን ትቖማጢዕካ ንህዝቢ ከመይ ጌረ የተፋንኖም ብዝብል ሕሱር ሜላ ካብ እትጥቀም ነዊሕ ኮይኑ፡ ግን ሓንቲ ቁም-ነገር ክትገብር ኣይራእናካን፡ ንስኻ ግን ሓደ ፍንፉን ኣብቲ ድሑር ናይ ኣውራጃ ሕማም ካብ እትቆማጣዕ ነታ ኣብ ጻዕረ-ሞት እትርከብ ዓድኻ ትግራይ ከመይ ኢላ ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ዓዘቕቲ እትወጽኣሉ መንገዲ ሃሰው እንተ ትብል ምሓሸካ፡ እምበር በዚ ናትካ ሕሱር ሜላ ዝታለል ኤርትራዊ ከምዘየለ በዚ ኣጋጣሚ ከበስራካ ይፈቱ።

Post Reply