Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ኣብ መከላኸሊ ሃገር ዘለኹም (ብፍላይ ካብ ሻለቃ ንላዕሊ ማዕረግ ዘለኩም) ተጋሩ ኹሉኹም; ወይ ከባርርኹም እዮም ወይ ብሽጣራ ክቅንፅልኹም እዮም።

Post by Abe Abraham » 19 Nov 2019, 20:45

saveAdna wrote :



አዝዩ ኣገዳሲ ህፁፅን ፅሩይን ሓበሬታ...

ካብ- Wendu Abreha

1. ኮሎኔል ሃይሉ ( ወዲ ለምለም) ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሰሜን ምድብ ዝነበረ ብሽም ዝውውር ናብ ደብረዘይቲ ተወሲዱ ንኣዋርሕ ኣዛዚ ዘመቻ ሓይሊ ኣየር ኾይኑ ብምፅናሕ ሐዚ ብዘይ ሓንቲ ምኽንያት ካብ ቦተኡ ኣልዒሎሞ ኣለዉ።

2. ኮሎኔል ሙሉጌታ ወ/ሩፋኤል አዛዚ ሓይሊ ኣየር ምስራቅ ምድብ ዝነበረ

3. ኮሎኔል ኣበበ ተካ ሓላፊ ጉዳያት ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝነበረ "ንትምህርቲ" ብዝብል ካብ መዝነቱ ተኣልዩ ኣሎ።

እቲ ብጣዕሚ ዝገርም ድማ እዞም ሙኩራትን ሰብ ዓቅምን ኮሎኔላት ዝተባረሩ ...ቀጥታ በጀነራል ኣደም መሓመድ ትእዛዝ እዩ።

ኣብ መከላኸሊ ሃገር ዘለኹም (ብፍላይ ካብ ሻለቃ ንላዕሊ ማዕረግ ዘለኩም) ተጋሩ ኹሉኹም; ወይ ከባርርኹም እዮም ወይ ብሽጣራ ክቅንፅልኹም እዮም። ስለዚ "ኣባይ ኣይበፅሕን; ኣነ ፖለከኛ ኣይኮንኩን; ኣነ ኣብ ስረሐይ ፀገም የብለይን; አነ ኣፍቃሪ ኢትዮጵያ እየ; ኣነ ደጋፊ እቲ ለውጢ እየ; ኣነ አብይ ኣሕመድ ይፈልጠኒ እዩ" ወዘተ ዓይነት ናይ ዓሻ ምኽንያት እናሓሰብኩም " ዝትንክፈና የለን" ትብሉ ተሃሊኹም ዓያሹ ኢኹም። ልዕሊ ጀነራል ሰዓረ ነቲ "ለውጢ" ተኣማኒ ሰብ ኣይነበረን። ግን ትግራዋይ ስለዝኾነ ጥራሕ በሊዐሞ...ንስኹም ልዕሊ ጀነራል ሰዓረ ...ክትኾኑ ኣይትኽእሉን። ስለዚ ካብ ...ትምህርቲ ውሰዱ...ኣይትቀደሙ ንምባል እዩ

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ኣብ መከላኸሊ ሃገር ዘለኹም (ብፍላይ ካብ ሻለቃ ንላዕሊ ማዕረግ ዘለኩም) ተጋሩ ኹሉኹም; ወይ ከባርርኹም እዮም ወይ ብሽጣራ ክቅንፅልኹም እዮም።

Post by Temt » 19 Nov 2019, 21:12

If that is true, then good for the Federal Government of Abey Ahmed. In my opinion, he has been too indecisive about what appears he would like to do. A leader cannot expect to lead by preaching "ፍቅር ያሸንፋል"፡ and "መደመር" mantra, especially dealing with TPLF criminals whose political stand fluctuates between bad and evil. Otherwise, the Prime Minister will lead his country on a bridge to nowhere.

Tog Wajale
Member
Posts: 4918
Joined: 23 Dec 2017, 07:23

Re: ኣብ መከላኸሊ ሃገር ዘለኹም (ብፍላይ ካብ ሻለቃ ንላዕሊ ማዕረግ ዘለኩም) ተጋሩ ኹሉኹም; ወይ ከባርርኹም እዮም ወይ ብሽጣራ ክቅንፅልኹም እዮም።

Post by Tog Wajale » 19 Nov 2019, 21:13

Dr. Abe Abraham:--- Now You Are Worrying About Your Own Dedebit Woorgach Agga*me T.P.L.F. Woyane Survival. The Great Thing Is, You Exposed Your Own True Colors. My Hat Off For You Sir.


Post Reply