Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

ጨለ አናሊስስ!

Post by Zmeselo » 18 Nov 2019, 00:48

:lol:
Please wait, video is loading...

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ጨለ አናሊስስ!

Post by Temt » 18 Nov 2019, 00:57

Zmeselo wrote:
18 Nov 2019, 00:48
:lol:
Please wait, video is loading...
ኣንታ 'ዞም ቆማላት ዓጋመ ፈራዕራዕ ምባል ኣመለን እንድዩ። ዓጀውጀው ናይ ሓሳዳት ፍጥረት ዘገርም ኣይኮነን። "ክንደይ ዓቐብ ዘይተገርና" ድያ ዝበለት፧

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ጨለ አናሊስስ!

Post by Zmeselo » 18 Nov 2019, 01:09

Please wait, video is loading...

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ጨለ አናሊስስ!

Post by Zmeselo » 18 Nov 2019, 01:51

Ethiopia: በሕወሓት ላይ አሁኑ ሊወሰድ የሚገባው እርምጃ | ጸሐፊ: ነአምን ዘለቀ | የሕወሓት 'አምሳለ ሃገር" ነገር... ሌሎችም መረጃዎች



ዶክተር ኣቢ ኣብ ቀጻሊ ክወስዶም ዘለዎ 5 ኣማራጽታት ብኢትዮጵያዊ ተቃላሳይ ንኣምን ዘለቀ

(Translation by Metkel Selomon)

1. ምቁራጽ ፈደራላዊ ባጀት ንትግራይ ዝምደብ ምዱብ ባጀት።

2. ምድስካል ንብረት መራሕቲ ሕዋሓትን፡ ብኦኦም ዝውነና ናይ ስርቂ ኩባንያታት ክም ትእምት (ኢፌርት)

3. ምስ ፈተውቲ ሃገራት ብምትሕብባር: ኣብ ደገ ብስርቂ ተዘርፋ ዘሎ ቢሎናት ሃብቲ ኢትዮጵያ ንበትኡ ምምላስ።

4. መሰረታዊ መግብን ሃለኽትን ካብ ማኣከል ሃገር ንትግራይ ከይኣቱ ምክርዳን፡ ክምኡ ውን ካምፓኒታትን ዘድሊ ቀረብን ጠለብን ምዕጋት

5. ሕዋሓት ክትገብሮ እትክእል ናይ ጹሉላትን ዓቅሊጽበታዊ ፈንጠርጠር: ኮሎ ጋና ተዳልካሉ ንምጽናሕ።

እዚ ይብል ንሱ: ምስ`ቲ ውሽጣን ውሻጠኣን ዝፈልጣ ኣብ ምሕቃቁ ን20 ዓመታት ምስ ዘባውያን ዓለማውያን ተሻርኻ ዘይትኣደነ በድላት ዘውረደትሉ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ብምትሕብባር: ብቁልጡፍ ናይ ሓባር ወትሃደራውን ጸጽታውን ስምምዓት ምግባር ዝብል ይርከቦ።

እዚ እቲ እንኮ ፍታሕ ሰላምን ርግኣትን ቀርኒ ኣፍርቃ ብሓፈሻ: ኢትዮጵያውይን ድማ ብፍላይ ምኳኑ ይሕብር።

እዚ ዘይምፍጻም ግና: ክምዚ ካንሰር ዝሓመመ ሰብ ባዕሉ ክገድፈኒ`ዩ እሉ መድሃንቱ ኣቋአጹ ትም ዝብል እዩ ዝቁጸር እሉ።

ንኣምን ዘለቀ ሓደ ካብቶም ላዕሎዎ መራሕቲን መስረቲ ጉንበት 7 ዝነበሩ ኮይኑ፡ ንወያነ ኣብ ምጉሓፍ ዓቢ ታራ ዝተጻወተ ምኩር ተቃላሳይ`ዩ።

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ጨለ አናሊስስ!

Post by Zmeselo » 18 Nov 2019, 02:10



ልሳን ህወሓት ዝኾነት መጽሄት ወይን፡ ኣብ ትግራይ "መንግስታዊ ቁመና" (de facto state) ንምግባር ምድላዋት ክግበር ጠሊባ።

እቲ ሎሚ ሕዳር 2012 ዓ/ም፡ (13/11/2019) ኣብ መበል 43 ዓመት፡ ቅጺ-2 ቁጽሪ-5 ዕላዊ ልሳን መጽሔት ህወሓት ወይን ዝወጽአ 48 ገጻት ዝሓዘ ትንታነ፡ እቲ ኣብዚ ዓመት'ዚ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ብዝኾነ ምኽንያት እንተተደናጉዩ፡ ክልል ትግራይ ናይ ባዕላ ምርጫ ብምክያድ ሃገር ክትከውን ዘኽእላ "ቁመና" (status) ክትሃንጽ እማመ ኣቕሪቡ።

እቲ ጽሑፍ፡ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ ግዚኡ ክካየድ ዝጽውዕን፡ እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ዝበሎ ምርጫ እንተተደናጒዩ ንሕገ-መንግስቲ ዝጻረር ጥራይ ዘይኮነ "ናብ ፍጹም ቅልውላዉ" ዘምርሕ'ዩ ይብል።

ዝተፈላለዩ ፓለቲካውያን ወገናት ኢትዮጵያ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ግጭታትን ዘይምርግጋእን ከይተኣልየ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ስለ ዘይክእል፡ ክናዋሕ ኣለዎ ይብሉ።

ካልኦት ድማ፡ ቅዋማዊ ዝኾነ መንግስቲ ኣብ ዘይብሉ እቲ ኩነታት ካብዚ ዘለዎ ክገደድ ይኽእል'ዩ ኢሎም ይምጉቱ። መርገጺ ህወሓት'ውን ምስዚ ዝሰማማዕ'ዩ።
መረፃ እንተተናዊሑ ክፍጠር ዝኽእል ናይ ሕጋዊ ቕቡልነት ቅልውላው (Legitimacy crisis) ኣሳታፊ ብዝኾነ ናይ መላእ ህዝቢ ትግራይን ኣብ ድሕንነትን ሃለዋትን ህዝቢ ትግራይን ፅኑዕ መርገፂ ዘለዎም ናይ ክልልና ውድባት ብምዃን ብኽእል ደረጃ ሕጋ መረፃ ምግባር
ክብል ድማ ጋዜጣ ወይን ጠቒሱ'ሎ።
ካብ ብሃገር ብርኪ ክልዓል ዝኽእል ቅልውላዉ ብኣንፃራውነት ናፃ ዝኾነትን ዝተማልአ መንግስታዊ ትካላት (Institutions) ዝሃነፀትን ብኣንፃራውነት ዓርሳ ዝኽኣለት ክልል (Defacto state) ዘኽእል ስራሕቲ ምስላጥ ኣገዳሲ እዩ
ይብል።

ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ'ውን፡ "ውልቀ-መላኺ" ክብል እቲ ኣብታ ጋዜጣ ዝሰፈረ ትንተና ገሊጽዎ'ሎ።
ዋና ትኹረትና ናይ መረፃ ምንዋሕ ኣጀንዳ ልዕሊ ኹሉ ስርዓት ፌዴራሊዝም ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪስካ ብሓደ ውልቀሰብ ዝምራሕ ውልቀ መላኺ ስርዓት ናይ ምትካል ድሌት ምዃኑ ኩሉ ክርዳእን ነዚ ዝሽከም ዝኾነ ይኹን ባይታ ከም ዘየለ ነዚ ክርዳእ ብዘኽእል መንገዲ ኩለ መዳያዊ፡ ፓለቲካውን ናይ ሚድያ ስራሕትን ምክያድ።

ናይቲ ጉጅለ መራሒ ድልየት እንተተኻኢሉ ፍፁም ውልቀ መላኽነት ዝተረጋገፀሉ ኣሃዳዊ ስርዓት ምትካል ምዃኑ ንፃት እዉን ክንጠራጠር ኣይግባእን
ኢሉ።

ኣቦ መንበር ኢሂወዴግ ዝኾነ ኣብዪ ኣሕመድ፡ ነቲ ዝመርሖ ገዛኢ ሰልፊ፡ ካብ ልፍንቲ ዝተፈላለያ ውድባት ናብ ሓደ ውሁድ ሰልፊ ክቕይሮ መደብ ከም ዘለዎ ክዛረብ ጸኒሑ'ዩ።

ብወገን ህወሓት'ውን ንውህደት ኣርባዕቲአን ኣባል ውድባት ክድግፎ ጸኒሑ'ዩ። ይኹን እምበር፡ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ስልጣን ድሕሪ ምምጽኡ፡ መትከላትን መስመርን እቲ ጥምረት ስለዝተዳኸመን፡ ዝተጣሕሰን፡ ብሓደ ናይ ምቕጻል ተኽእሉኡ ከም ዝማህመነ'ዩ ክገልጽ ጸኒሑ።

ብወግዒ'ውን ኣካል ናይቲ ክምስረት ዝሕሰብ ዘሎ ፓርቲ ከም ዘይከውን ኣነጺሩ'ዩ።

ድሮ ብዛዕባ'ዚ ዝበሃል ዘሎ ንትግራይ ናብ ናይ ሃገር "ቁመና" ናይ ምስግጋር ሓሳብ ምሁራትን ተመራመርትን ትግራይ መጽናዕቲ ከም ዘካየድሉን፡ ብቑልጡፍ ኣብ ግብሪ ክውል ከም ዘለዎን'ውን ጠቒሱ።

__________
___________________

"De facto State of Tigrai"?
===================

"De facto" ምን ማለት ነው? ብዙ ግዜ "De facto" ለState ሳይሆን ለGovernment የሚመለከት ነው። "De facto Government" ማለት ሕጋዊ ያልሆነ እና ተቀባይነት (ወይ እውቅና) ያልተሰጠው ግን ባለው ነባራዊ ሁኔታ መሠረት ስልጣን ለመቆጣጠርና እንደመንግስት Act ለማድረግ ዕድል ያገኘ መንግስት ማለት ነው።

"De facto" የሚል ቃል ከGovernment ወደ State ስንወስደው "De facto State" ማለት ሕግ ሳይፈቅድለትና ተቀባይነት ሳያገኝ እንዲሁም እውቅና ሳይኖረው ያለውን ነባራዊ ሁኔታና ግዝያዊ ዓቅም ተጠቅሞ እንደ "State" function የሚያደርግ ሀገር መመስረት ማለት ነው።

በዚሁ መሰረት "De facto State" ሕገ ወጥ ነው። ተቀባይነትና እውቅና የለውም። እንደ ሀገር ለመንቀሳቀስ ዓቅም ግን ያለው ማለት ነው።

አንድ ክልል "De facto State" ለመመስረት ያለው ዓቅም ከሌሎች ክልሎችና ከፌደራል መንግስት በላይ መሆን አለበት፤ እውቅና ሳይኖሮውና ሕጋዊ ድጋፍ ሳያገኝ እንደ ሀገር act ለማድረግ ከሌሎች መብለጥ አለብህ። ሕግ የሚያስከብር ማእከላዊ መንግስት ካለ "ዲፋክቶ ሀገር" መመስረት አይቻልም።

ባሁኑ ሰዓት የDefacto State ምሳሌ ተደርጋ ምትወሰደው የሀገረ ሶማሊያ አንድ "ክልል" የሆነችው SomaliLand ናት። በሀገረ ሶማሊያ ህግ አክብሮ የሚያስከብር effective control ያለው ጠንካራ ማዕከላዊ መንግስት ባለመኖሩ Somali Land እንደ State (ሀገር) act ታደርጋለች። ሕገ ወጥ ሀገር ናት። ማንንም እውቅና አልሰጣትም። ግን ሶማሊያ መንግስት አልባ ስለሆነች እንደ ሀገር ብትንቀሳቀስ ማንንም አትጎዳም።

ህወሓትም ምርጫ ካልተካሄደ "Defacto State of Tigrai" እመሰርታለሁ እያለች ነው። ትግራይ ክልል እንደ ሶማሊላንድ Defacto State መሆን ምትችለው ኢትዮጵያ ሀገራችን እንደ ሀገረ ሶማሊያ መንግስት አልባ ከሆነች ብቻ ነው።

"ምርጫ ካልተደረገ"? ህወሓት በ27 ዓመት የስልጣን ዘመኑ እውነተኛ ምርጫ አድርጎ አያውቅም ኮ! ህወሓት ምርጫ አድርጎ ስለማያውቅ አሁን ምርጫ መካሄድ የለበትም አይባልም። ምርጫ መደረግ አለበት፤ ህዝብ መተዳደር ያለበት በህዝብ በተመረጠ መንግስት ብቻ ነውና።

ምርጫ አለማድረግ ግን ዲፋክቶ ስቴት ምስረታ ሚበቃ አይደለም። ምርጫ አለማካሄድ ህገ ወጥ ነው እንበል ዲፋክቶ ስቴት መመስረት ግን የባሰ ህገ ወጥ ነው። "ዲፋክቶ" ማለት በራሱ ትርጉሙ ኮ ህገ ወጥ ማለት ነው። የDefacto State ተቃራኒኮ De Jure State ሊሆን ነው። "De Jure" ማለት ሕጋዊ ማለት ነው። "Defacto" ማለት ደግሞ ሕጋዊ ያልሆነ ነው። ስለዚህ "Defato State እንመሰርታለን" ማለት "ሕጋዊ ያልሆነ፣ ተቀባይነትና እውቅና የሌለው ሀገር እንመሰርታለን" ብሎ መናገር ነው።

"Defacto State እንመሰርታለን" ብሎ መናገር በራሱ አለማወቅ ነው። በምሳሌነት የምንጠቅሳት ሶማሊላንድ እንኳ ራሷ "Defacto State ነኝ" ብላ አታውቅም። ሶማሊላንድ "De Jure State ነኝ፤ ሁሉም ነገር አሟልቻለሁ፤ እውቅና ስጡኝ" ነው ምትለው። ምትፈልገው እውቅና ስላላገኘች ግን በሌሎች "Defacto State" ትባላለች።

ምርጫ ካልተደረገ በህዝብ የተመረጠ ሕጋዊ መንግስት ስለማይኖር "የሽግግር መንግስት ይቋቋም" ብሎ መከራከር ይቻላል። ዲፋክቶ ስቴት ግን በራሱ ሕገ ወጥ ነው።

ሀገር ከስልጣን በላይ ነው። ከስልጣን ስለተባረርክ ሀገር አፈርሳለሁ ማለት ክሽፈት ነው። ህዝብ ከፓርቲ በላይ ነው፤ ህወሓት ኢትዮጵያ ውስጥ ስለተጠላች የትግራይ ህዝብን ዕጣ ፈንታ በአንድ ድርጅት ፍላጎት ለመወሰን መፍጨርጨር ያስተዛዝባል።

የትግራይ ህዝብ በኢትዮጵያዊነቱ አይደራደርም። ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ለመገንባት ከሌሎች ኢትዮጵያውያን ወንድሞቹ ጋር ይታገላል እንጂ ለህወሓት ዓላማ ሲባል በደሙና በአጥንቱ የገነባትን ሀገር ጥሎ አይገነጠልም!

ትግራዋይነት ኢትዮጵያዊነት ነው!

(Courtesy of Abraha Desta, ARENA Tigray Chair)

Post Reply