Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by Zmeselo » 17 Nov 2019, 11:10

ዝፈርሕ ኤርትራዊ የለን: በሎም: ንደለይቲ ፍርሒ!
QB wrote:
17 Nov 2019, 11:06

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by Temt » 17 Nov 2019, 11:23

QB wrote:
17 Nov 2019, 11:06
ፍትሒ ዘይትፈልጣ ደለይቲ "ፍትሒ"፡ እዚ ኩሉ ሃገር ዓሚጽክን፡ ንሃገር ከትዋርዳ ዘይሓነኽክን፡ እገዳዶ፡ ሰብኣዊ መሰላትዶ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎትዶ፡ ወረ ኣዲኡ ትቚጸሮ ናታትክን ዓጀውጀው። ንንብረት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሰሪቕክን፡ ሕጊ ጥሒስከን ዝኾብለልክን፡ "ፍትሒ" ደሊኽን፧ እቲ "ፍትሒ" እኮ ጌና ይጽበየክን ኢዩ ዘሎ። ዓቕሊ ጥራይ ደኣ'ምበር ዓስቢ ሽፍትነክንን፡ ስም ሃገርን መንግስትን ክትብልላ ዘይሓፈርክን፡ እወ እገዳ ትብላ ዝነበርክን፡ ደጊም ዓስብኽንሲ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ ይጽበየክን ኣሎ። ከምቲ በረኸት መንግስተኣብ ዝደረፎ ደርፊ፡ ደጊምሲ ነቲ ዝብየነልክን ፍትሒ፡ ዕረ እንዳጠዓመክን፡ ክትውሕጠኦ ኢኽን። "ጸገም የለን" ይብል ኣቦይ መንገሻ! :lol:

Last edited by Temt on 17 Nov 2019, 11:29, edited 1 time in total.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by Zmeselo » 17 Nov 2019, 11:28

Zmeselo wrote:
17 Nov 2019, 11:10

ዝፈርሕ ኤርትራዊ የለን: በሎም: ንደለይቲ ፍርሒ!

እቶም ንፖሊቲካዊ ረብሖኦም ክብሉ ላምፐዱዛ እንዳበሉ ዝግዕሩ: ኢዮም ቁስሊ ናይተን አዴታት ዝሐኩ! እቶም አብ ናይ ወያነ ታንክታት ተወጢሖም አስመራ ክአትዉ ዝሓለሙ: ሕጂ ተገልቢጦም ንብዓት ሓርገጽ እንተነብዑ መን ቅጭጭ ይብሎ?

እቶም ዶብ አይተሓንጸጽ: መዕቀብ አብ ልዕሊ ኤርትራ ይንበርን መሊሱ ይትረርን ኢሎም ዝተሟገቱን: እቲ አብ ኢዶም ዘሎ ደም ናይዞም ንጹሃት ናብ ካሊእ ከላግቡ ዝህቅኑን: ምስ ወያነ አብ አፋፍ ሞቶም በጺሖም ዘለዉን: መን ክሰምዖም ሕጂ?
QB wrote:
17 Nov 2019, 11:06
Last edited by Zmeselo on 17 Nov 2019, 11:30, edited 1 time in total.

JudgementDay1234
Member
Posts: 2966
Joined: 10 Mar 2016, 11:47

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by JudgementDay1234 » 17 Nov 2019, 11:29

QB wrote:
17 Nov 2019, 11:06
Qb, first all this guy is agame he pretends he is Eritrean here is his profile. good job Eritreans in germany.
ምንባር ጡዑም ሮቢ
November 14 at 7:41 AM
ብዛዕባ እዚ ብዙሕ ክበሃል ኢዩ ቀንዩ
ሓቀኛ ሽሙን ኣብ ኤርትራ ኣብ ምንታይ ከም ዝነበረ ክኣ ክነላልየኩም ።
እዚ erdi(ዕርዲ ) ኢሉ ዝጥቀም ዘሎ ናይ ብሓቂ ሽሙ ተስፋብርሃን ኢዩ። ምስዚ መጀመርታ ሌላና ኣብ እንዳ 52 ኢዩ
ኣብ ኢጊላ ዝበሃል ቦታ። ካብ ሳዋ ኣትሒዙ ብቕልውላው መንነት ዝሳቐ ዝነበረ ኢዩ ። ኣብ ሳዋ ብወዲ ሳሕል ይፍለጥ ነይሩ፣ ኣብ እንዳ 52 ብወዲ ታንኪ ይጽዋዕ ነይሩ። ብፍላይ እንዳ 52 ዝነበርኩም ትፈልጥዎ ትኾኑ። ብናይ ደቂ ተጋደልቲ ክጽዋዕ ማራ ኢዩ ዝደሊ ነይሩ።
ብርጌድ 52
1ይ ቦጦሎኒ
1ይ ሓይሊ
ኢዩ ነይሩ ምስታ ናይ ካሪቦሳ ዝነበረት ሓይሊ ኢዩ ነይሩ።
ኣብ ሳዋ ዝነበሮ ቦታ እንዳ ጉፉፋት 19'ለ ተዓሊሙ
5ይ ክፍለ ሰራዊት ድሓር እንዳ 3ይ ዝተቐየረ
1ይ ብርጌድ
2ይ ቦጦሎኒ
2 ሓይሊ ነይሩ። ብወዲ ሳሕል ይፍለጥ ነይሩ።
ነዚ ዱሁል ሓሳዊ ሰብ ወዲ ኣሃዶይ ነይሩ ምባል የሕፍረኒ ኢዩ
ካብ ማይነፍሒ ንመቕጻዕቲ ኢለ ናብ እንዳ 52 ኢየ ተመዲበ ፐረሰናል ብርጌድ ማለት ኢዩ። እዚ ተስፋብርሃን ናይ ሕጂ ዕርዲ ካብቶም ብምኹብላል ዝፍለጡ ዝነበሩ ኢዩ ክሳብታ ኣነ ዝነበርኩላ ክልተ ግዜ ተኣሲሩ ብማይ ዕዳጋ ገይሩ ኢዩ ዝመጽእ ነይሩ። ዝኾነ መንነት ከማን ኣይነበሮን ኣብ ኤርትራ ከሎ ወዲ ዕላበርዕድ ይብል ደቂ ዒላበርዕድ ክኣ ኣይፈልጥዎን ነይሮም። ሓደ ግዜ ታርዛን ዝበሃል መራሒ ቦጦሎኒ ሕጂ ዕረፍቲ ክንሰደካ ኢና ካብ ምምሕዳር ናትካ ግን ዝኾነ መሰነይታ ወረቐት ሒዝካ ምጻእ ምስ በሎ ብኣ ገይሩ ኢዩ ስግረዶብ ወጺኡ ። ሓደ ግዜ ዓደስ ሰሪቑ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ሸይጥዎ ምስ ተፈለጠ ናይ ክልተ ወርሒ ዶሞዙ ነታ ዝነበራ ሓይሊ ከም ትዎስዶ ገይሮሞ።
እቲ ሰብ ይቕጥቅጥ ነይሩ ዝበልኩሞ ተጋጊኹም ምኽንያቱ እንዳ 52 ድሕሪት ኢዮም ዝቕመጡ ነይሮም 1ይ ድፋዕ ሪኦሞ ኣይፈልጡን ኢዮም ።

ኣብ ስደት ወጺኻ ህግደፍ ስለዝደገፍካ ፉሉይ ኤርትራዊ ክትከውን ኣይትፈትን ፣ ኣነ ጽቡቕ ገይሩ ስለዝፈልጠካ ታሪኽ ሂወትካ ውን ምሳይ ስለዝነበረ ኣይተሽከዐንን ኢኻ። ሓንቲ ክብለካ ግን ብመንነትካን ሽምካን ኩራዕ።
እቲ ማሕዮ ሙኻን ካብ ሳዋ ጀሚርካዮ ኣብ እንዳ 52 ደጊምካዮ ኣብ ኢሮጳ ክኣ ትቕጽሎ ኣለኻ።
Please wait, video is loading...

QB
Member
Posts: 1929
Joined: 05 Dec 2012, 15:14

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by QB » 17 Nov 2019, 11:37

ኣብ ባሕሪ መይቶም ትብለኒ! ጋሕ ይበሉ እብለካ ኽኣ ኣነ!!!

ኩላቶም [ደለይቲ-ፍትሒ] ዓጋመ እዮም: ንዓጋመ ቀቲልካ ንዓጋመ ክሳዱ ቆሪጽካ ኽኣ ሓላል እዩ!!!
ቃል ናይ ሓደ ኣረሜን ደጋፊ ህግደፍ። ነዚ ንሓድሕድ ኲናት ዝዕድም መርዛም መደረ ኩሉ ኤርትራዊ ክኹንኖ ይግባእ።

Save Tesfahiwot from deportation . Gofundme :lol: :lol:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by Zmeselo » 17 Nov 2019, 12:15

ንዓኹም ኮኒንናኩም አለና!

ንሱ: ናቱ ርእይቶ ሂቡ አሎ:: ብናቱ ጥሩምባ ዝምራሕ ኤርትራዊ: የለን:: መን ምዃኑ'ኳ አይንፈልጦን::

ክሳድ ወያነን ኮራኩሮምን ግን: እወ ክሕረድ አለዎ: ብዘይ ቀለዓለም!!!
QB wrote:
17 Nov 2019, 11:37
ኣብ ባሕሪ መይቶም ትብለኒ! ጋሕ ይበሉ እብለካ ኽኣ ኣነ!!!

ኩላቶም [ደለይቲ-ፍትሒ] ዓጋመ እዮም: ንዓጋመ ቀቲልካ ንዓጋመ ክሳዱ ቆሪጽካ ኽኣ ሓላል እዩ!!!
ቃል ናይ ሓደ ኣረሜን ደጋፊ ህግደፍ። ነዚ ንሓድሕድ ኲናት ዝዕድም መርዛም መደረ ኩሉ ኤርትራዊ ክኹንኖ ይግባእ።

Save Tesfahiwot from deportation . Gofundme :lol: :lol:

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by Temt » 17 Nov 2019, 12:35

QB wrote:
17 Nov 2019, 11:37
ኣብ ባሕሪ መይቶም ትብለኒ! ጋሕ ይበሉ እብለካ ኽኣ ኣነ!!!

ኩላቶም [ደለይቲ-ፍትሒ] ዓጋመ እዮም: ንዓጋመ ቀቲልካ ንዓጋመ ክሳዱ ቆሪጽካ ኽኣ ሓላል እዩ!!!
ቃል ናይ ሓደ ኣረሜን ደጋፊ ህግደፍ። ነዚ ንሓድሕድ ኲናት ዝዕድም መርዛም መደረ ኩሉ ኤርትራዊ ክኹንኖ ይግባእ።

Save Tesfahiwot from deportation . Gofundme :lol: :lol:
ክላ ሱቕ በል ያ ጋዕጋዕ ዑጉም ዋሒድ ዎ ወለት ከልብ! ካልኣይ ሞት ብዘይምህላዉ ደ'ምበር ክሳድ ዓጋመ እነሻዕ ግዜ ክቆራረጽ ነይርዎ ያ መኽኑት! ወረ ብኡ ጥራይ እንተሓሊፉልክን ክትሪኣ ኢኽን ሓሳዳት ፍጥረት።

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ተስፋሂወት ሚካኤል ክሲ መስሪቶም

Post by Temt » 17 Nov 2019, 13:21

Did you know TPLF, as recently as last month, convened all the anti-Eritrea agents in Mekelle? Selam Kidane, Dan Connel, et al ... were all seen in Tigray. They posted pictures taken at the border area in Tigray on their Facebook page (see screenshot below). The message is very clear. Despite the millions spent, the worthless Yiakl junkies have already run out of steam without making a dent on the Eritrean political dynamics. The purpose of their appearance in Mekelle must have something to do with it ...
ዕንክሊላት "ይኣክል" ኣብ መቐለ ንምንታይ ተጋቢኦም ኣለዉ፧ (ጸሓፊ ስምኦን ቃ ሓጎስ)
=============================================
ድሕሪ ሞት ምንቅስቓስ "ይኣክል"፣ ኣብ ዉሽጢ ህወሓት ከቢድ ክትዕ ተለዓዒሉ ከም ዘሎ ካብ ማእከል መቐለ ዝሉሕኹ ዘለዉ ሓበሬታታት የነጽሩ።
ህወሓትን ኮተቴ ጋኔናታን፣ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ክልተ ዝኣፉ ናይ ለውጢ ፈተነታት ከካይዱ ምጽንሖም ዝፍለጥ'ዩ። እንተኾነ፣ ቐዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጲያ ዝጸንሖ ፖለቲካዉን ጸጥታዉን ሓይሊ፣ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተርነዐን እናተረረን ክኸይድ እንከሎ፣ ኣብ ኤርትራ'ድማ ዘገምታዊ ኣሳጉማ መንግስቲ ኤርትራ ፍጥነት ወሲኹ ዕሱባት ከላህልህ ብምጅማሩ፣ ህወሓት ቢልዮናት ዶላራት ኣውፊራ ከተካይዶ ዝጸንሐት ናይ ሽበራ ስራሕ ኣብ ቕድሚኣ ሽዋሕዋሕ ክብል እትርእየሉ እዋን ኣቲዋ ይርከብ። ዉጽኢት ናይዚ ፍሽለት'ዩ እምበኣርከስ፣ ኣብ መንጎ'ቶም ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሖም፣ ብዋጋ ዉጹዓት ጆኬር'ዶ ማታ ጠላዓት ክሸማጥጡ ዝጸንሑ ባሃምት መራሕቲ ህወሓት፣ መንጸሮር ተፈጢሩ ዝርከብ።
ኮተቴ ይኣክል ኣብ ማዝያ 24-25 ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ከተማ ሎንደን "ብኸመይ መንግስቲ ኤርትራ ንዓሉ" ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሰፊሕ ዋዕላ ከም ዘካየዱ ይዝከር። ኣብቲ ብ NED ተመዊሉ፣ Eritrea Focus ከምኡ'ዉን the Institute of Commonwealth Studies ሰፊሕ ዘመተ ዝተኻየደሉ ዋዕላ፣ ዳንኮነል፣ ምርያም ቫን ሪሰን፣ ማርቲን ፕላዉትን ካልኦትን ተረኺቦም ስትራተጃዊ ዉጥናት ከም ዝሓንጸጹ ዑፍ እትፈልጦ ምስጢር ኮይኑ'ዩ ጸኒሑ። እንተኾነ፣ እዚ ብካድራት ወያነ ብደቂቕ ምክትታል እንዳተገብረሉ ክካየድ ዝጸንሐ ምስጢራዊ ዕዮታት፣ ድሮ ማይ ዓሚኹ ባዶ ኢዱ ስለ ዝወጸ፣ ኣብ ዉሽጢ መቐለ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ይርከብ።
መርኣያ ናይዚ'ዩ እምበኣርከስ ኣብዚ ዘለናዮ ወርሒ፣ ኩሎም'ቶም ኣብ ከተማ ሎንዶን ተኣኪቦም ዝነበሩ ቶዃሉ፣ ኣብ መቐለ ተጋቢኦም ክመያየጡ ቐንዮም ዘለዉ።
ኣብቲ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝተኻየደ ዋዕላ ቐንዲ ኣወሃሃዲ ዝነበረ ኣሜሪካዊ ዳንኮነል፣ ነቲ ኣብ መቐለ ከካይድዎ ዝቐነዩ ጉያ-ጉያ ክሓብኦ ከይፈተነ ዘረባታት በጨቕ ኣቢሉ'ሎ። ኣብ ዘረብኡ ሚስተር ዳንኮነል፣ ንኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረጼን ብዛዕባ ባድመ ሓቲተዮስ መልሲ ሂቡኒ'ሎ ክብል ተሰሚዑ'ዩ። መዓስ'ዩ ምስ ደብረጽዮን ተራኺቡ፧ ኣበይ ቦታ፧ መዓስ እዋን፧ ንምንታይ ዕላማ፧ ዝብሉ ሕቶታት ክለዓሉ ግድን ይኸዉን።
ንሙዃኑ ምትእኽኻብ ማሕበር "ይኣክል" ኣብ መቐለ እንታይ'ዩ ዘመላኽት፧
ምትእኽኻብ ማሕበር "ይኣክል" ኣብ መቐለ፣ ወያነ፣ ድሮ ነቲ ኣብ ኢትዮጲያ ተጋሂዱ ዝርከብ ምፍራስ ኢህወደግ ክትጻወሮ ከም ዘይከኣለት ዘመላኽት'ዩ። ምኽንያቱ፣ ብምኽባር "ሕገ- መንግስቲ" ኢትዮጲያ ኣመኻንያ ከተካይዶ ንዝጸንሐት ፖለቲካዊ ንጥፈታት ሙሉእ ብሙሉእ ምፍሻሉ ጥራይ ዘይኮነ፣ እቲ ኣብ ኢትዮጲያ ዝረኣይ ዘሎ ቕልጡፍ ለዉጢ ብመን ከም ዝዝወር ተረዲእዋ ከም ዘሎ'ዩ ዘመላኽት'ዩ ዝብል ትንታነታት ኣሎ። ስለዚ'ዩ ድማ፣ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክዓሉ ይኽእል'ዩ ኢላ ዝኣመነትሉ ንጥፈታት ኣብ መቐለ ተኾዲማ ብዝለዓለ ፍጥነት ክትሰርሓሉ እትርኣይ ዘላ።
ብዓንደ ርእሱ ይኣክል ዝብል ሓሳብ ብወያነ ዝነቐደ እከይ ከም ሙዃኑ መጠን፣ ምስ ወያነ ሞይቱ'ዩ። ስነ ስርዓት ቐብሮም'ድማ ብሓደ ኣብ ምቐለ ዝፍጸመሉ እዋን ኣኺሉ'ሎ።
ብዘይካ'ዚ ወተሃደራዉያን መራሕቲ ህወሓት ዝሓለፈ 2 ሰሙናት ኣብ መቐለ "ገምጋም ብቕዓት ሰራዊት ኤርትራ" ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ክዛተዩ ቐንዮም'ዮም። ኣብዚ ገምጋም፣ ኤርትራ፣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝረቐቐ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ሰራዊት ከም እትዉንን ብደረጃ ኩናት፣ ኤርትራ ክትግጠም ከም ዘይትከኣልን ደምዲሞም ካብቲ ኣኼባ ወጺኦም ኣለዉ። እቲ ምስዚ ስዒቡ ዝቐርብ ሕቶ'ግን፣ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክሳብ ኩናት ዝወስድ ምትንኻፋት ክትገብር ተቐሪባ ከም ዘላ ዘአንፍት'ዶ ክኸዉን ይኽእል ዝብል'ዩ።
ህወሓት ኣብዚ ክልተ መዓልቲ ንኹሉ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝግምግም ኣኼባ ኣብ ምክያድ'ዉን ቐንያ'ላ። ኣብቲ ከተካይዶ ዝቐነየት ኣኼባ፣ "ህወሓት ናበይ" ኣብ ዝብል ዛዕባ ዝተጠምረ ኮይኑ፣ ኢህወደግ ብምፍራሱ ህወሓት ኣብ ሰለስተ ምርጫታት ተዋጢራ ከም እትርከብ ዘአንፍቱ ሰናርዮታት ከተአንግድ'ያ ተራእያ።
1) ካብ ኢትዮጲያ ምግንጻልን ምስኡ ስዒቦም ዝመጹ ተኽእሎታት ምግጣምን።
2) ካብ ኢህወደግ (ኣብዚ ሕጂ እዋን EPP ተባሂሉ ዘሎ'ዩ) ብምዉጻእ፣ ምስ ካልኦት ፖለቲካዉያን ሓይልታት ልፍንቲ ፈጢርካ ቓልሲ ምቕጻል።
3) ኣብ ዉሽጢ ኢህወደግ (EPP) ተኾርሚኻ ሞት ህወሓት ብወግዒ ምቕባል።
ኣብ መደምደምታ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ብቓናታት "ዴሞክራሲ" ኣመኻኒኻ፣ ህወሓት ካብቲ ተኖቒታቶ እትርከብ ግብኣተ ሞታ ምግልጋል ኣብ ዝብል ዓንኬል ከሽከርክር ዝረአ ዘሎ ፖለቲካዊ ንጥፈት ከድዓት ደቂ ሃገር፣ ድሮ ፈሺሉ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብቲ ናይ ሱሳታትን ሰብዓታትን ናይ ተለኻኺምና ንጥፋእ ዝዓይነቱ ፖለቲካዊ ገበጣ ወሪዱ ይርከብ። በዚ መሰረት፣ ኣብ ዉሽጢ መቐለ ዝርከቡ ጉጅለ "ይኣክል"፣ ህወሓት ክሉኩሶ ኣብ ምቕርራብ ዝርከብ ናይ መጨረሻ ሓዊ ክስሕኑ ዝረኣዩ ዘለዉ። እንተኾነ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሎሚ'ዉን ነቲ ብመስዋእቲ ኣሽሓት ደቁ ዝጨበጦ ጽዋእ ዓወት ከሕድጎ ዝኽእል ሓይሊ ከቶ ከምዘየለ ደጊምና ብሽም ስዉኣት ማሕላ ክንኣትወሎም ንፈቱ። እዚ ብግቡእ ብምርዳእ'ዩ እምበርከስ፣ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፣ ነቶን ጌና ደም ተኻዕዩ ክርእዩ ዝብህጉ ደሞም ክኽዕዉ'ግን ትብዓት ዘይብሎም ጓሓላሉ፣ ትኽስ ከይበለ ኣብ ምልቃሞምን ምቅራፎምን ዝርከብ።
በዚ መሰረት'ዩ እምበኣርከስ፣ ሞት መለስ ዜናዊ ብወግዒ ክትገልጽ መቐለ ኣብ ምሽብሻብ እትርከብ።
ንኹሉ ምዕባለታት ብደቂቕ እንዳተኸታተልና ሓበሬታታት ከም እነቕርበልኩም መብጽዓ እንዳኣተና፣ ብሩኽ መዓልቲ ንብለኩም።






Post Reply