Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Amb. Semere Russom

Post by Zmeselo » 12 Nov 2019, 18:26


The perfect end, to a productive day. As the sun bids Asmara good night, I sit here thinking about the bright future ahead for this beautiful country- Eritrea. This is home. This is peace!
(Solomon Abraha: @soab78)

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Amb. Semere Russom

Post by Zmeselo » 12 Nov 2019, 18:47

መሬት ሕብእኒ ... ሕጂ ዶ ይሓይሽ .... ቅቅቅቅቅቅቅቅ

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን
==========================================================================

(Radio Erena - 10 November 2019) - መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝተፈናጨለ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብምጥቃም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ራዕድን ፍርሕን ከም ዝነግሶም ይገብር ከም ዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ገለ ኤርትራውያን ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም።

ንጉዳይ ስደተኛታት ዝከታተልን ንድሕነቶም ዑቕባ ዝህብን ናብ ሳልሳይ ሃገር ክሰጋገሩ ዝሰርሕ ብኣራ ዝፍለጥ ኣካል'ቲ መንግስቲ፣ ስርሑ ዳርጋ ኣደስኪሉ ምህላውን ብሰንኩ ከኣ ኣብ ሰንፈላል ከም ዘለው'ውን ገሊጾም።

ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ብከም ብርጋደር ጀነራል ጠዓመ ጎይትኦም (መቐለ) እንዳ ተመርሑ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስም ውልቀሰባት ቪላ እንዳ ተኻረዩ ኣገደስቲ ሰባት ይጨውዩ ከም ዘለው'ውን እቲ ሓበረታ የመልክት።

ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንደሓር ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ሰለስተ ማለት ብተጋሩ፡ ኣምሓሩ ከምኡ ውን ኦሮሞ ብዝብል ውሽጣዊ ዘይወግዓዊ ምክፍፋላት ተገማሚዑ ከም ዘሎን ናይ ሓድሕዶም ፖለቲካውን ስለያውን ጸጥታዊ ውሕስነትን ልዕልነትን ንምርግጋጽ ተጸሚዶም ከም ዘለው ይግለጽ።

እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዓስኪሩ ዝጸንሐን ልኡም ምንቅስቓስ ዝጸንሖን ናይ ኤርትራ ተቓወምቲ ሓይልታት ድማ ኣብታ ሃገር ባይታ ይስእን ብምህላው ቀስ ብቐስ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ይግዕዝ ከም ዘሎ እቲ ሓበሬታ ይገልጽ። እዚ ድማ ነቲ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጎረባብቲ ሃገራት ኢድ ብምእትእትታው ዝፍለጥ መንግስቲ ኤርትራ ዝደለዮ ክገብር ዕድል ፈጢሩሉ ምህላው እዞም ስግኣት ሓዲርዎም ዘሎ ዜጋታት ኤርትራ ገሊጾም።

ምንቅስቓስ ይኣክል ኣብ ስደት ብዝረከቡ ዜጋታት ካብ ዝጅመር ንደሓር ህግደፍ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ወዲቑ ከም ዝርከብን [Hahahahahah.....ሕልሚ ደርሆ ] እዚ ምንቅስቓስ'ዚ ብመንገዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ ናብ ኤርትራ ከይልሑኽ ስግኣት ከም ዝሓደሮ ይሕበር። ስለዚ ድማ ነቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮይኖም ነዚ ምንቅስቓስ ኣሐይሎም ናብ ኤርትራ ከሰጋግርዎ ዝደልዩ ዘለው ዲሞክራስያውያን ሓይልታት እግሮም ከምቲ ልሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ከይረግጽ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ጀሚሮም ዝጸናጸኑ ሓይልታት ጸጥታ የዋፍር ከም ዘሎ ይንገር።

_______________

These Weyane slaves are still hallucinating, as if they were an existential threat to anyone. Daydreaming at its best! The assemblage of losers with different acronyms, are scared. Their masters, the bandits of Adwa, are increasingly cornered & that has put a lot of pressure on them; concerning the propaganda and financial assistance they got to destabilize and create chaos in Eritrea; as if they had the capability to begin with.

Now, it's pay back time! Every crime they committed, will be come to light & counted.

Justice will be served!

Post Reply