Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

saveAdna:መምህር ታየ- የቀድሞ መምህር፣ የኢህአዴግ ካድሬ፣ የቀበሌ ምክር-ቤት አፈ-ጉባኤ፤ ኃላ በስነ-ምግባር ጉድለት(በሴቶች ላይ ፆታዊ ትንኮሳዎች በመፈፀም) ተገምግሞ ከኢህአዴግ የ

Post by Abe Abraham » 10 Nov 2019, 10:52


saveAdna wrote :


ኣቱም ኸብዳማት፣ ኣቱም ረሳሓት፣ ኣቱም ጠላማት፣ ኣቱም ለያቡ- ስርዓት ግበሩ፣ እንተዘየሎ መንእሰይ ትግራይ ንኽፋረደኩም ኣብ ኣደባባይ ከነቃልዐኩም ኢና!

ቅድሚ ክልተ ሰለስተ ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓበይቲ ናይ ስልጣን ቦታታት ዝነበሩ፣ ኢዶም ብብዙሕ ገበናት ዝጠልቀየ፣ ብፍላይ ኣብ ሃረምረምን ዕምጠጣን ብዓብዩ ዝነጥፉ ዝነበሩ፣ ምስ ምምፃእ ወደኒ ኣብይ ተታሓሒዙ ኣብታ ብፍላይ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓማውቲ ክሪኡዋ እውን ዝፅየፉዋ ዝነበሩ መቐለ ከዕቑቡ ዝተገደዱ ገለ ነበር ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት(ወታደራዊን ሲቪላዊን) በብውልቆም ናብ ወደኒ ኣብይ "ሓሞኻ/በይዛኻ እንዶ ዲፕሎማት ጌርካ ናብ ወፃኢ ልኣኸና" እናበሉ ንጉሆ ንጉሆ ሽማግለ ይልእኹሉ ከምዘለዉ ተረጋጊፁ።

እግዚሀር ይሃቦዋ ንሱ ግን ገፅ ኣይሃቦምን!

ኣብዚ ኣብ ቕድሚ ህዝቢ ቀዳማይ ተሓላቒ ትግራዋይነትን ህዝቢ ትግራይን፣ ቀዳማይ ሓሳቢ ጥቕምታት ትግራይ መሲልካ ይርኣየለይ፤ ዘወር ኢልካ ድማ ንትግራይን ተጋሩን ኣሀጊርካ እንጀራ ክብለዐለይ! ሓመድ ድኣ ብልዑ!

ኣብዚ ግልፂ ክኸውን ዘለዎ እዚ ዝገብሩ ዘለዉ ሒደት ሰባት እዮም፣ ሓብሬታታት ከምዘረጋግፁዎ መብዛሕቲኦም ዘጨንቖም ዘሎ ገንዘቦም ኣብ ናይ ወፃኢ ባንኪታት ስለዘቐመጡ ኣብ መቐለ ብምዃኖም ምስ ገንዘቦም ምርሕሓቖም እዩ። ኣብ ኣውሮፓ፣ ቻይና፣ ኣሜሪካ ዓሰርተታት ሚልዮናት ዶላር ገንዘብ ኣቐሚጦም ምስ ገንዘቦም ብምርሕሓቖም ግን ኣብ መቐለ ንሃፍቶም ዝምጥን ናብራ ክነብሩ ኣይክኣሉን፣ ኣብ ኢዶም እኹል ገንዘብ እውን የብሎምን።

ህዝቢ ትግራይ፣ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ናይዚ ኹሉ ሃንጎሪማ ገበን ስለዘይፈልጥ፣ ወይ ድማ ከምኡ ዝበለ ርኹስ ተግባርን ባህርን ስለዘይፅየፍ ኣይነበረን ኣብታ ቑርፂ እዋን ከበሳብሶም፣ ክኣስሮም ተሃንዲዱ ንዝመፀ ሓይሊ "ሑሕ" ኢሉ፣ ሕንዚ ኾይኑ ዋሕስ ዝኾኖም፣ ሓለዋ ዝገበረሎም፣ ማእገር ዝኾኖም፣ እንታይ ድኣስ እቲ ጉዳይ ሕጋዊ ዘይኮነስ ፖለቲካዊ፣ ፍትሓዊ ዘይኮነስ ብሄራዊ መልክዕ እናሓዘ ስለዝመፀ እዩ።

ብሓቂ ድማ ሳላ እዚ ጅግና ህዝቢ ሎሚ እንተንኣሰ ቤት ማእሰርቲ ኣይኣተኹምን፣ ካቴና ኣብ ኢድኩም ኣትዩ ኣብ ቴሌቪዥን ኣይተርኣኹምን፣ ንስኹም ግን ብስስዐን ብኽሕደትን ነይርኩም ብዘይ ንስሃ ናብ መቓብር ክትኣትዉ ወሲንኩም፣ ዘለኣለማዊ ውርደት ንዓኹም!

ልቢ በሉ- ኣብዚ ኹሉ ናይ ጥልመት ተግባር ዝዋስኡ ዘለዉ ኣዝዮም ሒደት ሰባት እዩ- ካብ ዓሰርተ ኣይሓልፉን፣ ስለዝኾነ እዚ ንሒደት ሃንጎሪማታት ዝገልፅ እምበር ሓፈሻዊ መግለፂ ፖለቲካ ትግራይ ኣይኮነን።

ኣብ መወዳእታ፣ እዚ ተግባር ደው ዘይብል እንተኾይኑ ናይቶም ተዋሳእቲ መንነት ንምቕላዕ ከምእንግደድ የፍልጥ።

ዓወት ንህዝቢ ትግራይ!


ናማንኩም ድዩ ክንድዚ ተሰሚዑኩም?

ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ናብ ዓፅሚ ገለ ተጋሩ ክንደይናይ ዝኣተወ ከም ዝኾነ ፣ ገለ ተጋሩ ክንደየናይ ውሽጦም ከምዝሓመመሉ፣ እሞ ድማ ስቕ ኢልካ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ዘይኮነስ ናይ ብሓቂ ካብ ውሽጦም ዝነቐለ ስምዒት ምዃኑ ክትርኢ ከለኻ ዓብዪ ድንጋፀን ሓዘንን ይስምዐካ።

ኣነ ኣርባዕተ ነገራት ክነግረኩም

1. ሓደ እቲ ግዲ ንሓንሳእን ንሓዋሩን ቅበፁዎ፣ ሓደ ኣይስራሕን፣ እንተተሰርሐ እውን ተጋሩ እንጥቀመሉ ኣይኸውንን፣

2. ናይዚ ግድብ ህንፀት ንዓና ንተጋሩ ፀጋ ዘይኮነስ ኣዝዩ ዓብዪ ሓደጋ፣ ጉድኣት እዩ።

3. ግብፃውያን ረብሐኦም ንምሕላው እምበር ንተጋሩ ካብ ገፅ ምድሪ ክንጠፍእ ዝምነዩን ኮነ ኢሎም ተጋሩ ከም ብሄር ክንፀንት ዝደልዩ ኣይኮኑን ፣ ግድብ ህድሰ ተሃኒፁ ምስተዛዘመ ናይቲ ግድብ ሰብ ዋና ዝኾኑ(ናይ ምዃን ልዑል ዕድል ዘለዎም ኣካላት) ግን ፀብኦም ምስ ህልውናና እዩ፣ ትምኒቶም እውን ከም ህዝቢ ክንፀንተሎም እዩ።

4. ኣብዚ ሰዓት እዚ ግብፂ ካብቶም 90 % ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ ዝሓሸት ፀላኢት እያ። ተራ ግብፂ ኣብ ምፍራስ ኢህወዴግ ዓብዪ ከምዝነበራ ግልፂ እኳ እንተኾነ ድሕሪ ሐዚ ንግብፂ ከም ፀላኢ እንቖፅረሉን ምስ ግብፂ እንቆራቖሰሉን ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የብልናን።

ብዝኾነ፣ ለባማት እንትውኾይንኩም ዘዛእኹምዎ ቦንድ እንተነይሩ ኣውፅኡዎ፣ ገንዘብኩም ውሰዱ፣ ነቲ ግድብ ግን ከም ጡብ ኣዴኹም ቅበፁዎ



መምህር ታየ- የቀድሞ መምህር፣ የኢህአዴግ ካድሬ፣ የቀበሌ ምክር-ቤት አፈ-ጉባኤ፤ ኃላ በስነ-ምግባር ጉድለት(በሴቶች ላይ ፆታዊ ትንኮሳዎች በመፈፀም) ተገምግሞ ከኢህአዴግ የተባረረ ፤ አሁን 180 ዲግሪ ተከረባብቶ “የሰብአዊ መብት ተሟጋች፣ “የሰላምና ፍቅር ማሕበር” አባል፤ “አክቲቪስት”፣ “አፄ የውሀንስ 150 ሺህ ጎጃሞችን ገደሉ፣ ምላስ ቆረጡ" ብሎ ከኪሱ ታሪክ እየፈጠረ መፅሐፍ የሚፅ “የታሪክ ተመራማሪ” የሆነ ፤ ከብዙ ዐመታት ማሽቋለጥ በኃላ የማታ እንጀራ የሰመረለትና ከሁለት ወገን ገንዘብ እየቀፈለ የሚገኝ ቅድመ-ሰው(Pre-Human ancestor)ን ለማታውቁ ይኸውና



"ከ1983 ዓ.ም በፊት የአማራ ጨቋኝ መደብ ሳይሆን 'የአማርኛ' ጨቋኝ መደብ ነበር፤ ከ1983 በኃላ ደግሞ 'የትግራይ' ጨቋኝ መደብ ተፈጠረ" ምርኮኛው የኢሳቱ ሲሳይ አጌና።
ነገሮችን እንዴት አድርገው እንደሚያንሻፍፉ መመልከት ነው--እዚህ ጋር ትግራይ…እዚያ ጋር አማርኛ

እውነታው ግን ከ1983 ዐ.ም በኃላ ከሁሉም የኢትዮጵያ ክፍሎች የተውጣጡ የሚሰሩም፣ የሚዘርፉም፣ የሚገርፉም፣ የሚያለሙም፣ የሚያጠፉም ሰዎች ነበሩ፡፡

ክልሎች 100 % እራሳቸውን በራሳቸው ያስተዳድሩ ስለነበር በየክልሎቹ ለተሰሩ መልካምን መጥፎም ነገሮች ተጠያቂዎቹ የየክልሎቹ የፖለቲካ ፓርቲዎች ናቸው፣ የየክልሎቹ ሰዎች ናቸው፡፡

1983 ዐ.ም በፊት( በተለይም ደግሞ ከ1967 ዐ.ም በፊት) የነበረው ሁኔታ ግን ሌላ ሌላ ሌላ ነው…..




Lakeshore
Member
Posts: 2627
Joined: 24 Jul 2018, 09:32

Re: saveAdna:መምህር ታየ- የቀድሞ መምህር፣ የኢህአዴግ ካድሬ፣ የቀበሌ ምክር-ቤት አፈ-ጉባኤ፤ ኃላ በስነ-ምግባር ጉድለት(በሴቶች ላይ ፆታዊ ትንኮሳዎች በመፈፀም) ተገምግሞ ከኢህአዴግ

Post by Lakeshore » 10 Nov 2019, 21:47

i didn't know raping is a crime in TPLF they grow up raping each other for many years and it would be hard to belive your story. becouse you said he rape a female and deciplined noooo. For TPLF raping is not a crime it is a sign of manhood under their twisted heart and mind so you are a liar.

Post Reply