Re: Club Licensing Workshop ends in Eritrea
Posted: 29 Oct 2019, 17:48
Ethiopian News & Opinion
https://mereja.com/forum/
Zmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 17:44አቲ ኪዲንዶ: ናብ ጥርሙዝኪ::
ናተይ ደረጃ: አይኮንክን!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 17:35ኣንቲ ሓምሊZmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 17:14ኪዲ ምስቶም ናይ እንስሳ ቋንቋ ዝዛረቡ: ምስኦም ተዛረቢ::
ቀልቀለይ ክትበልዒ: ዘይትበቕዒ'ስ!
ወዲ መድህን ክትብል: መሬት ዝዓረባ ጀልፉፍ: ጓል መበለት!
ተመስገን አምላኽ: ብዓል ንስኽን አብ ስደት ጋሕ ትብላ እንቋዕ ኮንክን!
ዕድለኛ ኢያ ኤርትራ!!!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 14:28ኣንታ መልመጽ ትፊእ ወዲ መድሕን በራድ. ሕልና ኣልቦ ተባላጺ.Zmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 12:06ኢሂ እንታይ ነፊሑኪ: አፍ ፋኛቱራ?Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 11:30
እንዳ ምሕፈር እንዳ መድነንቲ ርእሲ. እዝስ ዜና ድዩ?
ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ተስሕቓ ናይ ብሓቂ
Antique restoration: ዝበሃል እኳ ክንደይ ከይትርድእዮ!
ክብረት ዘየፍትወላ: ለፍላፊት!
አነ ዝገርመንስ: እንታይ አበርኪትክላ ነዛ ሃገር ኢኺ: ምስቲ ኩሉ ድንቁርናኺ: ክንድዚ ፈራዕራዕ?
እቶም ሂወቶም ዝኸፈሉ ወይ ደቆም እንታይ ረኺቦም? በጀካ ወርደትን ሕስረትን ?
ንከማኽን ወዲ ከማኽን ተበለጽቲ ዑሱባት ትኸውን ሃገር እንተ ኮይና, ትረፍ 65 000 ስዉኣት, 6000 ሃመማ ከማን ክኸፈላ ከማን ኣይግብኣን.. ሓደ ዜጋ ነዛ ሃገር ኣይበርከትኩላን ኢሉ ክጥዓስ ዘይኮነ ተመስገን ኣምላኽ ምስግናኻ ኣይይግደልካ ኢሉ ዝድዓዓሰሉ ግዜ እዩ መጺኡ.
ኣብቲ ኣርእስቲ ክምለሰ..እዚ ከም ዓቢ አርእስቲ ጌርኪ ጀርመናውያን መጺኦም ናይ ምንገዲ ባቡር ኣጸጊኖሞ ትብልዮ ዘለኺ. ድሕሪ ናጽነት መን ኣጸግንዎ ኢልኪ ዘይትሓቲ. ደቂ መሬት እዮም እዮም ጸጊነሞ.
ሕጂ ኣንታ ኩርኩር, እዚ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ዓቢ ኣርእስቲ ኢልካ ዓወታት ኮራኩር ወዲ መድሕን በራድ, ሕፍረት እዩ, ስለምንታይ እንተ ኢልካ, ክእለት (proffesional skills) ካብ ሓደ ወለዶ ናብቲ ዝመጽእ ወለዶ ኣይ ተማሓላለፈን, እዚ ኽኣ ዓቢ ክሳራ እዩ ንሕብረተሰብ. እዚ ክሳራ እዚ ግን ነዘን ተበለጽቲ ሕልና ኣልቦ ኮራኩር ወዲ መድሕን በራድ ከም ዓወት እዩ ዝቑጸር.
Here are sons of the soil restoring the same rail system without German assistance 12 years ago
ቅድሚ ዜና ምዝርጋሕኪ, እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ትሕዝቶ እቲ ዜና ኢልኪ ነብስኺ መርምሪ. ሙኻን ቱፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣይናይ ሓንጎል ኣለክን ኢኺን ክትምርምራ, ካብ ዓቅምኽን ንላዕሊ መስተ ሰቲኻ ትሕዝቶ ዘይብሉ ጭርሖ ምድጋም ጥራይ እዩ ስራሕክን.
ኪዲ ሕጂ ኣንቲ ጀልፋፍ ሕልና ኣልቦ ተበላጺ, ኣብ shabait, twitter ዜና በርብሪ. ጀርመናውያን መጺኦም ኢልኪ ሓምሓምኪ ህረሚ.
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 17:59Zmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 17:44አቲ ኪዲንዶ: ናብ ጥርሙዝኪ::
ናተይ ደረጃ: አይኮንክን!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 17:35ኣንቲ ሓምሊZmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 17:14ኪዲ ምስቶም ናይ እንስሳ ቋንቋ ዝዛረቡ: ምስኦም ተዛረቢ::
ቀልቀለይ ክትበልዒ: ዘይትበቕዒ'ስ!
ወዲ መድህን ክትብል: መሬት ዝዓረባ ጀልፉፍ: ጓል መበለት!
ተመስገን አምላኽ: ብዓል ንስኽን አብ ስደት ጋሕ ትብላ እንቋዕ ኮንክን!
ዕድለኛ ኢያ ኤርትራ!!!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 14:28ኣንታ መልመጽ ትፊእ ወዲ መድሕን በራድ. ሕልና ኣልቦ ተባላጺ.

ኣይተጋገኽን.
ሓደ ሕልንኡ ዝሸጠ, ተበላጺ ጥራይ እዩ ኣብቲ ንስኺ ዘለኽዮ ደረጃ ክስራዕ ዝኽእል እምበር, ሓደ ፍርሓት እዝግኣብሄር ዘለዎ, እንታይ ከይብሃል ዝብል ሰብ ትረፍ ዶ ኣብቲ ንስኺ ዘለኽዮ ደረጃ ክኸውን, ሓደ ኣየር ምስኺ ምስትንፋሱ ከማን ይሕፍሮ.....ኪዲ ድኣ ኣንቲ ድርባይ ሕስርቲ ካድር
እሱስ ጎይታኻን መድሓኒኻን ዝኾነ ወዲ መድሕን በራድ ኣለዎ ኣይትሰከፍ. ጌጋይ ድኣ ትኽልኣለይ እምበር johnny walker ዘይ ኮነ milloti liquer እያ ግን መስለኒZmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 18:12ካብ ናይ Johnny Walker ካድር: ይሓይሽ!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 17:59Zmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 17:44አቲ ኪዲንዶ: ናብ ጥርሙዝኪ::
ናተይ ደረጃ: አይኮንክን!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 17:35ኣንቲ ሓምሊZmeselo wrote: ↑29 Oct 2019, 17:14ኪዲ ምስቶም ናይ እንስሳ ቋንቋ ዝዛረቡ: ምስኦም ተዛረቢ::
ቀልቀለይ ክትበልዒ: ዘይትበቕዒ'ስ!
ወዲ መድህን ክትብል: መሬት ዝዓረባ ጀልፉፍ: ጓል መበለት!
ተመስገን አምላኽ: ብዓል ንስኽን አብ ስደት ጋሕ ትብላ እንቋዕ ኮንክን!
ዕድለኛ ኢያ ኤርትራ!!!
Deqi-Arawit wrote: ↑29 Oct 2019, 14:28
ኣንታ መልመጽ ትፊእ ወዲ መድሕን በራድ. ሕልና ኣልቦ ተባላጺ.
እቶም ሂወቶም ዝኸፈሉ ወይ ደቆም እንታይ ረኺቦም? በጀካ ወርደትን ሕስረትን ?
ንከማኽን ወዲ ከማኽን ተበለጽቲ ዑሱባት ትኸውን ሃገር እንተ ኮይና, ትረፍ 65 000 ስዉኣት, 6000 ሃመማ ከማን ክኸፈላ ከማን ኣይግብኣን.. ሓደ ዜጋ ነዛ ሃገር ኣይበርከትኩላን ኢሉ ክጥዓስ ዘይኮነ ተመስገን ኣምላኽ ምስግናኻ ኣይይግደልካ ኢሉ ዝድዓዓሰሉ ግዜ እዩ መጺኡ.
ኣብቲ ኣርእስቲ ክምለሰ..እዚ ከም ዓቢ አርእስቲ ጌርኪ ጀርመናውያን መጺኦም ናይ ምንገዲ ባቡር ኣጸጊኖሞ ትብልዮ ዘለኺ. ድሕሪ ናጽነት መን ኣጸግንዎ ኢልኪ ዘይትሓቲ. ደቂ መሬት እዮም እዮም ጸጊነሞ.
ሕጂ ኣንታ ኩርኩር, እዚ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ዓቢ ኣርእስቲ ኢልካ ዓወታት ኮራኩር ወዲ መድሕን በራድ, ሕፍረት እዩ, ስለምንታይ እንተ ኢልካ, ክእለት (proffesional skills) ካብ ሓደ ወለዶ ናብቲ ዝመጽእ ወለዶ ኣይ ተማሓላለፈን, እዚ ኽኣ ዓቢ ክሳራ እዩ ንሕብረተሰብ. እዚ ክሳራ እዚ ግን ነዘን ተበለጽቲ ሕልና ኣልቦ ኮራኩር ወዲ መድሕን በራድ ከም ዓወት እዩ ዝቑጸር.
Here are sons of the soil restoring the same rail system without German assistance 12 years ago
ቅድሚ ዜና ምዝርጋሕኪ, እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ትሕዝቶ እቲ ዜና ኢልኪ ነብስኺ መርምሪ. ሙኻን ቱፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣይናይ ሓንጎል ኣለክን ኢኺን ክትምርምራ, ካብ ዓቅምኽን ንላዕሊ መስተ ሰቲኻ ትሕዝቶ ዘይብሉ ጭርሖ ምድጋም ጥራይ እዩ ስራሕክን.
ኪዲ ሕጂ ኣንቲ ጀልፋፍ ሕልና ኣልቦ ተበላጺ, ኣብ shabait, twitter ዜና በርብሪ. ጀርመናውያን መጺኦም ኢልኪ ሓምሓምኪ ህረሚ.
ኣይተጋገኽን.
ሓደ ሕልንኡ ዝሸጠ, ተበላጺ ጥራይ እዩ ኣብቲ ንስኺ ዘለኽዮ ደረጃ ክስራዕ ዝኽእል እምበር, ሓደ ፍርሓት እዝግኣብሄር ዘለዎ, እንታይ ከይብሃል ዝብል ሰብ ትረፍ ዶ ኣብቲ ንስኺ ዘለኽዮ ደረጃ ክኸውን, ሓደ ኣየር ምስኺ ምስትንፋሱ ከማን ይሕፍሮ.....ኪዲ ድኣ ኣንቲ ድርባይ ሕስርቲ ካድር
The historic Eritrean train service will be modernised to provide local service and expanded to neighbouring countries bringing East Africa together for prosperity and sustainable economical emancipation.
ገዳይም ኣቦታትና ኣሐዲሶም ዘንቀሳቐስዎ ቅርሲ ወሎዶታት ዝኮነ መገዲ ባቡር ኤርትራ: ኣብ ቐረባ መጻኢ ኣብ ውሽጥናን: ምስ ጎረባብትናን ብዘመናዊ መገዲ ክሰፍሕ ከም መደብ ተታሒዙ ኣሎ::"Kokob Kidane