-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
JOHN WALKER PARTY!!
ትህነግ ካሁን በኋላ John walker party ተብሎ እንዲጠራልን በትምክህት እንጠይቃለን።
Last edited by pushkin on 20 Oct 2019, 14:43, edited 1 time in total.
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: JOHN WALKER PARTY!!
ነዚ ከምዚ እንዶ ግዳ ኣይተርእዩኒ .... ዋይ ዓይነይ!
Sbhat Nega is crying saying;
እንዳበለ'ዩ ዝበኪ ዘሎ።ኣንታ ኣውነ ኣረጋዊ ዳሞ ኣቦይ መለስ ዓባይ ትግራይ እንዳሓለመ ከሎ ከይረኣያ ህዝቢ ትግራይ ብዘይፈልጦ መንገዲ ወሲድካዮ። ዕድለኛ'ዩ ናይ ወያንየና ዕንወት ከይረኣየ ብምሕላፉ። እንተ ንዓይ ነዚ ክፉእ ውድቀት ወያነ ክርኢ ዲኻ ዕድመ ሂብካኒ? መዓስ ድዩ መዓልተይ? ሎምስ ይኣኽለኒ እታ ከብደይ ብዊስኪ ከይሓረረት ከላ ናብቲ ዘይተርፍ ቦታይ ውሰደኒ በጃኻ! ካብዚ ዝኸፍእ ድቃስ ዘይህብ ስቓይ ክርኢ ኣይደልን'የ።
እዋእ እሞ ንሕና እንታይ ክንብል ኣውነ ኣረጋዊ ዳሞ ቀልጢፉ ይስማዕካ እምበይ ጥራሕ ኢና ንብል። ተኺኢልካ ኣብዘን ተሪፈናኻ ዘለዋ ወርሓት ሓጺር ታሪኽ ጕዕዞ ወያናይ
ዝነግር መጽሓፍ ጽሓፍ።ካብ ደደቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ - ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ክልል ትግራይን ሞት ወያነን
-
- Member+
- Posts: 8489
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: JOHN WALKER PARTY!!
ዊስኪ ወደ ትግራይ የምናስገባበት የጂቡቲ መንገድ ቡቱዘጉትም፡ በሱዳን ቦኩል ኡናስገባለን። ፕሮብሌም ሶልቭድ። የአድዋ ልጅ ዊስኪ አይጠማውም