Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
MatiT
Senior Member
Posts: 11549
Joined: 16 Feb 2013, 10:18

ለዛሬው ለ ዶ/ር አብይ አህመድ ሽልማት የአንበሳውን ድርሻ የሚወስዱት ፕ/ር ኢሳያስ አፍወርቅ (ኢሱ) ኖትና እንኳን ደስ አሎት። / ናትናኤል መኮንን

Post by MatiT » 13 Oct 2019, 17:29

Natnael Mekonnen
October 11 at 2:40 PM
#Ethiopia : ኢሳያስ አፈወርቂ ለ25 አመታት የተዘረጋሎትን የሰሳም ጥሪ የውሸት የሰላም ጥሪ መሆኑን አውቀው እንቢ በማለት ከጠ/ሚ ዶ/ር አብይ አህመድ የተዘረጋሎትን ትክክለኛየሰማም እጅ በመቀበሎ ለዛሬው የዶ/ር አብይ አህመድ ሽልማት የአንበሳውን ድርሻ የሚወስዱት እርሶ ኖትና ኢሳያስ (ኢሱ)እንኳን ደስ አለህ::

MatiT
Senior Member
Posts: 11549
Joined: 16 Feb 2013, 10:18

Re: ለዛሬው ለ ዶ/ር አብይ አህመድ ሽልማት የአንበሳውን ድርሻ የሚወስዱት ፕ/ር ኢሳያስ አፍወርቅ (ኢሱ) ኖትና እንኳን ደስ አሎት። / ናትናኤል መኮንን

Post by MatiT » 13 Oct 2019, 23:18

ኽቡር የኢትዮጵያ ህዝብ
ኽቡር ዶ/ር ኣቢ ኣሕመድ ዓሊ
የኢርትራን ህዝብ የሰላምታና የፍቅር መልካም ምኞት ፡..............እንኳን ደስ ኣላቹ እላለሁ ።

🇪🇷🇪🇷 ኢሱ ....!! 🇪🇷🇪🇷ኢሱ.....!!! 🇪🇷🇪🇷ኢሱ......!! ወዲ ኣፎም ጅግና፡ ሰላም ሒዝካልና መጺኻ እናበሉ በዓዉታ ልባዊ ፍቅሮም ዝገለጽሉ፡ኣብ ኣዳራሽ ምሊንየም ላዕለዎት መራሕቲ ሃይማኖትን፡ ሰበስልጣን ኢትዮጵያን፡ 25,000 ህዝቢ ነበርቲ ከተማ ኣዲሳ ኣበባ ልባዊ ፍቅሮም ገሊጸሙሉ ። ኽቡር ፕረስደንት ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፎርቂ፡ ቃልሲ ንናጽነትን ልኡላዊት ሃገር ሓራ ንምዉጻእ ዕድሚኡ ምሉእ ዝተጋደለ።ማዕረ ማዕሪኡ ድማ ን ሓድነትን ጥምርትን ኢትዬጵያ ፡እቲ ዝነበረ ስርዓታት፡ቁልቁል ምትፍናን ብሄር በሄረሰባት ንምእላይ፡ብሙሉእ ቃልሶም ይሰርሕሉ ኸምዝነበሩ ።ኹሉ ኣብ ቃለ ምሕተት ሰሚዕናዬ ኢና ። ሎሚ ግዚኡ ኣኺሉ ኣብ መንጎ ኤርትራን- ኢትዮጵያን ዝነበረ ሽግር ናይ ዶብ መዕለቢ ተገይርሉ፡ ንሰላምን ብልጽግናን፡ኣብ'ቲ ዕድሜ ዝተገብረሎም ሚሊንየም ኣዳራሽ ንመጀመርታ ግዜ ነቲ ናይ ድኻሞምን ጻዕሮምን ዝኾነ ዉጽኢት ሰላምን ከምኡእዉን ሓድነትን ስኒትን ኢትዮጵያ ዝሙጉስን፡ ሰላም ዘስፍንን፡ታሪኻዊ ዕለት ሓጻር ንእሽተይ ዘረባ ዝበልዋ ካብ ቃላቶም መደረኦም በምሓርኛ ኣስሚዖምን ሓጎሶም ገሊጾም፡ዕድመን ጥዕናን ንኽቡር ፕረስደንት ሃገረ ኤርትራ ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፎርቂ ። ዕድመን ጥዕናን ን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ዓሊ።


Post Reply