Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13791
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Deqi-Arawit » 17 Sep 2019, 07:58

Please wait, video is loading...

ካብ ጸላኢኻ ልግዕ, ጸባ, ጠስሚ ወይ ምዓር ኣይትጽበን ኢኻ.... ብሰንኪ ጭፍራ ወያነ ክንደይ ንጹሃት ኤርታውያን ተካላብቶም, ንብረቶም ተዘሪፉ, ተቐቲሎም ውን. እዚ ዘይክሓድ ሓቂ እዩ. ንርስዖ ዶ, ኣይንርስዖን, ከመይ ጌርናኸ ክንርስዖ...

እዚ ሓታተይ ግን ኣስብህልሉ, ንፎዝያ ሃሽም ክሓታ ከሎ, ብዛዕባ እቶም ኤርትራውይን ብወያነ ተከላበቱን ዝተቐትሉን ሓልዩ ዘይኮነ, ነቲ በዳሂን ክትምልሶ ዘይክኣለት ሕቶታትን ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ምሽፋን እዩ. ከምዚ ዝኣመሰለ ሜላታት መፍለጥ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ እዩ ኮይኑ ዘሎ. ካብ ሓላፍነት ምስካም ክጋላገሉ ተባሂሉ ሓንሳብ ን ናይ "ደገ ተጻብኦታት, ዎያነ, ኣመሪካ, cia ዝብሃላ ቃላት ክንደይ ግዜ ክድገማ ዘይሰማዕና.

እዚ ዑሱብ ዋህዮ መልመጽ ትፋእ ወዲ መድሕን በራድ ሰብኣይ እንተ ኮይኑ እዘን ዝስዕባ ሕቶታት እዩ ክሓትት ነይርዎ.
1)
ስራሕ ፍዝያ ሃሽም እንታይ እዩ, ኣብ ሕጊ ወይ ቀይዲ ዘይብላ ዓዲ ከመይ ጌራ እያ ፎዝያ ምንስተር ፍትሒ ክትክውን?

2) ኣባላት ጉጅለ G15 ን 18 ዓመት ብዘይ ሕጊ ወይ ፍርዲ ትኣሲሮም, ስለምንታይ ስጋብ ሕጂ ኣብ ፍርዲ ዘይቀረቡ. በቶም ኣብ ካርሸሊ ሂወቶም ዝሳኣኑኸ መን እዩ ትሓታቲ ?

3) ክንደይ ኣማኢት ዝኾኑ ጋዜጠኛታት ብዘይፍርዲ ትኣሲሮም ገሊኦም ውን ሞይቶም, ትሓታቲ መን እዩ.

4) ካልእ ክስትብሃል ዘለዎ, ወዲ መድሕን በራድ ኣብቲ መጀመርታ ትግብሮ ዝነበረት ቃለ መጠየቕ ምስ ህዝቢ ካብ ትገድፎ ዳርጋ 20 ዓመት ኮይኑ ኣላ,. ዋላ እዘን ርእሲ ዘይብለን ካቢነ ምንስትሪ ዝባሃላ ውን ከምኡ, ነዛ ናይ ስርሒት ዳላስ ምሽፋን ተባሂሉ ግን, ብኣጋጣሚ ፎዝያ ሃሽም ቃለ መጠየቅ ምስ ተመርጹ ዋህዮታት ኣካይዳ. ዎያነ ሕጂ ድያ ሰብና ዘካላበተት ወይ ዝቐተለት, ሕጂ እዚ ዋህዮ መልመጽ ትፋእ ብዛዕባ ወያነ ክሓትት.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 08:52

አብቲ ነጥብታት ከይአተና:

"መንግስቲ ኤርትራ ግናይ ኢዩ: ስለዚ አነ ብምጽራፍን ብሰብ ምንሻዉን Masters Degree ስለዘለኒ: ንዓይ ስምዑኒ:: መንግስቲ ኤርትራ ካንሰር ኢዩ'ሞ: አነ HIV ይሕሸኩም::"

ኢና ንበሃል ዘለና::

አበይ ደአ: ህዝቢ ኤርትራ ከይሰምዓኩም እምበር!!!

eden
Member+
Posts: 9257
Joined: 15 Jan 2009, 14:09

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by eden » 17 Sep 2019, 09:40

Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:
We don't expect a blind follower to get in to the issues. Keep following blindly.

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13791
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Deqi-Arawit » 17 Sep 2019, 10:57

Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:

"መንግስቲ ኤርትራ ግናይ ኢዩ: ስለዚ አነ ብምጽራፍን ብሰብ ምንሻዉን Masters Degree ስለዘለኒ: ንዓይ ስምዑኒ:: መንግስቲ ኤርትራ ካንሰር ኢዩ'ሞ: አነ HIV ይሕሸኩም::"

ኢና ንበሃል ዘለና::

አበይ ደአ: ህዝቢ ኤርትራ ከይሰምዓኩም እምበር!!!
ኣይተ ዝመስሎ
ኣየናይ መንግስቲ ኢኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ ደፊርካ? ነዚ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ, ካብ ወጋኢት ላም ዘድሕን ዲኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ? ትግበረልካ ድኣ ንስኻስ. መንስግቲከ ትርጉሙ እንታይ ከምዝኾነ ትፈልጦ ዶ?

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by justo » 17 Sep 2019, 11:11

Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 07:58
ካብ ጸላኢኻ ልግዕ, ጸባ, ጠስሚ ወይ ምዓር ኣይትጽበን ኢኻ....
ኣግኣዚት ዳዲ ነኝ። It is daddy, repeat after me ... መንግስቲ ኤርትራ መልኣኽ እዩ እንዳበልኪ

ባይ ለ ወይ ልግዔ ጸባኸ ደኣ ኣበይ ረኺብክዮ ... ጥሚቲ ዶ ኣይኮንክን?

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 11:25

180-190 ሃገራት አብ UN እንከላይ: ፍተዎ ጽልአዮ ብዘየገድስ: ከም መንግስቲ ኢየን ዝፈልጦኦ::
Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 10:57
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:

"መንግስቲ ኤርትራ ግናይ ኢዩ: ስለዚ አነ ብምጽራፍን ብሰብ ምንሻዉን Masters Degree ስለዘለኒ: ንዓይ ስምዑኒ:: መንግስቲ ኤርትራ ካንሰር ኢዩ'ሞ: አነ HIV ይሕሸኩም::"

ኢና ንበሃል ዘለና::

አበይ ደአ: ህዝቢ ኤርትራ ከይሰምዓኩም እምበር!!!
ኣይተ ዝመስሎ
ኣየናይ መንግስቲ ኢኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ ደፊርካ? ነዚ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ, ካብ ወጋኢት ላም ዘድሕን ዲኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ? ትግበረልካ ድኣ ንስኻስ. መንስግቲከ ትርጉሙ እንታይ ከምዝኾነ ትፈልጦ ዶ?

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 11:33

Embassies in Asmara:

Italian

Russian

Turkish

List of diplomatic missions to Asmara

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 11:45

ፕረዚደንት ኢሳያስ: ምስ ከማኻትኩም አረአኢኻ: ካብ ሰማይ ዝወረደ መልአኽ ይመስል::

ነዚ ማዕበል እዚ ሰጊርኩም: እለይዎ ሃየ!!!

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 12:00

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20573
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Fed_Up » 17 Sep 2019, 12:05

Ajewejew aregit got full time job!!

Did you quit your day job and hired by Ugumsh aka yeqen jeboch? Eway werdet! How desperate the woyanus are to hire drunk alcoholic bum!... yet for us (deki Erye) you still sounds like this man... :P

Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 10:57
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:

"መንግስቲ ኤርትራ ግናይ ኢዩ: ስለዚ አነ ብምጽራፍን ብሰብ ምንሻዉን Masters Degree ስለዘለኒ: ንዓይ ስምዑኒ:: መንግስቲ ኤርትራ ካንሰር ኢዩ'ሞ: አነ HIV ይሕሸኩም::"

ኢና ንበሃል ዘለና::

አበይ ደአ: ህዝቢ ኤርትራ ከይሰምዓኩም እምበር!!!
ኣይተ ዝመስሎ
ኣየናይ መንግስቲ ኢኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ ደፊርካ? ነዚ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ, ካብ ወጋኢት ላም ዘድሕን ዲኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ? ትግበረልካ ድኣ ንስኻስ. መንስግቲከ ትርጉሙ እንታይ ከምዝኾነ ትፈልጦ ዶ?

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13791
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Deqi-Arawit » 17 Sep 2019, 12:06

Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 11:25
180-190 ሃገራት አብ UN እንከላይ: ፍተዎ ጽልአዮ ብዘየገድስ: ከም መንግስቲ ኢየን ዝፈልጦኦ::
Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 10:57
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:

"መንግስቲ ኤርትራ ግናይ ኢዩ: ስለዚ አነ ብምጽራፍን ብሰብ ምንሻዉን Masters Degree ስለዘለኒ: ንዓይ ስምዑኒ:: መንግስቲ ኤርትራ ካንሰር ኢዩ'ሞ: አነ HIV ይሕሸኩም::"

ኢና ንበሃል ዘለና::

አበይ ደአ: ህዝቢ ኤርትራ ከይሰምዓኩም እምበር!!!
ኣይተ ዝመስሎ
ኣየናይ መንግስቲ ኢኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ ደፊርካ? ነዚ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ, ካብ ወጋኢት ላም ዘድሕን ዲኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ? ትግበረልካ ድኣ ንስኻስ. መንስግቲከ ትርጉሙ እንታይ ከምዝኾነ ትፈልጦ ዶ?
ዋይ !!!ስሃለነ ውሃለነ... እሱ ጥርይ እዩ ትርጉሙ ንመንግስቲ.. 🤔

simbe11
Member
Posts: 2087
Joined: 23 Feb 2013, 13:02
Location: Addis Ababa

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by simbe11 » 17 Sep 2019, 12:11

At last you said something that is true. ከም መንግስቲ
Because it's not a government, they take as if it is!!!!
Funny
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 11:25
180-190 ሃገራት አብ UN እንከላይ: ፍተዎ ጽልአዮ ብዘየገድስ: ከም መንግስቲ ኢየን ዝፈልጦኦ::

molover
Member
Posts: 2327
Joined: 26 Apr 2013, 05:16

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by molover » 17 Sep 2019, 12:31

eden wrote:
17 Sep 2019, 09:40
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:
We don't expect a blind follower to get in to the issues. Keep following blindly.
Do you think Dr weldai future economist and professor Dr ghidewon are blind followers ? Who do you think you are

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 12:37

እወ::

ከም ወያነ: ሓደ gangster group: አይኮነን::
simbe11 wrote:
17 Sep 2019, 12:11
At last you said something that is true. ከም መንግስቲ
Because it's not a government, they take as if it is!!!!
Funny
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 11:25
180-190 ሃገራት አብ UN እንከላይ: ፍተዎ ጽልአዮ ብዘየገድስ: ከም መንግስቲ ኢየን ዝፈልጦኦ::

kerenite
Member
Posts: 4469
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by kerenite » 17 Sep 2019, 12:41

He is barking at the wrong tree. Perhaps his questions are implicitly addressed to wedi medhin.

Poor fozia is just a simple combatant who was selectively assigned to such higher position (minister of justice) either for ethnic or gender balancing.

Having said that,

Ministry of justice??? My foot! In a country where the term justice is unique, no constitution, no law or order etc...

My pity for our lawyers back home. Sometimes, I wonder what for articles of a constitution they quote when they defend their clients. Is it the Higgi indaba? The sillassie's laws? The mengistu's laws? I am lost here same as most diaspora eris.

Just pondering about.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zmeselo » 17 Sep 2019, 12:42

Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 12:06
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 11:25
180-190 ሃገራት አብ UN እንከላይ: ፍተዎ ጽልአዮ ብዘየገድስ: ከም መንግስቲ ኢየን ዝፈልጦኦ::
Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 10:57
Zmeselo wrote:
17 Sep 2019, 08:52
አብቲ ነጥብታት ከይአተና:

"መንግስቲ ኤርትራ ግናይ ኢዩ: ስለዚ አነ ብምጽራፍን ብሰብ ምንሻዉን Masters Degree ስለዘለኒ: ንዓይ ስምዑኒ:: መንግስቲ ኤርትራ ካንሰር ኢዩ'ሞ: አነ HIV ይሕሸኩም::"

ኢና ንበሃል ዘለና::

አበይ ደአ: ህዝቢ ኤርትራ ከይሰምዓኩም እምበር!!!
ኣይተ ዝመስሎ
ኣየናይ መንግስቲ ኢኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ ደፊርካ? ነዚ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ, ካብ ወጋኢት ላም ዘድሕን ዲኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ? ትግበረልካ ድኣ ንስኻስ. መንስግቲከ ትርጉሙ እንታይ ከምዝኾነ ትፈልጦ ዶ?
ዋይ !!!ስሃለነ ውሃለነ... እሱ ጥርይ እዩ ትርጉሙ ንመንግስቲ.. 🤔
ትርጉም መንግስቲ ብዝርዝር ክትፈልጥ እንተደሊኻ: አብ Google ፈትሽ::

Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Follower » 17 Sep 2019, 12:48

Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 07:58
Please wait, video is loading...

ካብ ጸላኢኻ ልግዕ, ጸባ, ጠስሚ ወይ ምዓር ኣይትጽበን ኢኻ.... ብሰንኪ ጭፍራ ወያነ ክንደይ ንጹሃት ኤርታውያን ተካላብቶም, ንብረቶም ተዘሪፉ, ተቐቲሎም ውን. እዚ ዘይክሓድ ሓቂ እዩ. ንርስዖ ዶ, ኣይንርስዖን, ከመይ ጌርናኸ ክንርስዖ...

እዚ ሓታተይ ግን ኣስብህልሉ, ንፎዝያ ሃሽም ክሓታ ከሎ, ብዛዕባ እቶም ኤርትራውይን ብወያነ ተከላበቱን ዝተቐትሉን ሓልዩ ዘይኮነ, ነቲ በዳሂን ክትምልሶ ዘይክኣለት ሕቶታትን ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ምሽፋን እዩ. ከምዚ ዝኣመሰለ ሜላታት መፍለጥ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ እዩ ኮይኑ ዘሎ. ካብ ሓላፍነት ምስካም ክጋላገሉ ተባሂሉ ሓንሳብ ን ናይ "ደገ ተጻብኦታት, ዎያነ, ኣመሪካ, cia ዝብሃላ ቃላት ክንደይ ግዜ ክድገማ ዘይሰማዕና.

እዚ ዑሱብ ዋህዮ መልመጽ ትፋእ ወዲ መድሕን በራድ ሰብኣይ እንተ ኮይኑ እዘን ዝስዕባ ሕቶታት እዩ ክሓትት ነይርዎ.
1)
ስራሕ ፍዝያ ሃሽም እንታይ እዩ, ኣብ ሕጊ ወይ ቀይዲ ዘይብላ ዓዲ ከመይ ጌራ እያ ፎዝያ ምንስተር ፍትሒ ክትክውን?

2) ኣባላት ጉጅለ G15 ን 18 ዓመት ብዘይ ሕጊ ወይ ፍርዲ ትኣሲሮም, ስለምንታይ ስጋብ ሕጂ ኣብ ፍርዲ ዘይቀረቡ. በቶም ኣብ ካርሸሊ ሂወቶም ዝሳኣኑኸ መን እዩ ትሓታቲ ?

3) ክንደይ ኣማኢት ዝኾኑ ጋዜጠኛታት ብዘይፍርዲ ትኣሲሮም ገሊኦም ውን ሞይቶም, ትሓታቲ መን እዩ.

4) ካልእ ክስትብሃል ዘለዎ, ወዲ መድሕን በራድ ኣብቲ መጀመርታ ትግብሮ ዝነበረት ቃለ መጠየቕ ምስ ህዝቢ ካብ ትገድፎ ዳርጋ 20 ዓመት ኮይኑ ኣላ,. ዋላ እዘን ርእሲ ዘይብለን ካቢነ ምንስትሪ ዝባሃላ ውን ከምኡ, ነዛ ናይ ስርሒት ዳላስ ምሽፋን ተባሂሉ ግን, ብኣጋጣሚ ፎዝያ ሃሽም ቃለ መጠየቅ ምስ ተመርጹ ዋህዮታት ኣካይዳ. ዎያነ ሕጂ ድያ ሰብና ዘካላበተት ወይ ዝቐተለት, ሕጂ እዚ ዋህዮ መልመጽ ትፋእ ብዛዕባ ወያነ ክሓትት.
ኣባላት ህግደፍ ነዘን ዝሰራዕካየን 4 ሕቶታት ኣብ ኩፉት ኣኼባ ክሓቱ ኣይተጸበ ኣብ ናይ ህግደፍ ኣኼባታት ዝሓትወን እንተ ኮይኖም ዉን ዝፈልጦ የብለይን፡ እቲ ኣኼባ ንኩሉ ኤርትራዊ ኩፉት ካብ ነበረ ግን ፡እቶም ተቃወምቲ ዝበሃሉ ኣብ ክንዲ ናይ ኢሳያስ መንነት ኣጻርዩልና ዝብሉ ነዘን ዝጠቀስካየን ኣገደስቲ ሕቶታት ን ምንስትር ፍትሒ ክሓትዋ ዕድል ነይርዎም፡እዚ እዩ ከኣ ደምበ ተቅውሞ ቁምነገር ከምዘይብሎም ዘረደኣካ።
ንሰብ እቲ ደምበ ተቃውሞ ዝደልዮ ሕቶታት ኣይሕተተን ኢልካ ምጽራፍ ኣንጻር እቲ ወዲ መድህን በራድ ከሉኡና ዝበሃል ዘሎ ድሞክራሲ ስለ ዝኮነ ምጽራፍ ጌጋ እዩ ይብል።

ለባማት ወለድና ንናይ ቆሉዑ ባእሲ "ሓመዶም ይዓርቆም "ኢሉም ሸለል ይብልዎም ፡ልክዕ ከኣ ንጽባሂቱ እቶም ቆሉዑ ብሓንሳብ ክጻወቱ ትርእዮም።
ናይ ደምበ ተቃውሞ ከኣ ልክዕ ከምኡ ኮይኑ፡ኣጀንዳ የብሉ፡ራኢ ይብሉ መራሒ ይብሉ፡ስቅ ኢልካ ነታ ግዜኣ ጥራሕ ሆሆ ኢልካ ፡መወዳእትኡ ከኣ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ምባል ።
ደምበ ተቃውሞ ቁምነገር እንተ ዝነብሮም ፡ምስቲ ዝግበረሎም ዝነበረ ናይ መድያ፡ገንዘብ ወዘተ ሓገዝ ሸቶኦም ምበጸሑ ነይሮም፡ሽዑ ዘይትረኽበ ፍረ ሕጂ መንግስትታት ዓለም ምስ መንግስቲ ኤርትራ ጽቡቅ ርክባት ምስ ጀመራ ዓውት ክርከብ ኢልካ ዘይሕሰብ እዩ።

Zack
Senior Member
Posts: 16175
Joined: 17 Feb 2013, 08:24

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Zack » 17 Sep 2019, 12:57

kerenite wrote:
17 Sep 2019, 12:41
He is barking at the wrong tree. Perhaps his questions are implicitly addressed to wedi medhin.

Poor fozia is just a simple combatant who was selectively assigned to such higher position (minister of justice) either for ethnic or gender balancing.

Having said that,

Ministry of justice??? My foot! In a country where the term justice is unique, no constitution, no law or order etc...

My pity for our lawyers back home. Sometimes, I wonder what for articles of a constitution they quote when they defend their clients. Is it the Higgi indaba? The sillassie's laws? The mengistu's laws? I am lost here same as most diaspora eris.

Just pondering about.

Maybe doesn't isias have a charter of something for criminal laws you raised some good points a country's check and balance is an constitution. Isias has to develop one sooner then later this can't continue

Dr Zackovich

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13791
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by Deqi-Arawit » 17 Sep 2019, 13:23

Follower wrote:
17 Sep 2019, 12:48
Deqi-Arawit wrote:
17 Sep 2019, 07:58
Please wait, video is loading...

ካብ ጸላኢኻ ልግዕ, ጸባ, ጠስሚ ወይ ምዓር ኣይትጽበን ኢኻ.... ብሰንኪ ጭፍራ ወያነ ክንደይ ንጹሃት ኤርታውያን ተካላብቶም, ንብረቶም ተዘሪፉ, ተቐቲሎም ውን. እዚ ዘይክሓድ ሓቂ እዩ. ንርስዖ ዶ, ኣይንርስዖን, ከመይ ጌርናኸ ክንርስዖ...

እዚ ሓታተይ ግን ኣስብህልሉ, ንፎዝያ ሃሽም ክሓታ ከሎ, ብዛዕባ እቶም ኤርትራውይን ብወያነ ተከላበቱን ዝተቐትሉን ሓልዩ ዘይኮነ, ነቲ በዳሂን ክትምልሶ ዘይክኣለት ሕቶታትን ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ምሽፋን እዩ. ከምዚ ዝኣመሰለ ሜላታት መፍለጥ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ እዩ ኮይኑ ዘሎ. ካብ ሓላፍነት ምስካም ክጋላገሉ ተባሂሉ ሓንሳብ ን ናይ "ደገ ተጻብኦታት, ዎያነ, ኣመሪካ, cia ዝብሃላ ቃላት ክንደይ ግዜ ክድገማ ዘይሰማዕና.

እዚ ዑሱብ ዋህዮ መልመጽ ትፋእ ወዲ መድሕን በራድ ሰብኣይ እንተ ኮይኑ እዘን ዝስዕባ ሕቶታት እዩ ክሓትት ነይርዎ.
1)
ስራሕ ፍዝያ ሃሽም እንታይ እዩ, ኣብ ሕጊ ወይ ቀይዲ ዘይብላ ዓዲ ከመይ ጌራ እያ ፎዝያ ምንስተር ፍትሒ ክትክውን?

2) ኣባላት ጉጅለ G15 ን 18 ዓመት ብዘይ ሕጊ ወይ ፍርዲ ትኣሲሮም, ስለምንታይ ስጋብ ሕጂ ኣብ ፍርዲ ዘይቀረቡ. በቶም ኣብ ካርሸሊ ሂወቶም ዝሳኣኑኸ መን እዩ ትሓታቲ ?

3) ክንደይ ኣማኢት ዝኾኑ ጋዜጠኛታት ብዘይፍርዲ ትኣሲሮም ገሊኦም ውን ሞይቶም, ትሓታቲ መን እዩ.

4) ካልእ ክስትብሃል ዘለዎ, ወዲ መድሕን በራድ ኣብቲ መጀመርታ ትግብሮ ዝነበረት ቃለ መጠየቕ ምስ ህዝቢ ካብ ትገድፎ ዳርጋ 20 ዓመት ኮይኑ ኣላ,. ዋላ እዘን ርእሲ ዘይብለን ካቢነ ምንስትሪ ዝባሃላ ውን ከምኡ, ነዛ ናይ ስርሒት ዳላስ ምሽፋን ተባሂሉ ግን, ብኣጋጣሚ ፎዝያ ሃሽም ቃለ መጠየቅ ምስ ተመርጹ ዋህዮታት ኣካይዳ. ዎያነ ሕጂ ድያ ሰብና ዘካላበተት ወይ ዝቐተለት, ሕጂ እዚ ዋህዮ መልመጽ ትፋእ ብዛዕባ ወያነ ክሓትት.
ኣባላት ህግደፍ ነዘን ዝሰራዕካየን 4 ሕቶታት ኣብ ኩፉት ኣኼባ ክሓቱ ኣይተጸበ ኣብ ናይ ህግደፍ ኣኼባታት ዝሓትወን እንተ ኮይኖም ዉን ዝፈልጦ የብለይን፡ እቲ ኣኼባ ንኩሉ ኤርትራዊ ኩፉት ካብ ነበረ ግን ፡እቶም ተቃወምቲ ዝበሃሉ ኣብ ክንዲ ናይ ኢሳያስ መንነት ኣጻርዩልና ዝብሉ ነዘን ዝጠቀስካየን ኣገደስቲ ሕቶታት ን ምንስትር ፍትሒ ክሓትዋ ዕድል ነይርዎም፡እዚ እዩ ከኣ ደምበ ተቅውሞ ቁምነገር ከምዘይብሎም ዘረደኣካ።
ንሰብ እቲ ደምበ ተቃውሞ ዝደልዮ ሕቶታት ኣይሕተተን ኢልካ ምጽራፍ ኣንጻር እቲ ወዲ መድህን በራድ ከሉኡና ዝበሃል ዘሎ ድሞክራሲ ስለ ዝኮነ ምጽራፍ ጌጋ እዩ ይብል።

ለባማት ወለድና ንናይ ቆሉዑ ባእሲ "ሓመዶም ይዓርቆም "ኢሉም ሸለል ይብልዎም ፡ልክዕ ከኣ ንጽባሂቱ እቶም ቆሉዑ ብሓንሳብ ክጻወቱ ትርእዮም።
ናይ ደምበ ተቃውሞ ከኣ ልክዕ ከምኡ ኮይኑ፡ኣጀንዳ የብሉ፡ራኢ ይብሉ መራሒ ይብሉ፡ስቅ ኢልካ ነታ ግዜኣ ጥራሕ ሆሆ ኢልካ ፡መወዳእትኡ ከኣ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ምባል ።
ደምበ ተቃውሞ ቁምነገር እንተ ዝነብሮም ፡ምስቲ ዝግበረሎም ዝነበረ ናይ መድያ፡ገንዘብ ወዘተ ሓገዝ ሸቶኦም ምበጸሑ ነይሮም፡ሽዑ ዘይትረኽበ ፍረ ሕጂ መንግስትታት ዓለም ምስ መንግስቲ ኤርትራ ጽቡቅ ርክባት ምስ ጀመራ ዓውት ክርከብ ኢልካ ዘይሕሰብ እዩ።

ስቅ ንርእሳ ባዕላ መልሲ እያ, ሰብ ሓቲቱ ኣይ ሓቲቱ መሰሉ እዩ. ኣነ ብወገነይ ትፎዝታት ወዲ መድሕን በራድ ስለ ዘይሓተቱ ኣይኮንኩን ነዚ ኣርእስቲ ኣምጺአዮ, እንታይ ድኣ, እቲ ምስልይነት, እቲ ጸወታ ድራማ እዩ ዝሕረቀኒ ዘሎ. ኣድጊ ካብ ምማታ ሙጉታታ ክምዝብሃል, ኣብ ኣፍደገኻ ባዕላኻ ትቓጻጸሮ ጌጋታትካ ዘይኣርምካስ , ልዕሊ ቁጽጽርካ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ምዝራብ እንታይ እዩ ትርጉሙ? በጀካ insulting of our intelligence

kerenite
Member
Posts: 4469
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: Damage control to Fozia hashim debacle

Post by kerenite » 17 Sep 2019, 14:29

Zack wrote:
17 Sep 2019, 12:57
kerenite wrote:
17 Sep 2019, 12:41
He is barking at the wrong tree. Perhaps his questions are implicitly addressed to wedi medhin.

Poor fozia is just a simple combatant who was selectively assigned to such higher position (minister of justice) either for ethnic or gender balancing.

Having said that,

Ministry of justice??? My foot! In a country where the term justice is unique, no constitution, no law or order etc...

My pity for our lawyers back home. Sometimes, I wonder what for articles of a constitution they quote when they defend their clients. Is it the Higgi indaba? The sillassie's laws? The mengistu's laws? I am lost here same as most diaspora eris.

Just pondering about.

Maybe doesn't isias have a charter of something for criminal laws you raised some good points a country's check and balance is an constitution. Isias has to develop one sooner then later this can't continue

Dr Zackovich
Let me highjack you.

Let's get out of this topic and let's get out of mereja which is full of ethios posing as eritreans save 2 or 3 pure eritreans here for a change.

I disagree with fozia being a member of the opressors of the eris. But I won't forget fozia as a humble person for her participation in the funeral ceremony of my beloved mother (rebena yerhaHamha) who passed away 8 years ago, she drove from asmara to keren.

The loss was a double loss for me. In life you lose your loved ones and worse you can't attend their funerals.

My maternal forefathers hail from massawa (Hitimlo) same as fozia as I mentioned sevral times.

For the record, what I love about the pure eritreans such as fozia or even saba, issu's wife (is it b/c she is pure eritrean?) you find them attending the funerals and which is the culture of pure eritreans since time immemorial.

Post Reply