Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Awash » 11 Aug 2019, 12:05

ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

Tesfamichael Yohannes | August 9, 2019

መላኺ ጃንዳ ስርዓት ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ’ቲ ንመበል 25 ዓመት ጽምብል ባርነት ታዕሊም (ሳዋ) ብክፍሊ ዕዮ ዜና መከላኸሊ ሚኒስተር ዘካየዶ ቃል መሕተት ተቃወምቲ ከም ዘለዉ ኣሚኑ። ስርዓት ህግዲፍ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ዓብይ ክሳራ ከም ዝነበሮ ንዘተበገሰሉ መደባት ከም ዘይተዓወተ ገሊጹ። ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ንመንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝወጸ መደባት ከም ዘይተዓወተን ዳግመ ገምጋማት ክግበረሉን ብዝሓሸ መደብ ስርዓት ትምህርቲ ክስርሓሉ ከም ዘለዎ ገሊጹ።

ኣብ መጀመሪያ 90ታት ድሕሪ ነጻነት ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝተኻየደ ኣኼባ ብዛዕባ መደባት ትምህርቲ ብፍላይ ብዛዕባ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ንዝቀረበ ሕቶ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ንመጻኢ ዕድላት መንእሰይ ኤርትራ ንምዝራግ ኣብ ዝተበገሰሉ መደብ ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ደቂ ሃገር ጥራሕ ዘይኮኑ ወጻእተኛታት፡ ኪኢላታት ደቂ ወጻኢ ከም ዘለዉ ብብደዐ ዝመለሶ መልሲ፡ ሎሚ ድሕሪ 25 ዓመት ዝፈሸለ ስርዓት ትምህርቲ ከም ዝነበረን ተኣሚኑ።

ጉዳይ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ኣካዳሚያዊ ትምህርቲ ጥራሕ ዝተንጠልጠለ መጻኢ ዕድል ኣይነበረን፡ እንታይ ደኣ ብዓብዩ ኣብ ምልኣተ ስርዓተ ሕጊ፡ ሰላምን ዲሞክራስን፡ ማሕበራዊ ፍትሒ’ምበር። ኮይኑ ግን መላኺ ስርዓት ነዚ ዓበይቲ ጉዳያት ጎስዩ ንምኻድ ኣንፈት መወከሲ ዘይብሉ ንዝነበረን ህሉውን ክውንነት ሰሪዙ ባዕሉ ብዝፈጠሮ ታሪኽን ተምሳል ታሪኽን፡ ሓደ ሸነኽ፡ ኣፍራይ መንእሰይ መጻኢ ወለዶ ብዘይ ቅኑዕ ነጻ ትምህርትን ስራሕን ቁጠባዊ ዕብየት ሃገር ከም ዘይህንጽ እንዳፈልጠ ዝገበሮ ምንባሩ ከም ውጽኢት ዘስዓቦ ሓደጋታት ማእለያ ዘይብሉ ጭብጢ ክቀርበሉ ይኽእል።

መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ነዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን መካራን ካብ ነፍሱ ንምርሓቕ ዝጥቀመሉ ሜላ ህዝቢ ኤርትራ ዝላደየሉ መደረ ብቀጻሊ ዝዝረበሉ ምትእትታው ወጻኢ ሓይልታት ከም ኣሜሪካን ኤውሮጳን፡ ተጻባእቲ ጎረባብቲ ሃገራት በብግዜኡ ከም ምስ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ ብፍላይ ወያነ ሓነት ትግራይ፡ ጅቡቲ ወሳሲኽካ መወዳእታ ዘይብሉ ክስታት ተወሲኽዎ ከይዱ ከይዱ ክሳብ’ዚ ትማሊ ዝተገብረ ቃል መሕተት ዝምስክሮን ንሰማዒ ዘስደመመ ባጫ ኣብ ልዕሊ ግፍዕታት መንእሰያታት ኤርትራ ኣብ ሊብያ ብቁዕን እኹልን ጭብጥታት ዘለዎ ንምብጻሕ’ዩ።

ጃንዳ ህግዲፍ ተቃወምቲ እንተሃለዉ ከኣ ልኡኻትን ከዳዓት ዕላማ ዘይብሎም፡ ንረብሓ ገዛእ ርእሶም ዝነብሩ እንዳበለ ከጸልምን ክኸስስን ጸኒሑ። ይኹን ደኣ’ምበር መላኺ ክገፍዕን ክጭቁንን፡ ህዝብና ከኣ ኣብ ትሕቲኡ ክግፋዕን ክጭቆንን ስለ ዘይነብር ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ህዝቢ ከካይዶ ዝጸንሐ ቃልሲ ቀስ ብቀስ ንሓባራዊ ሃገራዊ ረብሓን ድሕነትን ብምውስትውዓል ኣብ ዝተፈላልያ ሃገራት ዝተላዕለ ድምጺ ይኣክል ንመላኺ ስርዓት ህግዲፍ ከም ድላዩ ክዛረብን ከም ቀደሙ ክኸስስን ከጸልምን፡ ዓብይ እምባ ዕርዲ ደለይቲ ፍትሒ ከም ዘይክእል ገይርዎ። በዚ ምኽንያት ከኣ ሰጊርዎ ክሓልፍ ዘይክእል ሓቂ ዕረ እንዳ ጠዓሞ ክዛረበሉ ተገዲዱስ ተቃውሞ ሓደ ወገን’ዩ ብማለት፡ ንቃልሲ ተባዕ ህዝቢ ኤርትራ ከጸልም ተሰሚዑ። እሞ ሎሚስ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘይተኸወለ ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ መን ይእመኖ።

ብመሰረቱ ተቃወምቲ ሓደ ወገን’ዮም ዝተባህለስ፡ መንነቶም ዘይገልጽ፡ ኣየኖት ወገን እዮም’ኳ ዘይፍለጥ ፖለቲካዊ ክሳራ ህግዲፍ ብርግጽ ህዝብና ሰሚዕዎ። መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ባዕሉ ህዝቢ ንምፍልላይ ካብ ዝገበሮ እከይ ተግባራት መመላእታ’ዩ። ደላይ ፍትሒ ህዝብና ከኣ ዝብሎን ዝጽሕፎን ዝገብሮን ዝሰርሖን ሰኒዱ ንህዝቡ ጆባእ በሃሊ ብምዃኑ ንደለይቲ ፍትሒ ደቁ ኣጸቢቁ ዝፈልጥን ዝርዳእን’ዩ። ህዝብና ዘይፈልጦስ ግዳ ብዛዕባ ድምጹ ሓቢኡ ዝዝቲ ባይቶ ካቢኔ ሚኒስተራት ህግዲፍ’ዩ። 28 ዓመት ከኣ ድምጺ ባይቶ ይኹን ካቢኔ ሚኒስተራት ከይሰምዖ ሓሊፉ።

ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ነቶም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ንነጻነት ኤርትራ ዓብይ እጃም ዘበርከቱ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ፡ ተጋደልቲ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት መንእሰያት፡ ሎሚ እንተኾነ ንደሞክራሲያዊ ሰላምን ፍትሕን ዝቃለሱ ዘለዉ መነ መን ምዃኑ ክሳብ ዝጠፍእዎ ኮይኑ ኣሎ። ህዝብኻ ምግጋይ፡ ምኽሓድ፡ ኮይኑ። ኣብ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሂወቶም ንዝሰኣኑ መንእሰያት ዘይህጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ተባሂሉ እንድዩ፡ ልክዕ ብልክዕ ግን 2019 ዓመት ደምበ ተቃውሞ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብግፍዕታት ህግዲፍ ተጸዋርነቱ ከይመኸነ ኣለኹ ዝበለላ ዓመት፡ ዘርኣዮ ሃገራዊ ወነም ምጥርናፍን ስርሓትን ምኽንያት ሖስት ጸለም ህግዲፍ ምዃኑ በቲ ካልእ ሸነኽ ዓወት ደለይቲ ፍትሒ’ዩ። ጃንዳ ህግዲፍ ጽቡቅ ደላይ ፍትሒ ክርኢ ክሰምዕ ዘይደሊ ፍሉጥ’ኳ እንተኾነ ማዕረ ክንዲዚ ግዙፍ ጌጋ ክገብር ሓይሊ ደለይ ፍትሒ፡ ስኒት ደላይ ፍትሒ ምዃኑ ዘጠራጥር የብሉን።

ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ9 ነሓሰ 2019
http://epdparty.com/መላኺ-ጃንዳ-ስርዓት-ህግዲፍ-ተ ... Y89c6P5YTA

pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by pushkin » 11 Aug 2019, 12:18

An Eritrean writes Hegdef and an Agame writes as Hegdif. The garbage recycle Agame, this is an idication of who you are :lol: :lol: :lol:
Awash wrote:
11 Aug 2019, 12:05
ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Awash » 11 Aug 2019, 12:48

:lol: :mrgreen: :lol: Listen to this desperado Agame shabo complaining about semantics. EDP is composed of former EPLF officials and members. Only an Agame wedi40 would try to call EDP an Agame.
Fessfass. :lol: :mrgreen: :lol:
BTW, D (ዲ) is supposed to stand for ዲሞክራሲ not ዲክታተር. Dcksucker :lol: :mrgreen:
pushkin wrote:
11 Aug 2019, 12:18
An Eritrean writes Hegdef and an Agame writes as Hegdif. The garbage recycle Agame, this is an idication of who you are :lol: :lol:
Awash wrote:
11 Aug 2019, 12:05
ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20403
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Fed_Up » 11 Aug 2019, 13:53

:lol: :lol: :lol: :mrgreen: ሞይተ

pushkin wrote:
11 Aug 2019, 12:18
An Eritrean writes Hegdef and an Agame writes as Hegdif. The garbage recycle Agame, this is an idication of who you are :lol: :lol: :lol:
Awash wrote:
11 Aug 2019, 12:05
ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Awash » 11 Aug 2019, 16:20

The illiterate stooges couldn't go past "ዲ" as in Dcksucker. :lol: :mrgreen:
ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

Tesfamichael Yohannes | August 9, 2019

መላኺ ጃንዳ ስርዓት ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ’ቲ ንመበል 25 ዓመት ጽምብል ባርነት ታዕሊም (ሳዋ) ብክፍሊ ዕዮ ዜና መከላኸሊ ሚኒስተር ዘካየዶ ቃል መሕተት ተቃወምቲ ከም ዘለዉ ኣሚኑ። ስርዓት ህግዲፍ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ዓብይ ክሳራ ከም ዝነበሮ ንዘተበገሰሉ መደባት ከም ዘይተዓወተ ገሊጹ። ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ንመንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝወጸ መደባት ከም ዘይተዓወተን ዳግመ ገምጋማት ክግበረሉን ብዝሓሸ መደብ ስርዓት ትምህርቲ ክስርሓሉ ከም ዘለዎ ገሊጹ።

ኣብ መጀመሪያ 90ታት ድሕሪ ነጻነት ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝተኻየደ ኣኼባ ብዛዕባ መደባት ትምህርቲ ብፍላይ ብዛዕባ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ንዝቀረበ ሕቶ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ንመጻኢ ዕድላት መንእሰይ ኤርትራ ንምዝራግ ኣብ ዝተበገሰሉ መደብ ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ደቂ ሃገር ጥራሕ ዘይኮኑ ወጻእተኛታት፡ ኪኢላታት ደቂ ወጻኢ ከም ዘለዉ ብብደዐ ዝመለሶ መልሲ፡ ሎሚ ድሕሪ 25 ዓመት ዝፈሸለ ስርዓት ትምህርቲ ከም ዝነበረን ተኣሚኑ።

ጉዳይ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ኣካዳሚያዊ ትምህርቲ ጥራሕ ዝተንጠልጠለ መጻኢ ዕድል ኣይነበረን፡ እንታይ ደኣ ብዓብዩ ኣብ ምልኣተ ስርዓተ ሕጊ፡ ሰላምን ዲሞክራስን፡ ማሕበራዊ ፍትሒ’ምበር። ኮይኑ ግን መላኺ ስርዓት ነዚ ዓበይቲ ጉዳያት ጎስዩ ንምኻድ ኣንፈት መወከሲ ዘይብሉ ንዝነበረን ህሉውን ክውንነት ሰሪዙ ባዕሉ ብዝፈጠሮ ታሪኽን ተምሳል ታሪኽን፡ ሓደ ሸነኽ፡ ኣፍራይ መንእሰይ መጻኢ ወለዶ ብዘይ ቅኑዕ ነጻ ትምህርትን ስራሕን ቁጠባዊ ዕብየት ሃገር ከም ዘይህንጽ እንዳፈልጠ ዝገበሮ ምንባሩ ከም ውጽኢት ዘስዓቦ ሓደጋታት ማእለያ ዘይብሉ ጭብጢ ክቀርበሉ ይኽእል።

መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ነዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን መካራን ካብ ነፍሱ ንምርሓቕ ዝጥቀመሉ ሜላ ህዝቢ ኤርትራ ዝላደየሉ መደረ ብቀጻሊ ዝዝረበሉ ምትእትታው ወጻኢ ሓይልታት ከም ኣሜሪካን ኤውሮጳን፡ ተጻባእቲ ጎረባብቲ ሃገራት በብግዜኡ ከም ምስ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ ብፍላይ ወያነ ሓነት ትግራይ፡ ጅቡቲ ወሳሲኽካ መወዳእታ ዘይብሉ ክስታት ተወሲኽዎ ከይዱ ከይዱ ክሳብ’ዚ ትማሊ ዝተገብረ ቃል መሕተት ዝምስክሮን ንሰማዒ ዘስደመመ ባጫ ኣብ ልዕሊ ግፍዕታት መንእሰያታት ኤርትራ ኣብ ሊብያ ብቁዕን እኹልን ጭብጥታት ዘለዎ ንምብጻሕ’ዩ።

ጃንዳ ህግዲፍ ተቃወምቲ እንተሃለዉ ከኣ ልኡኻትን ከዳዓት ዕላማ ዘይብሎም፡ ንረብሓ ገዛእ ርእሶም ዝነብሩ እንዳበለ ከጸልምን ክኸስስን ጸኒሑ። ይኹን ደኣ’ምበር መላኺ ክገፍዕን ክጭቁንን፡ ህዝብና ከኣ ኣብ ትሕቲኡ ክግፋዕን ክጭቆንን ስለ ዘይነብር ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ህዝቢ ከካይዶ ዝጸንሐ ቃልሲ ቀስ ብቀስ ንሓባራዊ ሃገራዊ ረብሓን ድሕነትን ብምውስትውዓል ኣብ ዝተፈላልያ ሃገራት ዝተላዕለ ድምጺ ይኣክል ንመላኺ ስርዓት ህግዲፍ ከም ድላዩ ክዛረብን ከም ቀደሙ ክኸስስን ከጸልምን፡ ዓብይ እምባ ዕርዲ ደለይቲ ፍትሒ ከም ዘይክእል ገይርዎ። በዚ ምኽንያት ከኣ ሰጊርዎ ክሓልፍ ዘይክእል ሓቂ ዕረ እንዳ ጠዓሞ ክዛረበሉ ተገዲዱስ ተቃውሞ ሓደ ወገን’ዩ ብማለት፡ ንቃልሲ ተባዕ ህዝቢ ኤርትራ ከጸልም ተሰሚዑ። እሞ ሎሚስ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘይተኸወለ ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ መን ይእመኖ።

ብመሰረቱ ተቃወምቲ ሓደ ወገን’ዮም ዝተባህለስ፡ መንነቶም ዘይገልጽ፡ ኣየኖት ወገን እዮም’ኳ ዘይፍለጥ ፖለቲካዊ ክሳራ ህግዲፍ ብርግጽ ህዝብና ሰሚዕዎ። መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ባዕሉ ህዝቢ ንምፍልላይ ካብ ዝገበሮ እከይ ተግባራት መመላእታ’ዩ። ደላይ ፍትሒ ህዝብና ከኣ ዝብሎን ዝጽሕፎን ዝገብሮን ዝሰርሖን ሰኒዱ ንህዝቡ ጆባእ በሃሊ ብምዃኑ ንደለይቲ ፍትሒ ደቁ ኣጸቢቁ ዝፈልጥን ዝርዳእን’ዩ። ህዝብና ዘይፈልጦስ ግዳ ብዛዕባ ድምጹ ሓቢኡ ዝዝቲ ባይቶ ካቢኔ ሚኒስተራት ህግዲፍ’ዩ። 28 ዓመት ከኣ ድምጺ ባይቶ ይኹን ካቢኔ ሚኒስተራት ከይሰምዖ ሓሊፉ።

ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ነቶም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ንነጻነት ኤርትራ ዓብይ እጃም ዘበርከቱ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ፡ ተጋደልቲ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት መንእሰያት፡ ሎሚ እንተኾነ ንደሞክራሲያዊ ሰላምን ፍትሕን ዝቃለሱ ዘለዉ መነ መን ምዃኑ ክሳብ ዝጠፍእዎ ኮይኑ ኣሎ። ህዝብኻ ምግጋይ፡ ምኽሓድ፡ ኮይኑ። ኣብ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሂወቶም ንዝሰኣኑ መንእሰያት ዘይህጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ተባሂሉ እንድዩ፡ ልክዕ ብልክዕ ግን 2019 ዓመት ደምበ ተቃውሞ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብግፍዕታት ህግዲፍ ተጸዋርነቱ ከይመኸነ ኣለኹ ዝበለላ ዓመት፡ ዘርኣዮ ሃገራዊ ወነም ምጥርናፍን ስርሓትን ምኽንያት ሖስት ጸለም ህግዲፍ ምዃኑ በቲ ካልእ ሸነኽ ዓወት ደለይቲ ፍትሒ’ዩ። ጃንዳ ህግዲፍ ጽቡቅ ደላይ ፍትሒ ክርኢ ክሰምዕ ዘይደሊ ፍሉጥ’ኳ እንተኾነ ማዕረ ክንዲዚ ግዙፍ ጌጋ ክገብር ሓይሊ ደለይ ፍትሒ፡ ስኒት ደላይ ፍትሒ ምዃኑ ዘጠራጥር የብሉን።

ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ9 ነሓሰ 2019
http://epdparty.com/መላኺ-ጃንዳ-ስርዓት-ህግዲፍ-ተ ... Y89c6P5YTA

pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by pushkin » 11 Aug 2019, 16:55

Agame old man! ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ)። ብናይ ዓጋመ ቋንቋ ሞክራሲ ብትግርኛ ድማ ሞክራሲ ይበሃል ደንቆሮ ቤላ ሮባ :lol: :lol: :lol: :lol:
Awash wrote:
11 Aug 2019, 16:20
The illiterate stooges couldn't go past "ዲ" as in Dcksucker. :lol: :mrgreen:
ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Awash » 11 Aug 2019, 17:18

Mushmush Agame,
Tell that to the former Hidef mendef who wrote the article, fessfass Agame. :lol: :lol: :mrgreen:
Here is something for you to chew on, wedi komarit
"ኣቦይ ፍቃዱ ባዕሎም ይናኣዱ Isaias Afwerki interview 2019"

pushkin wrote:
11 Aug 2019, 16:55
Agame old man! ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ)። ብናይ ዓጋመ ቋንቋ ሞክራሲ ብትግርኛ ድማ ሞክራሲ ይበሃል ደንቆሮ ቤላ ሮባ :lol: :lol: :lol: :lol:
Awash wrote:
11 Aug 2019, 16:20
The illiterate stooges couldn't go past "ዲ" as in Dcksucker. :lol: :mrgreen:
ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !
Last edited by Awash on 11 Aug 2019, 21:58, edited 1 time in total.

Digital Weyane
Member+
Posts: 8408
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Digital Weyane » 11 Aug 2019, 17:37

Stop making fun of my Digital Weyane brother Awash about his Tigray accent. That is discrimination. Digital Awash has every right to write words the way he pronounce them. That is not a crime. Crime is when you ugly eyed Eritreans overthrew our TPLF government and forced our TPLF leaders to hide in the bushes, where there are no bathrooms, showers and tooth brushes.

You Eritreans made Awash and I very angry when you killed our dream for the Greater Republic of Tigray. You are cento per cento criminals !!! My Digital Weyane brother Awash is right to hate you Eritreans, the color of your Eritrean eyes, and your country. If he could have it his way, he would deport you all over again. Guaranteed!

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ

Post by Awash » 11 Aug 2019, 21:58

Post Reply