Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13705
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Deqi-Arawit » 26 Jul 2019, 00:02

Why pretend some one you are not. And why is this phenomena prevalent among the agame than any other ethnic group in our region.
Zmeselo ኃወይ ሕጂ ግርማኻን ወጅሓትካን ጭዉነትካን ዉርዝይናኻን ተራእዩ። ሕርቓን ንየዉ በላ፣ ኣብ ዛይግዜኻ ክተእርገኻ!

እቱይ ኣብ ላዕሊ ዝበልካዮ ግርም ኣቐሚጥካዮ ኣሎኻ ዚወጾ የብሉን። እቱይ ንኤርትራ ብምልኣት ብምግዛእ ጥልያን ቀዳሞት እዮም ዝዀኑ ዛለዉ። ኦቶማን ቱርኪ ኣብ መበል 16 ክፍለዘመን ምጽዋዕ ከምዝኣተዉ ብሰናይ ፈቓድ መንግስቲ ቱርኪ ድማ ግብፃዉያን ካብ 1866ዓ.ም.ፈ. ጀሚሮም ንባጽዕ ከምዝተረከቡ ገለ ጸሐፍቲ ይጽሕፉ። እቶም ቱርኪ ግና ኣብ ከበሳታት ደይቦም’ዉን ንህዝብና ስለዝሓሰይዎ፣ ክሳብ “ግዝኣት ቱርኪ” ዚብል ብሒል ንኣስኻህኻሂ መግዛእቲ ንምምልካት እቱይ ህዝብና ይጥቀመሉ ኣሎ። ኣብ ከባቢ ድባርዋን ድግሳን ነቝጣታት ነቢርዎም ኪበሃል ንሰምዕ፣ ጌጋ ይኽልኣልና እምበር እቶም ፍትዉ ተጋዳላይ ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ካብ ዝጸሓፍዎ መጽሓፋት ካብ ሓደ ከማኡ ዝነበብና ይመስለና። ግብጺ ወይ ምስሪ ካብ ቱርኪ ምስ ቀጸለት ድማ ክሳብ ከበሳታት በጺሓስ ኣማስይኡ ግን ንዓመጽቲን ገዛእቲን ረመጽ ዝኰነት መሬት ኤርትራና ከምቱይ ዝበልካዮ ግብፂ ኣብ ጉንደትን ጉራዕን ነበረያ ነበረ ኮይና ኢያ። ደሳርዜክ ዝተባህለ ፈረንሳዊ ቆንሲል ኣብ ዓድዋ ምስ ከደ ዝተዓዘቦ ኪጽህፍ ከምዙይ ይብል ቢሎም ገለ ተጋሩ ዝጸሐፍዎ ነቢብና፦ ኣብ ጉንደት ዝተሰለፈ ሰራዊት ግብጺ ራውፍ ፓሻ ምክትሉ ድማ ኮሎኔል ኣራንድሩፕ ዚበሃል ዴንማርካዊ ከምዝኰነ፣ ኣብቱይ ውግእ ድማ ኮሎኔል ኣራንድሩፕ ከምኡዉን ምስኡ ዚነበረ ኣውስትሮ ሃንጋሪያዊ ኮንት ዘኪ ‘ዉን ቆሲሉ ከምዝሞተ ይገልጹ። ኣብ 16 ሕዳር 1875 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ጎዳጉዲ ኣብ ዝተገብረ ውግእ 3ሽሕ ግብፃውያን ኢዮም ተሓሚዀም
Aye tegaru

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13705
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Deqi-Arawit » 26 Jul 2019, 00:06

ጕዳይ ዶብ ምሕንጻጽን ልኡላዊ መሬትና ምምሕዳርን እኳ፣ ወያነ ሓንጊዳ እንዲዩ ዚበሃል ዛሎ፣ እዙይ ማእከላይ መንግሥቲ
ጦቢያ
፣ ክልል ኣምሓራን ሃገረ ኤርትራን ብጥበብን ብሜላ ነቱይ ጉዳይ ምስዚሕዝዎ ከምዚፍታህ ዚርደኣና እንተኰነ’ኳ ክሳብ ሕጂ እንታይ ተገብረ ንህዝብና’ዶ መብራህካሉ፧ ወዘተ ይተሓተት።

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13705
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Deqi-Arawit » 26 Jul 2019, 00:13

እዙይ ደኣ እሞ ብልሒ ኢየሱሳዉያን ኢዩ ዚገልጽ እምበር እንታይ ካልእ ዚገልጽ መሲሉኻኃይለሥላሴ ኣብቱይ ግዜ እቱይ ንጉሠነገሥት እንደኣሎም፣ ንጉሠ ነገሥት ድማ ይምእምኣኒ ዝበሎ ኣማኻሪ እንተሓረይ እንታይ ነውሪ ኣለዎ፧ ዮኒቨርስቲ አዲስ ኣበባን ዮኒቨርስቲ አሥመራን ከምኡዉን ንቤት ትምህርትታት ካምቦኒን ሳንታናን ወዘተን ኣብ ምምስራት ድማ እቶም ኢየሱሳዉያንን ካልኦት ካቶሊካውያን ደናግልን ዓቢ ግደ ከምዝገበሩ’ከ ሰሚዕኻ’ዶ ትፈልጥ ትከዉን፧ እዙይ ወደሓንኻ ዓርኸይ Zmeselo።/quote]

More detective work

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13705
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Deqi-Arawit » 26 Jul 2019, 00:32

Meleket. Your handlers in Dedebit failed to teach you the proper Tigrigna we speak in Eritrea.

Meleket tigrigna. Eritrean tigrigna
ኃወይ? ሓወይ
ብሒል ብሂል
ወጅሓይካን ወጅሃትካን
ከምቱይ ከምቲ
እቱይ . እቲ
ከምዙይ ከምዚ
መንግሥቲ መንግስቲ
ነቱይ . .. . ነቲ
መሲሉኻ መሲሉካ

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Meleket » 26 Jul 2019, 04:07

ክብረት ይሃበለይ Deqi-Arawit ኃወይ ነዙይ ንጽሕፎ ዛሎና ንስኻ’ዉን ትነቦ ዲኻ፧ ብኣይቲ’ከ ሃሰስ ቢልካየን ነዞም ፊደላትን ሆሂያትን፣ ከመይ ዝበሉኻ “ዲተክቲቭ” ኢኻ በጃኻ! ካብ ኩሉ ድማ እቱይ ኣጨማምታኻ ዚወፆ የብሉን! ሠን ፀን ኃን ዛይርስዓ እንዲየን ዀይነናና! እቱይ ኪኸዉን ዛለዎ ድኣ ካባኻትኹም ካብ ኣኅዋተይ ቀስ ብቀስ በካይዳ ጎብየ ኪመሃረን እንደኣለይ! ነዙይ’ዉን ካብ ኃፍትና ሶፍያ ኢየ ተማሂረዮ እምበር ምጽሓፍኳ ዛይክእሎ!!! :mrgreen:

ብርግጸይናነት ኪንብሎ ንኽእል ኣብቱይ ትሕዞ ጽሑፍና ገለገለ ቆለጭ ዛበለኻን ጸላዕላዕ ዛበለኻ ነጥብታት ኣሎ ማለት’ኡ! እንታይ ዚግበር ኰይኑ ቢልኻዮ ኢኻ፧ ምሳልና እንዳኣልና ተዛሪብና! :mrgreen: ብዝኾነ እቶም ውርዙያት ወለድኻን ወለደይን ዚመሃሩና ቃል “ነቶም ዚረግሙኹም መርቑ!” እንዲዩ፣ ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ኣኻዕቢቱ ይሃብካ እቱይ ትኣምኖ!!!

ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቑርራ፣
ንጸላኢ ጥምረትና ሓመድ ነንገርግራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:
Last edited by Meleket on 26 Jul 2019, 11:59, edited 1 time in total.

Aurora
Member
Posts: 179
Joined: 23 Jun 2019, 16:20

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Aurora » 26 Jul 2019, 09:06

Deqi Arawit,

I would not jump to conclusions because of writing style even accent. To me, Meleket sounds someone with religious occupation most likely Catholicism who grew up possibly in the very southern part of Eritrea. He sounds very mature and very conservative. He has a good mastery of literature. As long as he respects Eritrean struggle and nationhood, I would not jump to conclusions. He sounds a good Catholic to me.

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Degnet » 26 Jul 2019, 10:03

Aurora wrote:
26 Jul 2019, 09:06

It is the best thing happening to us,I wish him succsess.Of course,he is truely Eritrean.

molover
Member
Posts: 2327
Joined: 26 Apr 2013, 05:16

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by molover » 26 Jul 2019, 10:06

Aurora wrote:
26 Jul 2019, 09:06
Deqi Arawit,

I would not jump to conclusions because of writing style even accent. To me, Meleket sounds someone with religious occupation most likely Catholicism who grew up possibly in the very southern part of Eritrea. He sounds very mature and very conservative. He has a good mastery of literature. As long as he respects Eritrean struggle and nationhood, I would not jump to conclusions. He sounds a good Catholic to me.
When u go Down Adi keih,Arato they have Southern Accent Senafe Kuhli zibie seraye they have unique Accents

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Degnet » 26 Jul 2019, 10:20

molover wrote:
26 Jul 2019, 10:06
Aurora wrote:
26 Jul 2019, 09:06
Deqi Arawit,

I would not jump to conclusions because of writing style even accent. To me, Meleket sounds someone with religious occupation most likely Catholicism who grew up possibly in the very southern part of Eritrea. He sounds very mature and very conservative. He has a good mastery of literature. As long as he respects Eritrean struggle and nationhood, I would not jump to conclusions. He sounds a good Catholic to me.
When u go Down Adi keih,Arato they have Southern Accent Senafe Kuhli zibie seraye they have unique Accents
It makes it sound good,it is just beauty.

wegri
Member
Posts: 913
Joined: 23 Feb 2013, 05:49

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by wegri » 26 Jul 2019, 10:38

አዚ መለኸት ዝብልዎ Abe-Abraham ከይኮነ ኣይተርፍን አዩ፡ ከም አንፈልጦ Abe-Abraham ጽሩይ ዓጋመ አዩ።
አንተ Deqi-Arayt አሞ ዕሉል ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ብዙሕ ዘካትዕ ኣይኮነን።
ብኻልአ ኣዘራርባ ኣብ ሞንጎ ክልተ ዓጋመ ዝግበር ዘሎ ቆዮቓ አዩ፡
ስለዚ ደቂ ኤረይ በዞም ክልተ ትግራዎት ግዜኹም አንተ ዘየጥፋአኩም ይሓይሽ።

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13705
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Deqi-Arawit » 26 Jul 2019, 12:00

Aurora wrote:
26 Jul 2019, 09:06
Deqi Arawit,

I would not jump to conclusions because of writing style even accent. To me, Meleket sounds someone with religious occupation most likely Catholicism who grew up possibly in the very southern part of Eritrea. He sounds very mature and very conservative. He has a good mastery of literature. As long as he respects Eritrean struggle and nationhood, I would not jump to conclusions. He sounds a good Catholic to me.
Hardliner

after watching the way he write the letter ሰ, ጸ and ሐ i thought he was more of orthodox monk rather than a catholic priests, because those letters are found in geeze script namely metsehaf Dawit aka the Bible. And then he started to talk with heavy typical tigrian accent, izuy, ituy etc etc. That is why i came to conclusion that he is an imposter.

kerenite
Member
Posts: 4441
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by kerenite » 26 Jul 2019, 13:44

Meleket is a god fearing peaceful gentleman.

Ok, I noticed the tigrigna dialect but perhaps he hails from south part of akeleguzay let say simejana, the home village of our first lady nigist saba hailu. Hence that is the dialect they use and be sure our first lady will communicate with you in such dialect. Lol. BTW, deQi simajena are well known for their bravery, by virtue of being the inhabitants of the front gate of eritrea in the south, they were always at war against the types of warlords such as dejach wube or alula.

Regarding dialects:

I do recall one event that was centuries ago, we took the bus to addis from asmara early morning. Breakfast at senafe. Having ate our breakfast, we ordered coffee but it look so long time and we asked the good kellner where our coffee is.

He replied: utuy bun yefelHey qurub tiigisti giberu. Such dialect is rampant in neighbor adi grat, tigray as well.

Man! He is an eritrean.

Hey! To be accepted as an eritrean, should one speak karneshim tigrigna only?

And who the füüück are you to classify who is eritrean and who ain't?

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Awash » 26 Jul 2019, 17:36

Wedi arayit,
If you want to listen to a Tigrawai, here he is. Don't try to lable everyone who you don't agree with as a Tigrawai.

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Meleket » 27 Jul 2019, 02:36

ኣቱም ክቡራትን ውርዙያት ኣኅዋትናን ኣኃትናን ግዜ ምስረኸብኩም ነዙይ ጽሑፍ እስከ ተወከሱ፣ ገለ ቁምነገር ኣይሰኣኖን ኢዩ። :mrgreen:
Deqi-Arawit wrote:
26 Jul 2019, 00:32
Meleket tigrigna. Eritrean tigrigna

ኣ.ማ.ሓ. ሰዋስው - ትግርኛ። ፩ይ መጽሓፍ ናይ ቃላት ሰዋስዉ ክሳብ ስሩዕ ረባሕታ - ናይ ማሕተም ትምህርቲ “ፍራንቸስካና” ኣሥመራ - ፲፱፻፶፩ (ኣብ'ታ መጽሓፍ ዘሎ ስም ደራሲ “ኣ.ማ.ሓ.” ንኣባ ማቴዎስ ሓጎስ ከምዘመልክት ይፍለጥ)

መቕድም
እዞም ትግርኛ እንዛረብ ጉዳማት ኮይና/ ንርከብ ኣሎና። ክንምሃር፡ ክንፈልጥ ክንስልጥን፡ ብዚብል ጽቡቕ ሓሳብ፡ ትምህርቲ ንጅምር፡ ናይ ቋንቋና ፊደላት ኣጽኒዕና ንባብ ንላመድ፤ ድሕሪ ንባብ፡ ሰዋስው ከምዜድሊ ስለዝፈለጥና ከዓ፡ ንወዮ ቋንቋና ሕድግ ኣቢልና፡ ናይ ካልእ ቋንቋታት ሰዋስው ነጽንዕ። ትምህርትና ወዲእና፡ ምሁራትን ፈላጣትን ተባሂልና፡ ከም ምሁራት፡ ከም ፈላጣት፡ ከም መማህር፡ ከም ጸሓፍቲ ኮይና ናብቶም ትግርኛ ዝቛንቋኦም ሕዝብናን ተመሃርትናን ኣገልግሎትና ክነወፊ፡ ፍልጠትና ክነካፍል ንቐርብ፡ እሞ ብትግርኛ፡ በቱ ናብ ንባብ ኣብጺሕና ዝገደፍናዮ ቋንቋ።

ሻብቱይ፡ (ዝወረዶ ትግርኛ!) ነቱ ዝተመሃርናዮ ቋንቋ-ባዕዲ ክነምስሎ ቢልና ንጐዓጽጾ፡ ንዓማጽጾ፤ ድሓር፡ ዘይመልክዑ ምልባስ ምስ ኣበየ፤ መገዲ ዘይብሉ፡ ስርዓት ዘይብሉ፡ ብሰዋስው ኪካየድ ዘይኽእል፡ ጐደሎ፡ ኮይኑ ይርኣየና። ዓቢይ ጌጋ ኢዩ። ትግርኛ፡ ሽሕኳ ብምሉእ ሰዋስው ዜካይዶን ዚጽዕረሉን እንተዘይረኸበ፡ ምስ ካልእ ቋንቋታት ተነጻጺሩ፡ ካብቱ ዝቐለለን ዝተሰርዐን ቋንቋታት ኢዩ ኪብሃል ይክኣል፤ ግና ብመንገዱን ብስርዓቱን ኢና ክንስዕቦ ዘሎና/፤ ዘይክዳኑ ክነልብሶ ምስን/ደሊ መልክዑ ከምዜጥፍእ ዘይምርሳዕ።

እዙ ሰዋስውዙይ ናብ ክልተ መጽሓፍ ተመቒሉ ኣሎ፤ ቀዳማይ መጽሓፍ ንናይ ቃል ሰዋስው በብወገናቱ ኣረዲኡ፡ ስሩዕ ረባሕታ የምህር፤ ካልኣይ መጽሓፍ ከዓ፡ ዘይስሩዕ ረባሕታን ናይ ሓሳብ ሰዋስውን የምህር፡ ምስኡ ከዓ፡ ንናእሽቱ ከይብርትዖም ተባሂሉ ካብ ቀዳማይ መጽሓፍ ዝተረፈ ነገራት፡ የስዕብ።

ኣሰራርዓኡ ክልተ ነገር ዚጥምት ኢዩ፤ ብሓደ ወገን፡ ትግርኛ ከም ትግርኛኡ ከምዚካየድ፤ በቱ ሓደ ከዓ ፡ ናይ ትግርኛ ሰዋስው ዘጽንዑ ተመሃርቲ ኣብ ናይ ካልእ ቋንቋታት ሰዋስው ምስ በጽሑ ንሱውን ብዘይ ጸገም ኪርድኦም ከምዚኽእል።

ብኽፍልታት ዝመጽእ፡ ክልቲኡ መጻሕፍቲ ብሠለስተ ወይ በርባዕተ ዓመት ኪውዳእ ኢዩ ሓሳብና። እዙይ ከዓ ከከም ምጅማሩ ኢዩ፤ ኣብ ቀዳማይ ክፍሊ ዚጅምሮ፡ በርባዕተ ዓመት፤ ኣብ ካልኣይ ክፍሊ ዚጅምር፡ ብሠለስተ ዓመት።

ተመሃርቲ ናይ ሰዋስው ወገናት እንታይነቱ ኣጸቢቑ ምስ ተረድኦም፡ ኣቐዲሞም ናይ ኣንቀጽ ስሩዕ ረባሕታ ቃል-ንቓሉ እንተጽንዑ፡ ዝበለጸ ኢዩ። ንቘልዑ ቃል ንቓል ምጽናዕ ኣይጽግሞምን ኢዩ፤ ምእንትዙይ መምህር፡ ነንወገናቱ ኣጸቢቑ ምሰረድኦም፡ ብዘይካ እቱ “መረድኢ፡ መላመዲ፡ ንባብ ዕዮ፡ ናይ ምፍላይ ኣብነት” ዚብል ወገናት፡ ካልእ ኵሉ ቃል ንቓሉ ኼጽንዑዎ ይበልች።

መባእታ። ፊደላት።
ፊደላት ትግርኛ 36 ኢዮም፤ ንሳቶም ከዓ፡ ግዕዝ፡ካዕብ፡ ሣልስ፡ ራብዕ፡ሓምስ፡ሳድስ፡ሳብዕ ተባሂሎም ነናብ ሾብዓተ በብዓይነቱ ድምጽታትን ምልክታትን ይዝርዘሩ።
ኣርባዕተ ፊደላት ግን ካዕብን ሳብዕን የብሎምን፣ ቈ፡ኈ፡ኰ፡ጐ፡ ኢዮም።
ምስ ኵሉ ድምጽታቶም ከስ ፊደላት 244 ኢዮኦም። ነቶም ግዕዝ ዘበሉ አብዚ ኪቑንጭሎም ( ሸ ቀ በ ተ ቸ ነ ኘ አ ከ ወ ዐ ዘ ዠ የ ደ ገ ጠ ጨ ጰ ጸ ፀ ፈ ፐ ቈ ኈ ኰ ጐ
ብዛዕባ ፊደላት መግለጺ። (ካልእ ግዜ ክነምጻኦ ኢና።) (ካብ ገጽ ፩-፭)

ናይ ምፍላይ ኣብነት። (ገጽ ፵፰-፵፱)
ኣብነት። - ኣነን ንስኻን ባዕልና ዝገበርናዮ እዙይ ጥራሕ ኢዩ፡ እቱይ እንመን ዝገበሩዎ ኢዩ፤
ምፍላይ፦
ኣነን፤- ሀ) ኣነ፤- ናይ ነጋሪ ኣውራ ክንድስም። ለ) ን፤- ጠራፊ መሳርዕ።
ንስኻን፤- ሀ) ንስኻ፤- ናይ ሰማዒ ኣውራ ክንድስም ለ) ን፤- ጠራ/ፊ መሳርዕ።
ባዕልና፤- ናይ ነጋሪ ወሰኽ ክንድ-ስም
ዝገበርናዮ፤- ሀ)ዝ፤- ቀጻሊ ክንድስም። ለ) ገበርና፤- ኣንቀጽ። ሓ) ዮ፤- ናይ ተሰማዪ ደቂቕ ክንድስም።
እዙይ፤- ናይ ምምልካት ፈላዪ ክንድስም።
ጥራሕ፤- ወሳኒ መሳርዕ።
ኢዩ፤- ኣንቀጽ።
እቱይከ፤- ሀ)እቱይ፤- ናይ ምምልካት ፈላዪ ክንድስም። ለ) ከ፤- ጠራፊ መሳርዕ።
እንመን፤- ናይ ሕቶ ፈላዪ ክንድስም።
ዝገበሩዎ፤- ሀ) ዝ፤- ቀጻሊ ክንድስም። ለ)ገበሩ፤- ኣንቀጽ። ሓ) ዎ፤- ናይ ተሰማዪ ደቂቕ ክንድስም (ን “ንሱ” ዚርኢ)። መ) ኢዩ፤- ኣንቀጽ።

ምስ ናይ ፈረንጂ ሰዋስው መነጻጸሪ
ነቶም ብናይ ፈረንጂ ቋንቋታት ሰዋስው ዚፈልቱ ወይ ኬጽንዑዎ ዚደልዩ፡ ምስ እዙ ናይ ትግርኛ ሰዋስው ምንጽጻሩ፤ ምእንቲ ኪትዕሞም፡ ነቱ ፍሉጥ ነገራት (ወይ ከዓ ምስ ናይ ፈረንጂ ዘይሰማማዕ ቁሩብ ነገራት) ሓዲግና ምስ ናይ እንግሊዝ ሰዋስው ክነነጻጽሮ።

እንታይነት = Definition.
ናይ ቃላት ወገናት = Parts of speech.
ስም = Noun። -
ስም ተጸውዖ = Proper noun። -
ስም-ሓባር = Common noun። -
ናይ ህልው ስም-ሓባር = Concrete common noun። -
ናይ ግዛዕ ስም-ሓባር = Noun of thing። -
ናይ ኵነት ስም ሓባር = Abstract noun።-

ቅጽል = Adjective።-
ዓይነታዊ ቅጽል = Qualitative adjective።-
ፈላዪ ቅጽል = Distinctive or indicating adjective። -
ናይ ምምልካት ፈላዪ ቅጽል = Demonstrative adjective።-
ናይ ሕቶ ፈላዪ ቅጽል = Interrogative adjective። -
ክዱን ፈላዪ ቅጽል = Indefinite adjective። -
ለካዒ ቅጽል = Quantitative adjective። -
ናይ ቍጽሪ ላካዒ ቅጽል = Numeral adjective። -
ናይ ዓቐንን ሚዛንን ለካዒ ቅጽል = Adjective of measure።

ሓገዝቲ ኣናቕጽ = Auxilary verbs።

ክንድስም= Pronoun። -
ኣውራ ክንድስም = Personal pronoun። -
ተሰማዪ ኣካል = 3d person። -
ሰማዒ ኣካል = 2d person። -
ነጋሪ ኣካል = 1st person። -
ናይ ምምልካት ፈላዪ ክንድስም = Demonstrative pronoun። -
ናይ ሕቶ ፈላዪ ክንድስም = Interrogative pronoun። -
ክዱን ፈላዪ ክንድስም = Indefinite demonstrative pronoun። -
ቀጻሊ ክንድስም = Relative pronoun። -
ደቂቕ ክንድስም = Rufflx (pronoun)። -
ወሰኽ ክንድስም = Reflexive and emphasizing pronoun።-

ኣንቀጽ = verb። -
ገባሪ ኣንቀጽ = Active transitive verb.። -
ተቀባሊ ኣንቀጽ = Passive transitive verb። -
ኣጓጕል ኣንቀጽ = Intransitive verb።-

ወሳኒ መሳርዕ = Adverb። -
ናይ ስምምዕ ወሳኒ መሳርዕ = Affirmative adverb። -
ናይ ዘይስምምዕ ወሳኒ መሳርዕ = Negative adverb። -
ናይ ዓቐን ወሳኒ መሳርዕ = Adverb of measure። -
ናይ ምግላጽ ወሳኒ መሳርዕ = Adverb of cause or reason። -
ናይ ኣገባብራን ኣኸዋውናን ወሳኒ መሳርዕ = adverb of manner, quality or state።-

መስሓቢ መሳርዕ = Preposition።-

ጠራፊ መሳርዕ = conjunction። -
ናይ ምትኽኻል ጠራፊ መሳርዕ = Co-ordinative conjunction። -
ናይ ምምራጽ ጠራፊ መሳርዕ = Alternative conjunction። -
ናይ ምቅዋም ጠራፊ መሳርዕ = Adversative conjunction።-
ናይ ምትእስሳር ጠራፊ መሳርዕ = Subordinative conjunction።-

ኣመልካቲ መሳርዕ = Interjection። -
ናይ ስምዒት ኣመልካቲ መሳርዕ = Exclamatory interjection። -
ናይ ኣገባብራን ኣኸዋዉናን ኣመልካቲ መሳርዕ = Interjection of manner።

ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቑርራ፣
ንጸላኢ ጥምረትና ሓመድ ነንገርግራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 28 Jul 2019, 15:03

Meleket wrote:
27 Jul 2019, 02:36
እዞም ትግርኛ እንዛረብ ጉዳማት ኮይና/ ንርከብ ኣሎና። ክንምሃር፡ ክንፈልጥ ክንስልጥን፡ ብዚብል ጽቡቕ ሓሳብ፡ ትምህርቲ ንጅምር፡ ናይ ቋንቋና ፊደላት ኣጽኒዕና ንባብ ንላመድ፤ ድሕሪ ንባብ፡ ሰዋስው ከምዜድሊ ስለዝፈለጥና ከዓ፡ ንወዮ ቋንቋና ሕድግ ኣቢልና፡ ናይ ካልእ ቋንቋታት ሰዋስው ነጽንዕ። ትምህርትና ወዲእና፡ ምሁራትን ፈላጣትን ተባሂልና፡ ከም ምሁራት፡ ከም ፈላጣት፡ ከም መማህር፡ ከም ጸሓፍቲ ኮይና ናብቶም ትግርኛ ዝቛንቋኦም ሕዝብናን ተመሃርትናን ኣገልግሎትና ክነወፊ፡ ፍልጠትና ክነካፍል ንቐርብ፡ እሞ ብትግርኛ፡ በቱ ናብ ንባብ ኣብጺሕና ዝገደፍናዮ ቋንቋ።
Meleket qetafi, you may be Eritrean (probably not) but you definitely are not an honest person, try to be true to your true self, even while using a nick-name. Whether you're Eritrean, Tigrian, Amhara or whatever, you're a scoundrel, it is easy to spot.

pastlast
Member
Posts: 2250
Joined: 19 May 2019, 18:02

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by pastlast » 28 Jul 2019, 15:47

Incase anyone hasn't figured this out by now. Deqiq Agamit is the Agame imposter and he does this to every new member of Eritrean origin.

He does this to distract from the fact that he is the Agame!

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Degnet » 28 Jul 2019, 15:51

pastlast wrote:
28 Jul 2019, 15:47
Incase anyone hasn't figured this out by now. Deqiq Agamit is the Agame imposter and he does this to every new member of Eritrean origin.

He does this to distract from the fact that he is the Agame!
You have no any interest in the greatness of black people.

tekeba
Member
Posts: 1504
Joined: 17 Dec 2013, 03:03

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by tekeba » 28 Jul 2019, 16:17

You stupid ugum asswash. This mother fuxxer priest where was he when Woyane made all vicious crimes against eritrean. We know where he is heading with his forged tongue. No one believes for a second a speech coming from the south of my country. I know you are desperate you post garbage stories

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 28 Jul 2019, 17:10

Meleket wrote:
26 Jul 2019, 04:07
ክብረት ይሃበለይ Deqi-Arawit ኃወይ ነዙይ ንጽሕፎ ዛሎና ንስኻ’ዉን ትነቦ ዲኻ፧ ብኣይቲ’ከ ሃሰስ ቢልካየን ነዞም ፊደላትን ሆሂያትን፣ ከመይ ዝበሉኻ “ዲተክቲቭ” ኢኻ በጃኻ! ካብ ኩሉ ድማ እቱይ ኣጨማምታኻ ዚወፆ የብሉን! ሠን ፀን ኃን ዛይርስዓ እንዲየን ዀይነናና! እቱይ ኪኸዉን ዛለዎ ድኣ ካባኻትኹም ካብ ኣኅዋተይ ቀስ ብቀስ በካይዳ ጎብየ ኪመሃረን እንደኣለይ! ነዙይ’ዉን ካብ ኃፍትና ሶፍያ ኢየ ተማሂረዮ እምበር ምጽሓፍኳ ዛይክእሎ!!!

ብርግጸይናነት ኪንብሎ ንኽእል ኣብቱይ ትሕዞ ጽሑፍና ገለገለ ቆለጭ ዛበለኻን ጸላዕላዕ ዛበለኻ ነጥብታት ኣሎ ማለት’ኡ[/color]! እንታይ ዚግበር ኰይኑ ቢልኻዮ ኢኻ፧ ምሳልና እንዳኣልና ተዛሪብና! :mrgreen: ብዝኾነ እቶም ውርዙያት ወለድኻን ወለደይን ዚመሃሩና ቃል “ነቶም ዚረግሙኹም መርቑ!” እንዲዩ፣ ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ኣኻዕቢቱ ይሃብካ እቱይ ትኣምኖ!!!
ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቑርራ፣
ንጸላኢ ጥምረትና ሓመድ ነንገርግራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ

Deqiq was maybe mistaken about your identity, but he correctly surmised that you are "ሌባ ጻድቅ".

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Awash » 28 Jul 2019, 21:17

tekeba wrote:
28 Jul 2019, 16:17
You stupid ugum asswash. This mother fuxxer priest where was he when Woyane made all vicious crimes against eritrean. We know where he is heading with his forged tongue. No one believes for a second a speech coming from the south of my country. I know you are desperate you post garbage stories
tekeba,
You've heard the saying "Don't judge a book by the cover". Listen to the menekusie. We don't know where he was and what he did during woyane. We just know he comes across as a sincere, humble servant of God who is genuinely concerned about his brethren across the border. He means and speaks well with humility, modesty, and respect sending a message to his fellow priests. Don't be distracted by his accent and his ethnicity. He didn't pretend to be other than a monk from the tigrigna speaking region of Ethiopia. He is only a monk.
Listen to him.

Post Reply