Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Meleket » 29 Jul 2019, 03:23

ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር justo ኃወይ፣ እቱይ ብዛዕባይ ገለገለ እናጠቀስኻ ዛምጻእካዮ ነቢበዮ። ነቱይ ብዛዕባይ እትጽሕፎ ነቢበስ ንዒቐ ዝገደፍኩካ ካይመስለካ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ነዙይ ኪምልሰልካ ድማ ይሓይሽ ቢለ።
ንኣብነት ነዙይ ጽሑፍ ሕጂ ኣነ ኣይዀንኩን ጽሒፈዮ ናይ ቀደም ጽሑፍ ምኳኑ ጠቂሸልኩም ነቢረ።
justo wrote:
28 Jul 2019, 15:03
Meleket wrote:
27 Jul 2019, 02:36
እዞም ትግርኛ እንዛረብ ጉዳማት ኮይና/ ንርከብ ኣሎና። ክንምሃር፡ ክንፈልጥ ክንስልጥን፡ ብዚብል ጽቡቕ ሓሳብ፡ ትምህርቲ ንጅምር፡ ናይ ቋንቋና ፊደላት ኣጽኒዕና ንባብ ንላመድ፤ ድሕሪ ንባብ፡ ሰዋስው ከምዜድሊ ስለዝፈለጥና ከዓ፡ ንወዮ ቋንቋና ሕድግ ኣቢልና፡ ናይ ካልእ ቋንቋታት ሰዋስው ነጽንዕ። ትምህርትና ወዲእና፡ ምሁራትን ፈላጣትን ተባሂልና፡ ከም ምሁራት፡ ከም ፈላጣት፡ ከም መማህር፡ ከም ጸሓፍቲ ኮይና ናብቶም ትግርኛ ዝቛንቋኦም ሕዝብናን ተመሃርትናን ኣገልግሎትና ክነወፊ፡ ፍልጠትና ክነካፍል ንቐርብ፡ እሞ ብትግርኛ፡ በቱ ናብ ንባብ ኣብጺሕና ዝገደፍናዮ ቋንቋ።
እቱይ ምንጪ ሓበሬታ እዙይ መጽሓፍ ኢዩ።
Meleket wrote:
27 Jul 2019, 02:36
ኣቱም ክቡራትን ውርዙያት ኣኅዋትናን ኣኃትናን ግዜ ምስረኸብኩም ነዙይ ጽሑፍ እስከ ተወከሱ፣ ገለ ቁምነገር ኣይሰኣኖን ኢዩ። :mrgreen:

ኣ.ማ.ሓ. ሰዋስው - ትግርኛ። ፩ይ መጽሓፍ ናይ ቃላት ሰዋስዉ ክሳብ ስሩዕ ረባሕታ - ናይ ማሕተም ትምህርቲ “ፍራንቸስካና” ኣሥመራ - ፲፱፻፶፩ (ኣብ'ታ መጽሓፍ ዘሎ ስም ደራሲ “ኣ.ማ.ሓ.” ንኣባ ማቴዎስ ሓጎስ ከምዘመልክት ይፍለጥ)

መቕድም
እዞም ትግርኛ እንዛረብ ጉዳማት ኮይና/ ንርከብ ኣሎና። ክንምሃር፡ ክንፈልጥ ክንስልጥን፡ ብዚብል ጽቡቕ ሓሳብ፡ ትምህርቲ ንጅምር፡ ናይ ቋንቋና ፊደላት ኣጽኒዕና ንባብ ንላመድ፤ ድሕሪ ንባብ፡ ሰዋስው ከምዜድሊ ስለዝፈለጥና ከዓ፡ ንወዮ ቋንቋና ሕድግ ኣቢልና፡ ናይ ካልእ ቋንቋታት ሰዋስው ነጽንዕ። ትምህርትና ወዲእና፡ ምሁራትን ፈላጣትን ተባሂልና፡ ከም ምሁራት፡ ከም ፈላጣት፡ ከም መማህር፡ ከም ጸሓፍቲ ኮይና ናብቶም ትግርኛ ዝቛንቋኦም ሕዝብናን ተመሃርትናን ኣገልግሎትና ክነወፊ፡ ፍልጠትና ክነካፍል ንቐርብ፡ እሞ ብትግርኛ፡ በቱ ናብ ንባብ ኣብጺሕና ዝገደፍናዮ ቋንቋ። .....

ኣይራእካዮን ግዲ ትኸውን እምበር ኣብ ናይ “መቕድም’ ክፋል እቱይ መጽሓፍ ዛሎ ትሕዝቶ ምዃኑ ሓቢረ’ኣ።
ስዒብካ ድማ ከምዙይ ቢልካ
justo wrote:
28 Jul 2019, 15:03
Meleket qetafi, you may be Eritrean (probably not) but you definitely are not an honest person, try to be true to your true self, even while using a nick-name. Whether you're Eritrean, Tigrian, Amhara or whatever, you're a scoundrel, it is easy to spot.
ሕራይ ከምኡ ካብ መሰለካ ግርም እብለኻ።

እንተሰዓብኹኻ ድማ ከምዙይ ወሲክኻ፡
justo wrote:
28 Jul 2019, 17:10
Meleket wrote:
26 Jul 2019, 04:07
ክብረት ይሃበለይ Deqi-Arawit ኃወይ ነዙይ ንጽሕፎ ዛሎና ንስኻ’ዉን ትነቦ ዲኻ፧ ብኣይቲ’ከ ሃሰስ ቢልካየን ነዞም ፊደላትን ሆሂያትን፣ ከመይ ዝበሉኻ “ዲተክቲቭ” ኢኻ በጃኻ! ካብ ኩሉ ድማ እቱይ ኣጨማምታኻ ዚወፆ የብሉን! ሠን ፀን ኃን ዛይርስዓ እንዲየን ዀይነናና! እቱይ ኪኸዉን ዛለዎ ድኣ ካባኻትኹም ካብ ኣኅዋተይ ቀስ ብቀስ በካይዳ ጎብየ ኪመሃረን እንደኣለይ! ነዙይ’ዉን ካብ ኃፍትና ሶፍያ ኢየ ተማሂረዮ እምበር ምጽሓፍኳ ዛይክእሎ!!!

ብርግጸይናነት ኪንብሎ ንኽእል ኣብቱይ ትሕዞ ጽሑፍና ገለገለ ቆለጭ ዛበለኻን ጸላዕላዕ ዛበለኻ ነጥብታት ኣሎ ማለት’ኡ! እንታይ ዚግበር ኰይኑ ቢልኻዮ ኢኻ፧ ምሳልና እንዳኣልና ተዛሪብና! :mrgreen: ብዝኾነ እቶም ውርዙያት ወለድኻን ወለደይን ዚመሃሩና ቃል “ነቶም ዚረግሙኹም መርቑ!” እንዲዩ፣ ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ኣኻዕቢቱ ይሃብካ እቱይ ትኣምኖ!!!
ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቑርራ፣
ንጸላኢ ጥምረትና ሓመድ ነንገርግራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።

Deqiq was maybe mistaken about your identity, but he correctly surmised that you are "ሌባ ጻድቅ".

ከምቶም ኣኅዋትና ኣምሓሩ “ተባለ እንዴ!?!?” ቢለ ምሃለፍኩዎ እሞ፣ ግን ድማ ነዙይ’ከ ፈይ ዛየብለልካ ቢለ ወሲነ፡ ቖሪጨ ድማ!
ከመይ ከመይ ድኣ’ኡ እቱይ “ሌባ ጻድቅ” ዚበሃሎ ዛሎ። ከምቱይ “ብየማን ኣብ መስቀል ዚነበረ ፈያታዊ ማለት ዲዩ፧” ብሓፈሻ “ጽድቅና ኩነኔ ቢኖሩም ባይኖሩም ከክፋት ደግነት ሳይሻል ኣይቀርም!” ቢለ “ብፍረኦም ትፈልጥዎም” ወይ ድማ “በፍሬያቸው ታውቋችኋላችሁ” ዚብል ቃል ድማ እናዘከርኹ ነዙይ ጽሒፈልኻ። ነዙይ ኪገብር ካለኹ ድማ እዙይ ዛዕባ ወይ ይህ ጉዳይ ላይ እነማን እየተግተለተሉ እንደሚያዳምቁ ለማስተዋልም እንዳስቻለን እየገለጥኹ ነዉ!!! :lol:

ሓቂ ምስ ገለጽና ሓሶት ነሸቝርራ፣
ንጸላኢ ጥምረትና ሓመድ ነንገርግራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Degnet » 29 Jul 2019, 03:27

Meleket wrote:
29 Jul 2019, 03:23

Ane yesemeaka aleku kebri zelewa Eritrea nemeftar.

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Degnet » 29 Jul 2019, 03:31

Awash wrote:
28 Jul 2019, 21:17
tekeba wrote:
28 Jul 2019, 16:17
You stupid ugum asswash. This mother fuxxer priest where was he when Woyane made all vicious crimes against eritrean. We know where he is heading with his forged tongue. No one believes for a second a speech coming from the south of my country. I know you are desperate you post garbage stories
tekeba,
You've heard the saying "Don't judge a book by the cover". Listen to the menekusie. We don't know where he was and what he did during woyane. We just know he comes across as a sincere, humble servant of God who is genuinely concerned about his brethren across the border. He means and speaks well with humility, modesty, and respect sending a message to his fellow priests. Don't be distracted by his accent and his ethnicity. He didn't pretend to be other than a monk from the tigrigna speaking region of Ethiopia. He is only a monk.
Listen to him.
Awash with all the respect I have for you and the monk,it is not the right time.Hijis Eritrawian tray dea yezarebu,Mes eziomn bezaeba eziomn mezerab ayedelen.

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Awash » 29 Jul 2019, 06:52

Degnet wrote:
29 Jul 2019, 03:31

ናይ ምስሊ መግለጺ ቨነሳ ጸሃየ ሎሚ 24 ሓምለ 2019 ካብ ዩኒቨርሲቲ ሰዋስ ተመሪቓ
ኤርትራዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ቬነሳ ጸሃየ መን እያ?

ቅድሚ 5 ሰዓታት

ቬነሳ በርሀ ኣብ ኤርትራ፡ ሰባት ብፖለቲካዊ ኣረኣእያኦምን እምነቶምን ኣብ ቤት ፍርዲ ከይቀረቡ ንዓመታት ይእሰሩ ምህላዎም ምስ ሰምዐት "ንሕና ዘይተጣበቕናሎም ደኣ መን?" ብምባል እያ ድምጻ ከተስምዕ ጀሚራ።...
Read more:
https://www.bbc.com/tigrinya/news-49100 ... zeeWbkfDBk

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 29 Jul 2019, 12:06

Meleket wrote:
29 Jul 2019, 03:23
ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር justo ኃወይ፣ እቱይ ብዛዕባይ ገለገለ እናጠቀስኻ ዛምጻእካዮ ነቢበዮ። ነቱይ ብዛዕባይ እትጽሕፎ ነቢበስ ንዒቐ ዝገደፍኩካ ካይመስለካ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነ ነዙይ ኪምልሰልካ ድማ ይሓይሽ ቢለ።
ንኣብነት ነዙይ ጽሑፍ ሕጂ ኣነ ኣይዀንኩን ጽሒፈዮ ናይ ቀደም ጽሑፍ ምኳኑ ጠቂሸልኩም ነቢረ።
Please drop this pretension, just be your true lousy self.

Before you, pastor Degnet tried it for three years. And when he failed to make any headway with his pious pretension, he reverted to his true self and ቀሺ ምኳኑ ረሲዑ ወዲ ሰበይቲ ኢሉ ክጻረፍ ጀሚሩ.

I am sure you too will revert to your true self, which probably is a decent unimpressive dude, so don't waste three years of our time, be who you are already now.

And your tigrigna is so artificial that it neither can be placed in any written or spoken tigrigna, neither in Tigrai nor in Eritrea. It is you pretending to sound learned who is writing in a way neither the agame nor Eritreans can identify with.

By le way, WTF is "ነቢበዮ",ተማሂረ ኢልካ ዲኻ?

"ኣነበብኩት" ኣማሪኛ
"ኣምብቦዮ" ኣገመኛ
"ኣንቢበዮ" ትግሪኛ

WTF is "ነቢበዮ"?

Cartmann
Member
Posts: 522
Joined: 06 Sep 2018, 16:36

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Cartmann » 29 Jul 2019, 15:15

Meleket wrote:
29 Jul 2019, 03:23
ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር justo ኃወይ፣ እቱይ ብዛዕባይ ገለገለ እናጠቀስኻ ዛምጻእካዮ ነቢበዮ። ነቱይ ብዛዕባይ እትጽሕፎ ነቢበስ ንዒቐ ዝገደፍኩካ ካይመስለካ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ነዙይ ኪምልሰልካ ድማ ይሓይሽ ቢለ።
ንኣብነት ነዙይ ጽሑፍ ሕጂ ኣነ ኣይዀንኩን ጽሒፈዮ ናይ ቀደም ጽሑፍ ምኳኑ ጠቂሸልኩም ነቢረ።....

ክቡር ሓው መለኸት፡

መጀመርያ ግዜ ብዘይምርካበይ ምትብባዕ ዝዕላምኡ መልሲ ክጽሕፈልካ ኣይከኣልኩን። ነቲ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝተገብረ ንስኻ 'ዓመጽ' እትብሎ ዝምልከት መልስታትካ ኣንቢበዮ ነይረ። ነቲ ዝበልካዮ ዝምልኣሉ ስለዘይነበረኒ ሓሳበይ ኣይገለጽኩን። ነቲ 'ዓመጽ' ዝበልካዮ፣ ኣነ እሞ ልዕሊኡ ቃል ክረኽበሉ እንተዝኽእል ካልእ ምበልክዎ። ብቅሉዕ ዝተገብረ ከትሪን ራስያን ስለዝኾነ፣ ብዘይካ ሕንከት ዘይስምዖም እናፈለጡ ዝደቀሱ ዕሱባት፣ ነዚ ዝምታ ዘይኩንኖ ሰብ ክህሉ ኣይክእልን እዩ። ናይ 1995 ሕጊ ብምጥቃስ ፍትሓዊ ምኻኑ ተነጊሩና። ሓቂ ዓቂብና ስቅታ እንተመረጽና፣ ጸርፊ። ሓቂ እንተኣመትና፣ ጸርፊ። እዚ ካብ ኮነ ሓቂ ዶርጊሕካ እውን እቲ ጸርፊ ንሱ እዩ። ስለዚ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ፣ ኣነ ምእንቲ ክብሪ ሃገረይ ጥራይ 'መንግስቲ' ኢለ ዝጽውዖ ኣካል፣ እንተኾነ ግን ዋላ ሓንቲ ናይ መንግስቲ ሕጋዊ፣ ኣወዳድባውን ቅድመ-ኩነታውን ረቋሒታት ዘየማልእን፣ ኣሰራርሓ መንግስቲ ዘይብሉን ኣካል፣ ዘይቅዋማዊ ክሳብ ዝኾነ ሕጋውነት የብሉን። ሕጋዊ ዘይኮነ ኣካል ሕጊ ከውጽእ፡ ከጽድቅን ከተግብርን እውን ሕጋውን ሞራላውን ብቕዓት የብሉን። ንሕጊ ቁጽሪ ሓደ ግዳይ ዝገበረ ስርዓት፣ ሕጊ ተኸቲለ እየ እዚ ስጉምቲ ወሲደዮ እንተበለ ነቲ ድሮ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘለዎ ጭቡጥ ንዕቀት፣ ከም መረጋገጺ ዝያዳ ዝድርዕ እዩ።

እቲ ዝኸፍአ ሓቂ ንዝዛረብ ሰብ ዝተፈላለየ ኣስማት እናጠመቅካ ካብ መድረኽ ባዕሉ ከምዘንሳሕብ ምግባር ዝላደናሉ እንኮ ኣሰራርሓ ናይዞም እንዛረበሎም ዘለና ጎሓላሉ እዩ። ከም ሓውና ደቂ ኣራዊት ዝኣመሰሉ እኳ ሰኣን ምስትውዓል እንተዘይኮይኑ ምስዞም ዝብለካ ዘለኹ ጉጅለ ዝጥቀሱ ኣይኮኑን። ስለዚ ሓዲሽ ስም እንተተዋህበካ፣ ወይ በቶም ብድሕሪ ስርዓተ-መርበብ ኮፒተራት ተኸዊሎም መንነት ክህቡን ክምንጥሉን መዝነት ዘለዎም ዝመስሎም ሰባት መንነትካ እንተተመንጠልካ፣ ንጎኒ ጎሲኻዮ መስመር ጒዕዞኻ ጥራይ ምግባር ፍቱን ዝመድሃኒቱ ናይ ሓቂ ጽዋእ ምኻኑ ኣስተውዕል።

እቲ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ኣጸሓሕፋኻ ንብዙሓት ግር ኢልዎም ዘሎ ይመስል። ሕግታት እንዳባ ከምበዓል፡ ስርዓት ኣድግና ተገለባ፣ ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ፣ ስርዓት ሎጎጭዋ፣ ሕጊ ሎጎን ጭዋን፣ ማይላሓም፣ ሕጊ ሰሓርቲን፡ላምዛን: ወቐርትን: ዳምባን፣ ስርዓት ናይ ሀብስሉስ: ናይ ገብረክርስቶስ: ናይ ደቀተሽም፣ ስርዓት ካርንሽም፣ ዋዕላ ሾብዓተ ዓንሰባ ዘማት ታሕታይ፣ ክልኤ መንሳዕ፣ ሕጊ እንጋንኣ፣ ስርዓት ዐጽሚ ሐርማዝ ወዘተ እንተዘንብቡ፣ እቲ ኣብ ኣጸሓሕፋኻ ዘሎ ጣቋ ምተረድኦም ነይሩ። እዚ እንተዘይተኻእለ ጋዜጣታት ኤርትራ ናይ ሓምሳታት ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ተሰኒዶም ስለዘለዉ ላዛኦም ከስተማቕርዎ ነይሮም። ኣነ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ኣብ ቤት መጻሕፍቲ ምርምር ኣንቢበዮም ነይረ። ዝተፈላለዪ ከተንብቦ ዝምስጥ ላህጃታት ዘለዎም እዮም። እቲ ዘመናዊ ላህጃ ትግርኛ ዘይዛረብን ዘይጽሕፍን ሰብ ምስዝርከብ፣ ኣብ ክንዲ ናብ ምርምርን ናብ ፍልጠትን ምጉያይ፣ ናብ ጠቀነ፣ ከምኡ እውን ስም ብምልጣፍ ነቲ ሰብ ካብ ቀመር ፍልጠት ከምዝእለ ምግባር ኣይግድን። ብዝኾነ ብዛዕባ እቲ ሰብ ዝዛረበሉ ዘሎ ሓሳባት ኣብ ክንዲ ምሙጓት፣ ብዛዕባ እቲ ሰብ ምዝራብ ናብ ፍልጠትን ሓድህዳዊ ምርድዳእን ኣየብጽሕን።

ኣብ መወዳእታ ሓው መለኸት ብዙሕ መሃሪ ሓበሬታ ካባኻ ረኺበ ኣለኹ። ስለዚ ተጻይ ብዘየገድስ ተስፋ ይገብር ክትቅጽሎ።
ሓውና ደቂ ኣራዊት ናባኻ ዝቀንዐ መልሲ እኳ እንተዘይኮነ፣ ከኣ ነዛ ዝጸሓፍካያ ከተስተንትናን ክትስሕባን፣ እቲ ዝበለጸ ከኣ ንሓውና መለኸት ይቅሬታ ክትሓቶ ተስፋ ይገብር።

Cartmann
Member
Posts: 522
Joined: 06 Sep 2018, 16:36

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Cartmann » 29 Jul 2019, 15:35

justo wrote:
29 Jul 2019, 12:06
Please drop this pretension, just be your true lousy self.

Before you, pastor Degnet tried it for three years. And when he failed to make any headway with his pious pretension, he reverted to his true self and ቀሺ ምኳኑ ረሲዑ ወዲ ሰበይቲ ኢሉ ክጻረፍ ጀሚሩ.

I am sure you too will revert to your true self, which probably is a decent unimpressive dude, so don't waste three years of our time, be who you are already now.

And your tigrigna is so artificial that it neither can be placed in any written or spoken tigrigna, neither in Tigrai nor in Eritrea. It is you pretending to sound learned who is writing in a way neither the agame nor Eritreans can identify with.

By le way, WTF is "ነቢበዮ",ተማሂረ ኢልካ ዲኻ?

"ኣነበብኩት" ኣማሪኛ
"ኣምብቦዮ" ኣገመኛ
"ኣንቢበዮ" ትግሪኛ

WTF is "ነቢበዮ"?
እቲ እሩም ትግርኛ 'ነቢበዮ' እዩ። ኣንቢበዮ ማለት ንኻልእ ሰብ ወይ ኣካል ከምዝነብብ ገይርካዮ ማለት እዩ። 'ኣንቢበዮ' ዘመናዊ ዝፈለቐ ትግርኛ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ብዝተፈላለዩ ላህጃታት ዝቆመ ስለዝኾነ ብናትካ መዓየሪ ዝልካዕ ኣይኮነን። ቅድሚ ምዝላልካ ኣበይ ከምእትዓልብ ኣስተውዕል።

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Degnet » 29 Jul 2019, 15:51

Cartmann wrote:
29 Jul 2019, 15:35

Ketsilu dema nehna ewn kedem kem hagerna anbibeyo ina enbel neirna.

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 29 Jul 2019, 16:23

Degnet wrote:
29 Jul 2019, 15:51

Degu, Meleket is pretending to be you

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 29 Jul 2019, 16:27

በሊዔዮ ኣብሊዔዮ ኢኻ ትሓስብ ዘለኻ። በሊዐዮ ክትበልዖ ከሎኻ ... ኣብሊዐዮ ድማ ከተብልዖ ከሎኻ። ቅድም ቀዳድም ቋንቋ ኩሉ ሳዕ ፓራለል ሕጊ ኣይክተልን እዩ። ደሓርከ ኣልዒለዮ ትብል አምበር ልዒለዮ ኣይትብልን ኢኻ ... ኣምጺአዮ ትብል አምበር መጺአዮ ኣይትብልን ኢኻ ... ኣንጺፈዮ ትብል አምበር ነጺፈዮ ኣይትብልን ኢኻ።

Cartmann
Member
Posts: 522
Joined: 06 Sep 2018, 16:36

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Cartmann » 29 Jul 2019, 17:55

justo wrote:
29 Jul 2019, 16:27

ወላ እኳ እንተደምሰስካዮ ጸርፍኻ በጺሑኒ ኣሎ። ስነ-ሞጎትን ርትዕን ኣብ መዝገበ ቃላት ናትኩም ከምዘየለዉ እፈልጥ እየ። ኣብ ክንዲ ብሓሳብ ክትረትዕ ምፍታን ናብ ጸርፍን ምድሃልን ምጉያይ፣ ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኾነ ኣእምሮ ከምዘለካ መርኣያ ጥራይ እዩ። እሩም ትግርኛ ተጠቂምካ እንተትጽሕፎ እኳ፣ እቲ' ቁሩብ እስከ ሕፈር' ዝበልካኒ መጥዓመልካ ነይሩ። እንተኾነ ግን ዘይትፈልጦ ነገር ክኸውን ዝኽእል ስለ ዝሓበርኩኻ፣ ኣብ ክንዲ ናይ ወራዙ ምስጋና፣ ኢድካን እግርኻን ኣክብ ቋንቋ ህዝቢ ኣይተበላሹ ኢልካኒ። ዘበላሹ ዘሎስ እቲ ዝፈልጦ ዘይብሉ ክነሱ ቋንቋና ናይ ባዕዲ እዩ ዝብል ዘሎ ኣካል እዩ። ትግርኛ ምጽሓፍን ምዝራብን ስለ ዝኸኣለ፣ ሓደ ሰብ ትግርኛ ይፈልጥ እዩ ማለት ኣይኮነን። ትግርኛ ኣድማሱ ሰፊሕን ፍልስፍንኡ ዓሚቕን፣ ናይ ኣሽሓት ዓመታት ታሪኽን ድሕረ-ባይታን ዘለዎ ቋንቋ ደኣ እምበር፣ ብናይ እዘን ዝሓለፋ ዓሰርተታት ዓመታት ሕጂ ብዝፈለቐ ጫሌዳ ዝልካዕ ኣይኮነን። ስለዚ ቅድሚ ጸርፊ፣ ንሓቂ ሃሰው እንተትብላ ክንደይ ጽቡቕ ምኾነ። ኣብ ክንዲ ናይ ሓውና መለኸት ቅዲ ኣጸሓሕፋ መሰረቱ እንታይ እዩ ምንዳይ፣ መንነቱ ተሓዲጉን ነቲ ቋንቋና ከኣ ናይ ባዕዲ ተባሂሉ ተቆናጺቡን። ልቢ ዝሰብር ኣካይዳ እዩ። ንእግሪ መንገድና ክትፈልጥ ፍቓደኛ እንተድኣ ኮይንካ፣ እቲ 'ፓራለል ሕጊ' እትብሎ ዘለኻ፣ በቲ ላዛኡ ጥዑም ቋንቋና 'ተጓዳኒ ሕጊ' ይበሃል።' ዓጋመ' ብዝብል ሕማም ዝተለኸፍካ እንተድኣ ኮይንካ ከኣ ናይ 'ዓጋመ' እያ ኢልካ ጉሰያ። እንተ ብዛዕባ ' ነቢበዮ'፡' ነቢበ'፡ 'ንበቦ' ወዘተ ዝብሉ ግን፣ ካብታ ልሳን መንግስትኻ ዝኾነት ጋዜጣ 'ሓዳስ ኤርትራ' ንመርትዖ ክትውከሳ ጥብቆ ገይረልካ ኣለኹ። ናይ 'ዓጋመ' ጋዜጣ እያ ንኸይትብላ ተስፋ ኣለኒ። ትንፈር ኣይትንፈር ጤል እያ ናይ ዝብል ስነ-ሓሳብ ኣባል እንተኾይንካ ከኣ ምጉትካ ንሰምዖ። እቲ ሓመድ ብላዕ ዝበልካኒ ግን ሰብ ሓሳቡ ስለ ዝገለጸ ከምዚ ዓይነት ኣነዋሪ ጸርፊ ምድርባይካ እንታይነትካ ካብ ምግሃድ ሓሊፉ ዝህቦ ትርጉም የለን። ንጸርፊ ካባኻ ንላዕሊ በሊሕ መልሓስክህልወኒ ይኽእል እዩ፣ ንሕጂ ተዓቂበ ኣለኹ።
ዘምጽኣና እንተገበርና ይሓይሽ፣ እነሆልካ ቀዳማይ መርትዖ። ኣብ ገጽ 6፣ ቀዳማይ ዓምዲ (ጥቃ ስእሊ) ተወከስ።
http://50.7.16.234/hadas-eritrea/haddas ... 012019.pdf

ካልኣይ መርትዖ፣ 'ጽባቐ ጸሓየይ' ኣብ ትሕቲ ዝብል ዓምዲ፣ ኣብ ገጽ 2፣ ኣብ ታሕተዋይ ሸነኽ የማን ተመልከት።
http://50.7.16.234/hadas-eritrea/haddas ... 012018.pdf

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 29 Jul 2019, 18:11

Cartmann wrote:
29 Jul 2019, 17:55

Before you, pastor Degnet tried it for three years. And when he failed to make any headway with his pious pretension, he reverted to his true self and ቀሺ ምኳኑ ረሲዑ ወዲ ሰበይቲ ኢሉ ክጻረፍ ጀሚሩ.

I am sure you too will revert to your true self, which probably is a decent unimpressive dude, so don't waste three years of our time, be who you are already now.

And your tigrigna is so artificial that it neither can be placed in any written or spoken tigrigna, neither in Tigrai nor in Eritrea. It is you pretending to sound learned who is writing in a way neither the agame nor Eritreans can identify with.

By le way, WTF is "ነቢበዮ",ተማሂረ ኢልካ ዲኻ?

"ኣነበብኩት" ኣማሪኛ
"ኣምብቦዮ" ኣገመኛ
"ኣንቢበዮ" ትግሪኛ

WTF is "ነቢበዮ"?
እቲ እሩም ትግርኛ 'ነቢበዮ' እዩ። ኣንቢበዮ ማለት ንኻልእ ሰብ ወይ ኣካል ከምዝነብብ ገይርካዮ ማለት እዩ። 'ኣንቢበዮ' ዘመናዊ ዝፈለቐ ትግርኛ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ብዝተፈላለዩ ላህጃታት ዝቆመ ስለዝኾነ ብናትካ መዓየሪ ዝልካዕ ኣይኮነን። ቅድሚ ምዝላልካ ኣበይ ከምእትዓልብ ኣስተውዕል።
[/quote]

በሊዔዮ ኣብሊዔዮ ኢኻ ትሓስብ ዘለኻ። በሊዐዮ ክትበልዖ ከሎኻ ... ኣብሊዐዮ ድማ ከተብልዖ ከሎኻ። ቅድም ቀዳድም ቋንቋ ኩሉ ሳዕ ፓራለል ሕጊ ኣይክተልን እዩ። ደሓርከ ኣልዒለዮ ትብል አምበር ልዒለዮ ኣይትብልን ኢኻ ... ኣምጺአዮ ትብል አምበር መጺአዮ ኣይትብልን ኢኻ ... ኣንጺፈዮ ትብል አምበር ነጺፈዮ ኣይትብልን ኢኻ።
[/quote]

ወላ እኳ እንተደምሰስካዮ ጸርፍኻ በጺሑኒ ኣሎ። ንእግሪ መንገድና ክትፈልጥ ፍቓደኛ እንተድኣ ኮይንካ፣ እቲ 'ፓራለል ሕጊ' እትብሎ ዘለኻ፣ በቲ ላዛኡ ጥዑም ቋንቋና 'ተጓዳኒ ሕጊ' ይበሃል።' ዓጋመ' ብዝብል ሕማም ዝተለኸፍካ እንተድኣ ኮይንካ ከኣ ናይ 'ዓጋመ' እያ ኢልካ ጉሰያ። እንተ ብዛዕባ ' ነቢበዮ'፡' ነቢበ'፡ 'ንበቦ' ወዘተ ዝብሉ ግን፣ ካብታ ልሳን መንግስትኻ ዝኾነት ጋዜጣ 'ሓዳስ ኤርትራ' ንመርትዖ ክትውከሳ ጥብቆ ገይረልካ ኣለኹ። ናይ 'ዓጋመ' ጋዜጣ እያ ንኸይትብላ ተስፋ ኣለኒ። ትንፈር ኣይትንፈር ጤል እያ ናይ ዝብል ስነ-ሓሳብ ኣባል እንተኾይንካ ከኣ ምጉትካ ንሰምዖ። እቲ ሓመድ ብላዕ ዝበልካኒ ግን ሰብ ሓሳቡ ስለ ዝገለጸ ከምዚ ዓይነት ኣነዋሪ ጸርፊ ምድርባይካ እንታይነትካ ካብ ምግሃድ ሓሊፉ ዝህቦ ትርጉም የለን። ንጸርፊ ካባኻ ንላዕሊ በሊሕ መልሓስክህልወኒ ይኽእል እዩ፣ ንሕጂ ተዓቂበ ኣለኹ።
ዘምጽኣና እንተገበርና ይሓይሽ፣ እነሆልካ ቀዳማይ መርትዖ። ኣብ ገጽ 6፣ ቀዳማይ ዓምዲ (ጥቃ ስእሊ) ተወከስ።

[/quote]

Sorry Cartmann, I thought I was answering Meleket, but my reply ended up in Degu's post, which was a reply to your post, and that is why I edited it to answer you properly. With Meleket, I am not done yet, because I believe he is playing games.

About the issue at hand, I wouldn't use Hadas Ertra as an evidence of proper use of tigrigna. If you can show in earlier literature, for example like the hgi endabas you mentioned before, that would be another matter. ኣንጺፈዮ ትብል አምበር ነጺፈዮ ኣይትብልን ኢኻ. Anbibeyo ... antsifeyo tbil ... nebibeyo ... netsifeyo ... la la ... Ageb

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 29 Jul 2019, 18:29

በሊዔዮ ነቲ መግቢ ••• ሰቴይዮ ነቲ ማይ ••• ሽይነዮ ነቲ ሽንቲ ••• ከይደዮ ነቲ መንገዲ ••• ሰይረዮ ነቲ ዓራት ••• ሰትየዮ ነቲ ሜስ ••• ፈስየዮ ነቲ ፈሲ
ኣምጺእዮ ነቲ እንጀራ ••• ኣንጺፈዮ ነቲ ዓራት ••• ኣንቢበዮ ነቲ ጽሑፍ ••• ኣልጊሰዮ ነቲ መጽሓፍ ••• ኣውዲቐዮ ነቲ ቕጫ ••• ኣፍሲሰዮ ነቲ ሜስ

ደርብየዮ ነቲ መጽሓፍ ••• ኣልዒለዮ ነቲ መጽሓፍ።

ስለዚ ደርብየዮ ነቲ መጽሓፍ ስለ ዝብልኩስ ••• ልዒለዮ ነቲ መጽሓፍ ክብል ድየ ••• ኣልዒለዮ እንተ ደኣ ኢለስ ••• ብሰብ ገይረ ኣልዒለዮ ማለት ድዩ። በጃኹም ኣደብ ግበሩ ••• ሓሓሊፍኩም ነገር ኣይተባላሽዉ።

Cartmann
Member
Posts: 522
Joined: 06 Sep 2018, 16:36

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Cartmann » 29 Jul 2019, 19:38

justo wrote:
29 Jul 2019, 18:29
Sorry Cartmann, I thought I was answering Meleket, but my reply ended up in Degu's post, which was a reply to your post, and that is why I edited it to answer you properly. With Meleket, I am not done yet, because I believe he is playing games.

About the issue at hand, I wouldn't use Hadas Ertra as an evidence of proper use of tigrigna. If you can show in earlier literature, for example like the hgi endabas you mentioned before, that would be another matter. ኣንጺፈዮ ትብል አምበር ነጺፈዮ ኣይትብልን ኢኻ. Anbibeyo ... antsifeyo tbil ... nebibeyo ... netsifeyo ... la la ... Ageb

በሊዔዮ ነቲ መግቢ ••• ሰቴይዮ ነቲ ማይ ••• ሽይነዮ ነቲ ሽንቲ ••• ከይደዮ ነቲ መንገዲ ••• ሰይረዮ ነቲ ዓራት ••• ሰትየዮ ነቲ ሜስ ••• ፈስየዮ ነቲ ፈሲ
ኣምጺእዮ ነቲ እንጀራ ••• ኣንጺፈዮ ነቲ ዓራት ••• ኣንቢበዮ ነቲ ጽሑፍ ••• ኣልጊሰዮ ነቲ መጽሓፍ ••• ኣውዲቐዮ ነቲ ቕጫ ••• ኣፍሲሰዮ ነቲ ሜስ
ንኽልቲአን ከነተሓሕዘን ጸንቢረየን ኣለኹ። መጀመርያ ናባይ ዝቐንዐ መሲሉኒ ነይሩ እቲ ጸርፊ። ብጌጋ ተረዲአዮ ነይረ።
ኣብዚ ጉዳይ ቋንቋ ግን ሓዋዊስካየን ኣለኻ። ከምቲ ኣቐዲምና ዝበልናዮ 'ሕጊ ተጓዳንነት' ኩሉ ግዜ ኣይሰርሕን እዩ። ግን ከኣ ነቲ ዝበዝሕ የነጽሮ እዩ። ንኣብነት ግሲ ምስ ግሲ፣ ስም ምስ ስም፣ ክንዲ ስም ምስ ክንዲ ስም፣ ንምንጽጻር ይከኣል እዩ። ንስኻ ብልምዳዊ ኣበሃህላ ትኸዶ ኣለኻ። ምኽንያቱ ግሲ ምስ ስም ተነጻጽር ኣለኻ። ከምኡ እውን ተግባር፣ ኣምር፣ ንዋትን፣ ነገራትን ትሓዋውሶም ኣለኻ። ምኽንያቱ ኣብ ስዋሱው ቋንቋ ትግርኛ ኩሎም ሓደ ዓይነት ሕጊ ኣይክተሉን እዮም። 'ነቢበዮ' እንድያ እታ ጠንቂ ክትዕና፣ ናብኣ ገጽና ነድህብ። እንተኾነ ግን መብርሂ ምእንቲ ክኾነና ዘይረ እየ ከምጽኣ።
ብመሰረቱ መበገሲና ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘሎኻ ዘይኮነ፤ ግሲ ትግርኛ ካብ መቦቆሉ ግእዝ እዩ መበገሲና። ምኽንያቱ ቃላት ትግርኛ ካብ ግሲ ዝምንጭዉ እዮም ደኣ እምበር ብልምዳዊ ኣበሃህላ ኣይኮኑን። ነዞም ዝሃብካኒ ኣብነታት ንርኣይ። ሕጊ ተጓዳንነት ነቶም ሓደ ዓይነት ኣቃውማ ዘለዎም ግሲታት ሕጂ ክንጥቀመሉ ኢና ሓዘኒ።

ግሲ
በልዐ____በሊዐ___ኣብሊዐ___ተበሊዑ ወዘተ
ሰምዐ___ሰሚዐ___ኣስሚዐ___ተሰሚዑ ወዘተ
ሰተየ____ሰትየ___ኣስትየ____ተሰትዩ ወዘተ
ጸሓፈ___ጽሒፈ__ኣጽሒፈ___ተጻሒፉ ወዘተ
ከደ____ከይደ___ኣኺይደ___ተኸይዱ ወዘተ
ሰበረ___ሰቢረ___ኣስቢረ___ተሰቢሩ ወዘተ
ቀድሐ__ቀዲሐ__ኣቅዲሐ___ተቀዲሑ ወዘተ
ሃረመ___ሃሪመ__ኣህሪመ___ተሃሪሙ ወዘተ
ነብዐ____ነቢዐ___ኣንቢዐ___ተነቢዑ ወዘተ
ወረደ___ወሪደ__ኣውረደ___ተወሪዱ ወዘተ
ወደቐ___ወዲቐ__ኣውዲቐ__ተወዲቑ ወዘተ
ነበበ____ነቢበ__ኣንቢበ____ተነቢቡ ወዘተ

ስለዚ እቲ ግሲ 'ነበበ' እዩ እምበር 'ኣንበበ' ኣይኮነን። ገሊኦም ዝሃብካዮም ኣብነታት ምስ እዞም ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ሕጊ ተጓዳንነት ብምጥቃም ከነነጻጽሮም ኣይንኽእልን ኢና። ንኣብነት ኣንጺፈዮ ግሲ ኣይኮነን። ኣብ ስዋሱው ትግርኛ ስም እዩ። ምንጻፍ ተግባር ዘይኮነ ስም እዩ። ነቲ ዓራት ኣንጺፈዮ ክትብል እንከለኻ፣ ምንጻፍ ኣልቢሰዮ ወይ ኣንቢረሉ ማለት እዩ። ስለዚ ኣብነታት ስም ንርኣይ፡

ስም
ምንጻፍ__ኣንጺፈ
ሽንቲ___ሸይነ
ፈሲ___ፈስየ
ብርሃን__ኣብሪሀ
ተዂሲ__ተኲሰ
መዘናግዒ__ተዘናጊዐ
ወዘተ•••
ስለዚ መበገሲና ግሲ፣ ስም፤ ክንዲ ስም፣ ወይ ካልእ ምኻኑ እንተዘይፈሊጥና እቲ ቋንቋ ብግቡእ ክንፈልጦ ኣይንኽእልን ኢና። ተስፋ ይገብር ኣነጺረዮ ክኸውን።
Last edited by Cartmann on 29 Jul 2019, 19:50, edited 1 time in total.

Cartmann
Member
Posts: 522
Joined: 06 Sep 2018, 16:36

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Cartmann » 29 Jul 2019, 19:50

justo wrote:
29 Jul 2019, 18:29

ስለዚ ደርብየዮ ነቲ መጽሓፍ ስለ ዝብልኩስ ••• ልዒለዮ ነቲ መጽሓፍ ክብል ድየ ••• ኣልዒለዮ እንተ ደኣ ኢለስ ••• ብሰብ ገይረ ኣልዒለዮ ማለት ድዩ። በጃኹም ኣደብ ግበሩ ••• ሓሓሊፍኩም ነገር ኣይተባላሽዉ።
ከይረኣኽዋ መሊእካላ። እቲ መልሲ ድሮ መሊሰልካ ኣለኹ። እቲ ግሲ 'ደርበየ' እዩ። እቲ ግሲ ናይቲ ሓደ ከኣ 'ኣልዓለ' እዩ። ስለዚ እቲ ደርብየዮ፣ እቲ ካልእ ከኣ ኣልዒለዮ ይኸውን ማለት እዩ። እቲ ወሳኒ ግሲ እዩ። ንስኻ ግን ምስ ካብ ግሲ ዝመንጨዉ ቃላት ኢኻ ተወዳድሮም ዘለኻ። ብዝኾነ ብምልዛብን ምክታዕን ዝዕረ እምበር ዝበላሾ ነገር የለን።

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Sabur » 30 Jul 2019, 01:55

ካርትማን:

ነቲ ልቦና ዚመልኦ: ኣስተምህሮ ዝሓዘለ: ውርዝውን ርዙን ዝኾነ ጽሑፍካ ነቢብዮ : ብልቢ የመስግን ::

Cartmann wrote:
29 Jul 2019, 15:15
Meleket wrote:
29 Jul 2019, 03:23
ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር justo ኃወይ፣ እቱይ ብዛዕባይ ገለገለ እናጠቀስኻ ዛምጻእካዮ ነቢበዮ። ነቱይ ብዛዕባይ እትጽሕፎ ነቢበስ ንዒቐ ዝገደፍኩካ ካይመስለካ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ነዙይ ኪምልሰልካ ድማ ይሓይሽ ቢለ።
ንኣብነት ነዙይ ጽሑፍ ሕጂ ኣነ ኣይዀንኩን ጽሒፈዮ ናይ ቀደም ጽሑፍ ምኳኑ ጠቂሸልኩም ነቢረ።....

ክቡር ሓው መለኸት፡

መጀመርያ ግዜ ብዘይምርካበይ ምትብባዕ ዝዕላምኡ መልሲ ክጽሕፈልካ ኣይከኣልኩን። ነቲ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝተገብረ ንስኻ 'ዓመጽ' እትብሎ ዝምልከት መልስታትካ ኣንቢበዮ ነይረ። ነቲ ዝበልካዮ ዝምልኣሉ ስለዘይነበረኒ ሓሳበይ ኣይገለጽኩን። ነቲ 'ዓመጽ' ዝበልካዮ፣ ኣነ እሞ ልዕሊኡ ቃል ክረኽበሉ እንተዝኽእል ካልእ ምበልክዎ። ብቅሉዕ ዝተገብረ ከትሪን ራስያን ስለዝኾነ፣ ብዘይካ ሕንከት ዘይስምዖም እናፈለጡ ዝደቀሱ ዕሱባት፣ ነዚ ዝምታ ዘይኩንኖ ሰብ ክህሉ ኣይክእልን እዩ። ናይ 1995 ሕጊ ብምጥቃስ ፍትሓዊ ምኻኑ ተነጊሩና። ሓቂ ዓቂብና ስቅታ እንተመረጽና፣ ጸርፊ። ሓቂ እንተኣመትና፣ ጸርፊ። እዚ ካብ ኮነ ሓቂ ዶርጊሕካ እውን እቲ ጸርፊ ንሱ እዩ። ስለዚ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ፣ ኣነ ምእንቲ ክብሪ ሃገረይ ጥራይ 'መንግስቲ' ኢለ ዝጽውዖ ኣካል፣ እንተኾነ ግን ዋላ ሓንቲ ናይ መንግስቲ ሕጋዊ፣ ኣወዳድባውን ቅድመ-ኩነታውን ረቋሒታት ዘየማልእን፣ ኣሰራርሓ መንግስቲ ዘይብሉን ኣካል፣ ዘይቅዋማዊ ክሳብ ዝኾነ ሕጋውነት የብሉን። ሕጋዊ ዘይኮነ ኣካል ሕጊ ከውጽእ፡ ከጽድቅን ከተግብርን እውን ሕጋውን ሞራላውን ብቕዓት የብሉን። ንሕጊ ቁጽሪ ሓደ ግዳይ ዝገበረ ስርዓት፣ ሕጊ ተኸቲለ እየ እዚ ስጉምቲ ወሲደዮ እንተበለ ነቲ ድሮ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘለዎ ጭቡጥ ንዕቀት፣ ከም መረጋገጺ ዝያዳ ዝድርዕ እዩ።

እቲ ዝኸፍአ ሓቂ ንዝዛረብ ሰብ ዝተፈላለየ ኣስማት እናጠመቅካ ካብ መድረኽ ባዕሉ ከምዘንሳሕብ ምግባር ዝላደናሉ እንኮ ኣሰራርሓ ናይዞም እንዛረበሎም ዘለና ጎሓላሉ እዩ። ከም ሓውና ደቂ ኣራዊት ዝኣመሰሉ እኳ ሰኣን ምስትውዓል እንተዘይኮይኑ ምስዞም ዝብለካ ዘለኹ ጉጅለ ዝጥቀሱ ኣይኮኑን። ስለዚ ሓዲሽ ስም እንተተዋህበካ፣ ወይ በቶም ብድሕሪ ስርዓተ-መርበብ ኮፒተራት ተኸዊሎም መንነት ክህቡን ክምንጥሉን መዝነት ዘለዎም ዝመስሎም ሰባት መንነትካ እንተተመንጠልካ፣ ንጎኒ ጎሲኻዮ መስመር ጒዕዞኻ ጥራይ ምግባር ፍቱን ዝመድሃኒቱ ናይ ሓቂ ጽዋእ ምኻኑ ኣስተውዕል።

እቲ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ኣጸሓሕፋኻ ንብዙሓት ግር ኢልዎም ዘሎ ይመስል። ሕግታት እንዳባ ከምበዓል፡ ስርዓት ኣድግና ተገለባ፣ ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ፣ ስርዓት ሎጎጭዋ፣ ሕጊ ሎጎን ጭዋን፣ ማይላሓም፣ ሕጊ ሰሓርቲን፡ላምዛን: ወቐርትን: ዳምባን፣ ስርዓት ናይ ሀብስሉስ: ናይ ገብረክርስቶስ: ናይ ደቀተሽም፣ ስርዓት ካርንሽም፣ ዋዕላ ሾብዓተ ዓንሰባ ዘማት ታሕታይ፣ ክልኤ መንሳዕ፣ ሕጊ እንጋንኣ፣ ስርዓት ዐጽሚ ሐርማዝ ወዘተ እንተዘንብቡ፣ እቲ ኣብ ኣጸሓሕፋኻ ዘሎ ጣቋ ምተረድኦም ነይሩ። እዚ እንተዘይተኻእለ ጋዜጣታት ኤርትራ ናይ ሓምሳታት ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ተሰኒዶም ስለዘለዉ ላዛኦም ከስተማቕርዎ ነይሮም። ኣነ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ኣብ ቤት መጻሕፍቲ ምርምር ኣንቢበዮም ነይረ። ዝተፈላለዪ ከተንብቦ ዝምስጥ ላህጃታት ዘለዎም እዮም። እቲ ዘመናዊ ላህጃ ትግርኛ ዘይዛረብን ዘይጽሕፍን ሰብ ምስዝርከብ፣ ኣብ ክንዲ ናብ ምርምርን ናብ ፍልጠትን ምጉያይ፣ ናብ ጠቀነ፣ ከምኡ እውን ስም ብምልጣፍ ነቲ ሰብ ካብ ቀመር ፍልጠት ከምዝእለ ምግባር ኣይግድን። ብዝኾነ ብዛዕባ እቲ ሰብ ዝዛረበሉ ዘሎ ሓሳባት ኣብ ክንዲ ምሙጓት፣ ብዛዕባ እቲ ሰብ ምዝራብ ናብ ፍልጠትን ሓድህዳዊ ምርድዳእን ኣየብጽሕን።

ኣብ መወዳእታ ሓው መለኸት ብዙሕ መሃሪ ሓበሬታ ካባኻ ረኺበ ኣለኹ። ስለዚ ተጻይ ብዘየገድስ ተስፋ ይገብር ክትቅጽሎ።
ሓውና ደቂ ኣራዊት ናባኻ ዝቀንዐ መልሲ እኳ እንተዘይኮነ፣ ከኣ ነዛ ዝጸሓፍካያ ከተስተንትናን ክትስሕባን፣ እቲ ዝበለጸ ከኣ ንሓውና መለኸት ይቅሬታ ክትሓቶ ተስፋ ይገብር።

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 30 Jul 2019, 06:07

Cartmann wrote:
29 Jul 2019, 19:50
justo wrote:
29 Jul 2019, 18:29

ስለዚ ደርብየዮ ነቲ መጽሓፍ ስለ ዝብልኩስ ••• ልዒለዮ ነቲ መጽሓፍ ክብል ድየ ••• ኣልዒለዮ እንተ ደኣ ኢለስ ••• ብሰብ ገይረ ኣልዒለዮ ማለት ድዩ። በጃኹም ኣደብ ግበሩ ••• ሓሓሊፍኩም ነገር ኣይተባላሽዉ።
ከይረኣኽዋ መሊእካላ። እቲ መልሲ ድሮ መሊሰልካ ኣለኹ። እቲ ግሲ 'ደርበየ' እዩ። እቲ ግሲ ናይቲ ሓደ ከኣ 'ኣልዓለ' እዩ። ስለዚ እቲ ደርብየዮ፣ እቲ ካልእ ከኣ ኣልዒለዮ ይኸውን ማለት እዩ። እቲ ወሳኒ ግሲ እዩ። ንስኻ ግን ምስ ካብ ግሲ ዝመንጨዉ ቃላት ኢኻ ተወዳድሮም ዘለኻ። ብዝኾነ ብምልዛብን ምክታዕን ዝዕረ እምበር ዝበላሾ ነገር የለን።
እሱ ደኣ ዝበልኩኻ እንዲኻ ትደግመለይ ዘለኻ። ኩሎም መበገሲኦም ሓደዩ። ምድርባይ ••• ምልዓል ••• ምንባብ ••• ምስታይ። ኣብቲ ሓደ ደርብየ ትብል ኣብቲ ሓደ ኸኣ ኣልዒለ ትብል ። እቲ ግሶም ይፈላለዩ እኮየ ዝብለካ ዘለኩ።

ናተይ ናይ amateur ገምጋም እንተደኣ ደሊኻ እቲ ፍልልይ ኣብቲ transitive ••• intransitive ዝብልን ኣብቲ ዑምቀት ናይ transitiveness intransiveness ኣብኡ ድለዮ እቲ ፍልልይ። እቲ መጽሓፍ ደርብየዮ ••• እቲ መጽሓፍ ኣልዒለዮ። ደርብየዮ ክትብል ከለኻ እቲ focus ኣቶኩሮ ኣብቲ ዝድርበ ዘሎ መጽሓፍ እዩ ••• ኣልዒለዮ ክትብል ከለኻ ድማ እቲ ኣቶኩሮ ኣብቲ ዘልዕል ዘሎ ሰብ እዩ።

ሕጊ ክኽተል እየ ኢልካ ዋላ እዉን ንኻልእ ሰብ ነቲ መጽሓፍ ኣደርብየዮ ኣይትብልን ኢኻ ••• ባዕሉ ስለዝድርብዮ ••• ንኽድርብዮ ነጊረዮ ኢኻ ትብል። ኣሺነዮ ግን ክትብል ትኽእል ኢኻ ዋላ ባዕሉ ተሸኖ ••• ሽን ኢለ ኣዚዘዮ ዘይኮንእስ ኣፍሪሐ መሊኸ ኣሺነዮ ንማለት ••• ሽንቲ ብምሉኡ ባዕልና ስለ ዘይንቋጻጸሮ።

Language is organic, it respects facts on the ground more than it respects man-made rules. ስራሕ ዝሰኣነ ፈላሲ ከም Meleket ወይ ከኣ ደግነት Degnet ዝዉስኑልካ ኣይኮነን።

እቲ ዝበላዕካዮ ካልእ ሰብ ክበልዖ ኣይክእልን እዩ ••• እቲ ዝሰተኻዮ ካልእ ሰብ ክሰትዮ ኣይእክልን እዩ ••• እቲ ዝደርበኻዮ እዉን ከይተላዕላ ካልእ ስብ ክድርብዮ ኣይክእልን እዩ። እቲ ዘንበብካዮ ግን ካልእ ዋላ ሓንቲ ከይገበርካሉ ሚልዮን ሰብ ከንብቦ ይኽእል እዩ ••• ኣብ ከምዚ ዓይነት ነገራት ድለዮ እቲ ፍልልይ።

በሊዐ ኢኻ ትብል ስለዚ ነቢበ በል ••• ማያንፋዕ ብናትና ናይ ዓረብ ቋንቋ

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by justo » 30 Jul 2019, 06:53

Meleket wrote:
29 Jul 2019, 03:23
ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር justo ኃወይ፣ እቱይ ብዛዕባይ ገለገለ እናጠቀስኻ ዛምጻእካዮ ነቢበዮ። ነቱይ ብዛዕባይ እትጽሕፎ ነቢበስ ንዒቐ ዝገደፍኩካ ካይመስለካ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት[/color] ነዙይ ኪምልሰልካ ድማ ይሓይሽ ቢለ።ንኣብነት ነዙይ ጽሑፍ ሕጂ ኣነ ኣይዀንኩን ጽሒፈዮ ናይ ቀደም ጽሑፍ ምኳኑ ጠቂሸልኩም ነቢረ።
እንታይ ዓይነት ጻድቕ ዲኻ ሰብ ትንዕቕ ••• ካብ ከም ደግነት ንዓመታ "ወዲ ሰበይቲ" ኢልካ ትጻረፍ ካብ ሕጂ ጀሚርካ ነብስኻ ተመሰልካ ይሓይሽ።

ኣብ ቤተ ክርስትያን ዘሎ ግብዝነት ኣብ እንዳ ስዋ እዉን ኣይትረኽቦን ኢኻ። ኣብ እንዳ ስዋ ብዙሕ ዉርዙይ ኣሎ ብትሕትና ዝመላለስ ••• ኣብ ቤተ ክርስትያን ከኣ ዉርዙይ ክመስል ዝደሊ ዘይዉርዝይ መዓት ኣሎ።

wegri
Member
Posts: 913
Joined: 23 Feb 2013, 05:49

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by wegri » 30 Jul 2019, 06:56

[quote=Sabur

ነቲ ልቦና ዚመልኦ: ኣስተምህሮ ዝሓዘለ: ውርዝውን ርዙን ዝኾነ ጽሑፍካ ነቢብዮ : ብልቢ የመስግን ::

Sabur,
ኣየ "Sabur" ዓጋመ ተወርጺጹለይ ተባሂሉ እንድዩ፡ እንታይ ማለትካ እዩ "ውርዝውን" ዝበልካዮ? ምናልባት በቲ ጋዕ-ጋዕ ናይ ዓጋመ ቋንቋኹም ትጥቀሙሉ ትኾኑ፡ ብናይ ኤርትራ ትግርኛ ግን "ውርዙይን" እዩ ዝብሃል፡ ንልቢ ክኾነካ!ያ ጋዕ-ጋዕ ቱካይ ዓጋመ፡፡ :mrgreen:

Cartmann,
ኣብ መጨርስትኡስ እባ መንነትካ ኣቃሊዕካዮ፡ እንቋዕ ሓጎሰካ! ዋላኳ ዓጋመ ዘሕፍር መንነት እንተኾነ፡ ተቢዕካ ንመንነትካ ምግላጽካ ከኹርዓካ ጥራይ እዩ ዘለዎ፡፡

Sabur = Cartmann :?:

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Meleket ሌባ ጻድቅ ትግራዋይ

Post by Meleket » 30 Jul 2019, 09:30

ክብረት ይሃብካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኃወይ Cartmann ንሓቂ ብርእሳ ሒዥካያ መጪኻ። እቱይ ብስለትካ እሞ ድማ ነቶም ሕግታት እንዳባ ሃገርና ተር ከምዓተር ጌርካ ከምዡይ ገቢርካ ምሰምጻካየን’ዶ ዝያዳ ተራእዩን ተጋሂዱን።
Cartmann wrote:
29 Jul 2019, 15:15
ክቡር ሓው መለኸት፡ .... ... ... እቲ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ኣጸሓሕፋኻ ንብዙሓት ግር ኢልዎም ዘሎ ይመስል። ሕግታት እንዳባ ከምበዓል፡ ስርዓት ኣድግና ተገለባ፣ ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ፣ ስርዓት ሎጎጭዋ፣ ሕጊ ሎጎን ጭዋን፣ ማይላሓም፣ ሕጊ ሰሓርቲን፡ላምዛን: ወቐርትን: ዳምባን፣ ስርዓት ናይ ሀብስሉስ: ናይ ገብረክርስቶስ: ናይ ደቀተሽም፣ ስርዓት ካርንሽም፣ ዋዕላ ሾብዓተ ዓንሰባ ዘማት ታሕታይ፣ ክልኤ መንሳዕ፣ ሕጊ እንጋንኣ፣ ስርዓት ዐጽሚ ሐርማዝ ወዘተ እንተዘንብቡ፣ እቲ ኣብ ኣጸሓሕፋኻ ዘሎ ጣቋ ምተረድኦም ነይሩ። እዚ እንተዘይተኻእለ ጋዜጣታት ኤርትራ ናይ ሓምሳታት ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ተሰኒዶም ስለዘለዉ ላዛኦም ከስተማቕርዎ ነይሮም። ኣነ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ኣብ ቤት መጻሕፍቲ ምርምር ኣንቢበዮም ነይረ። ዝተፈላለዪ ከተንብቦ ዝምስጥ ላህጃታት ዘለዎም እዮም። እቲ ዘመናዊ ላህጃ ትግርኛ ዘይዛረብን ዘይጽሕፍን ሰብ ምስዝርከብ፣ ኣብ ክንዲ ናብ ምርምርን ናብ ፍልጠትን ምጉያይ፣ ናብ ጠቀነ፣ ከምኡ እውን ስም ብምልጣፍ ነቲ ሰብ ካብ ቀመር ፍልጠት ከምዝእለ ምግባር ኣይግድን። ብዝኾነ ብዛዕባ እቲ ሰብ ዝዛረበሉ ዘሎ ሓሳባት ኣብ ክንዲ ምሙጓት፣ ብዛዕባ እቲ ሰብ ምዝራብ ናብ ፍልጠትን ሓድህዳዊ ምርድዳእን ኣየብጽሕን። .. .. ..
እንቛዕ’ባ ከምዙይ ናትካ ኣተሓሳስባ ዛለዎም ደቂ ሃገርና ሃለዉ። ንኵላ ሃሳባትካስ ብመርትዖ ተሰንያ፡ ቅሰኒ ኤርትራ ማለት ደኣ ሕጂ እንደኣሉ። ንስለ ሓቂ ብጭብጢ ዚሙግቱ፣ ከምትማል “ሓቂ ከምትዕወት” ዚምስክሩ፣ ንመንነቶምን መበቖሎምን ዛይርስዑ፣ ጸርፊ ወዲ ጸርፊ ዚፍንፍኑ፣ ዉርሻ ኣቦታቶምን ረቒቕ ክብሮምን ጸኒዖም ዚዕቕቡ ኣለዉኺ ሃገርና እሞ ቅሰኒ ደኣ!!!

ብዛዕባ ናተይ ትግርይና ወይ ትግርኛይ በበይኑ ኣተሃሳስባን ኣረኣእያን እንኮላይ ባጫ’ኳ እንተነበብኩ(እንተ ኣንበብኩ)፣ እዙይ ነታ ዝፈልጣን ነታ ዝመሰለትኒን ካብምሕንጻጽ ከባዅረኒ ዚኽእል ኣይዀነን። ኣብዙይ ምዕቡል ዘመን እሞ ድማ ኣብዙይ ምዕቡል ቕርዓት “ጸርፊ” ዚጻረፍ ሰብ፡ ደረጃ ኣተሓሳስባኡ ክንዲ ምንታይ ምዃኑ ባዕሉ ብድልየቱ ኣብዙይ ኣብ መረጃ ይእውጅ ኢዩ ዛሎ። ብርግጸይናነት ንምዝራብ ግን እቶም ኣብዙይ ዚጻረፉ ዛለዉ ሰባትን ባእታታትን፡ እቶም ክቡራት ወለዶምን መማህራኖምን ከምኡ ጌሮም ኣይምሃርዎምን፤ እቱይ ናይ ባዕሎም ውልቃዊ ስንፍናን ሰንዀፍ ኣታሓሳስባን ጥራሕ ኢዩ ናብዙይ ድቕድቕ ቄናናዊ ኣካይዳ ዛእተዎም። ካብዙይ ዓዘቕቲ ኣምላኽ ኣቦታቶምን ኣቦታትናን መዋጽኦ ይሃቦም!

ክቡር ኃዉና Cartmannን ንክቡር ኃዉና Deqi-Arawit ዝሃብካዮ ሃበሬታ ርኤዮን ነቢበዮን ኣሎኹ። ከምቱይ ኣምሓሩ ኣኅዋትና “ስድብ ጨርቅ ኣይቀድም” ዚብልዎ፣ ነቱይ ጸርፉን ጸለምኡን ንጎድኒ ገዲፍና ሳላ ኣብዙይ ምጽሓፍና እነሆለ’ኳ ኣብቶም ዚበለጹ ቤት ምህሮታት ዓለም ዛይንረኽቦ፡ ልቦናን ብስለት ኣዘራርባን፡ ርቀት ሃሳብካ ብጭብጢ ኣሰኒካ ምምጓትን ዝተላበስኻ፡ ካብ ወርቂን ኣልማዝን ዝኸበረን ዝተዓጻጸፈን፡ ዋጋኡ ኪትመን ዛይክእል “ክብሪታት ቋንቋና” ዚዓቐብኻ ማእምር ዝዀንኻ ንኣኻ ንኃዉና Cartmann ረኺብናካ’ኳ። ንሕማቕናን ንጸለመናን ዚተከፍተ በሪ ወይ ልዳትስ ያኢ በሉ፡ ብዝዀነ ይኹን ዋጋ ዛይትመን መትከሉ ካብ ኣልማዝ ዝተረረ፡ ፍልጠቱን ተሞክሮኡን ልቦናኡን ኣንጀርቢቡ ዚረአ ምዕሩግን ግሩምን “ጎይታ ጭብጢ” ኃዉ ሒዙልና ደበኸ በለ ደኣ። ከምዡይ ምስኾነ እንደኣሉ “ናባና ዝበልዎ ናብኣቶም ተጠውዩ . . . ” እናበሉ ኣባጽሕ ሃገረይ ዝደረፉን ዝሳዕስዑን ዘኹደዱን ደኣ!
justo wrote:
29 Jul 2019, 16:23
Degu, Meleket is pretending to be you
እቱይ ክብሩ መጠን ክንደየናይ ምኳኑ ዛጊት ኣጸቢቑ ዛይተረድኦ ክቡር ኃዉና justo ከምዙይ እንርእዮ ዛሎና ከምዙይእባ ከምቱይእባ እናበለ ኣብ ክንዲ ብሃሳባት ዚዛረብ፡ ነቱይ ልዝብ ናብ ካልእ ኪጠውዮ ይደሊ’ሎ። ከም ገሊኦም ኣኅዋትና ኣብዙይ ክንጻረፍ እንዲዩ ኪተዃትኾና ዚጽዕር ዛሎ፡ እቱይ ዛይተረዳኦ ግና ከምቱይ ኣኅዋትና ደቂ ጦቢያ ዚብልዎ “ዱባና ቅል አበቃቀሉ ለየቅል” ምዃኑ ዘንጊዑ’ሎ። :mrgreen: በቱይ ካልእ ሸነኽ ንዓኻ ንክቡር ኃዉና “Sorry Cartmann” ብምባሉ ብርግጽ ተሓጕሸሉ ኣሎኹ።

እቱይ ገለገለ ንጽሕፎ ትግር(ኛ)ይና ቃላት ኰነ ሃሳባት ጌጋ ኪህልወና ናይ ግድን ኢዩ። እቱይ ንሕና ንጽሕፎ ዛሎና ትግር(ኛ)ይና ጥራሕ ኢዩ እቱይ ቅኑዕ ትግር(ኛ)ይና ቢልና ኣይንፈልጥን ኢና። እንታይ ደኣ ሃሳባትናስ ከምቱይ ዚመሰለና ገቢርና ንገልጽ ኣሎና። ኃዉና justo ግና ብመደብ ከነድረናን ከቋይቖናን ይፍትን ኣሎ፣ ንሕና ድማ ዕጭ ቢልናዮኣቐዲምና ዝጠቀስናየን ናይ ትግርይና መምህራንና ንትግርይናን ንኤርትራዊ ጭዉነትን ከምዡይ ገቢረን ኢየን ምሂረናና! ኣቐዲምና ኣጻዕዲና ከምዙይ ቢልናዮም ነቢርና፦ :mrgreen:
Meleket wrote:
26 Jul 2019, 04:07
እቱይ ኪኸዉን ዛለዎ ድኣ ካባኻትኹም ካብ ኣኅዋተይ ቀስ ብቀስ በካይዳ ጎብየ ኪመሃረን እንደኣለይ! ነዙይ’ዉን ካብ ኃፍትና ሶፍያ ኢየ ተማሂረዮ እምበር ምጽሓፍኳ ዛይክእሎ!!! :mrgreen:

ነቱይ ንኃዉና justo ብጭብጢ ኣሰኒካ እቱይ ቋንቋና ቋንቋ ትግርኛ መሰረቱ ግእዝ ክንዲ ዝዀነ ምስ ቃላት ግእዝ እናሰነኻ ግሥ ወዘተ እናበልካ ዚገለጽካሉን ዝተንተንካዮን ዘብራህካዮን ብምሉኡ፣ ኣነዉን ብዙሕ ተማሂረሉ ኢየ እሞ፣ ኣመና ከመስግነካ ባህ ይብለኒ

ብዘይካ ሓዳስ ኤርትራ ካልእ ጭብጢ እንተደለየ ንኣብነት “ጥንታዊ ግእዝ - ብዘመናዊ ኣቀራርባ ብመሪጌታ ሄኖክ ገብረሚካኤል ፳፻ወ፬ ዓ.ም.” ዚብል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 199 ኣብ ትሕቲ “ናይ “በ” ነጸላ ግሥ” ዚብል መደብ ኣብ ፍቕዲ 60. ነበ፡ነበበ ንዚብል ቃል ተዛረበ፡ኣንበበ ቢሉ ይገልጾን ይትርጉሞን። እዙይ ብዘየገድስ ኣነ ኰንኩ ኃወይ justo ክንገልጾ ንዝደለና በቱይ ዝመሰለናን ዛኣመናሉን ገቢርና ክንገልጽ ንኽእል ኢና። ኣነ ናብ ግእዝ ናብቱይ መሠረት ቋንቋ ትግርይና ጽግዕ ቢለ “ነበበ” ቢለ ሃሳበይ ኪገልጽ ካለኹ፣ ንሱ ድማ ቍሩብ ፍንትት ቢሉ “ኣንበበ” ቢሉ’ሎ፤ መሺልዎ ዳኣ እምበር ዛይ ኩሉ ሓደ እንደኣሉ። ብዛይካ ሓዳስ ኤርትራ ተወሳኺ ካልእ ጭብጢ እንተደልዩ ግና ጋዜጣ “ወይን” ወይ ድማ “ድምጺ ወያነ” ይወከስ እምበር እንታይ ደኣ ክንብሎ ቢልና! :lol:

ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ንጸላኢ ጥምረትና ሓመድ ነንገርግራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:

Post Reply