Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 21 Jul 2019, 15:36

Yohanna Paulos (@YohannaPaulos) Tweeted:

Yemane Ghebreab, head of political affairs PFDJ & advisor to President Isaias Afewerki conducted a seminar at the Eritrean festival, in the UK.

A few quotes, from his statement:
The economic priorities, are to provide adequate & competitive services to our citizens and build infrastructure to support our development projects.
Following the peace process with Ethiopia, we have also forged relationships based on mutual interests w/nations in the Horn & Red Sea region and this must extend worldwide, with national interest as our cornerstone.
The TPLF, despite being on its deathbed, is still working diligently to create chaos in Ethiopia & is now masquerading as if it wishes to establish peace w/Eritrea.
To preserve our identity, Eritreans in Diaspora must assiduously strengthen our youth, women and community organisations.
In addition to encouraging/assisting farmers to utilise modern farming techniques to produce better yields, Eritreans must also invest either individually or in groups and find innovative ways to stimulate growth.
Eritrea’s development strategy is the development of human capacity, education and skills.
Eritrean professionals in Diaspora are required to contribute towards the nation building process, to improve human and infrastructural capacity of the country.
Rumours of the closing down of Catholic Church run clinics, was discussed during the Q&A session.

Mr. Yemane:
No clinic has been shut down, but a transfer of administration has been made from the church to the Ministry of Health; in accordance to our proclamations.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 21 Jul 2019, 15:48

Eritrean Festival- Switzerland:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 21 Jul 2019, 15:52

Meleket
Member
Posts: 3661
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Meleket » 22 Jul 2019, 04:11

Zmeselo wrote:
21 Jul 2019, 15:36

Rumours of the closing down of Catholic Church run clinics, was discussed during the Q&A session.

Mr. Yemane:
No clinic has been shut down, but a transfer of administration has been made from the church to the Ministry of Health; in accordance to our proclamations.
ካብ በሃሊኡ ደጋሚኡ”! ይብላ ነበራ ኣደይ ኢታይ ምቝር! እዙይ ምስግጋር ዚበሃል ንብረት ናይ መን ንብረት ኢዩ ዚሰጋገር፧ ብዘይ ፈቓድን ድላይን ሕጋዊ ንብረት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ናብ መንግስቲዉን ይኹን ኪሰጋገር ግቡእ ኣካይዳ ዲዩ፧ ቢሉ ዝሓተተ ተባዕ ኤርትራዊ ተሳኢኑ ማለት ዲዩ፧ ንምዃኑ’ከ ምስቶም መራሕቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያና ተላዚብኹም ዲኹም እቱይ ምስግጋር ምምህዳር ጌርኹሞ ቢሉ ዝሓተተ ተባዕ ኤርትራዊ ካቶሊካዊ አይነበረን ማለት ዲዩ፧

መንግሥቲ ካብ ሓደ ሚኒስትሪ ናብ ካልእ ሚኒስትሪ ናይ ምምህዳር ኮነ ናይ ካልእ ምስግጋር ኪገብር ንቡር ኢዩ። እንተ ንብረት ቤተክርስትያን እሞ ድማ ብዘይ ፈቓድን ምርድዳእን ምስ መራሕቲ ሃይማኖት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዚግበር ጎነጻዊ ኣካይዳ ግን ካልእ ስም ዘይብሉ ዓመጽ ኢዩ።

እቱይ መምርሒ ወይ ኣዋጅ’ከ ንድሌትን ጠለብን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣብ ግምት ከምዘእቱ’ዶ ተጌሩ ተሓንጺጹ ወላስ ብድብዱቡ ሱታፌ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ሃገርና ዘይነበሮ አዋጅ ኢዩ፧ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣብ መላእ ዓለም ኣካይዳኣ ከምኡ አይዀነን ዲዩ፧ ስለምንታይ ደኣ ሃዋርያዊ አገልግሎታ በቱይ ዝመሰላ ንህዝባ ከተገልግል ዘይፍቐደላ፧ ወላስ ንሕና ፍሉያት ስለዝዀና ኢዩ፧

ንብረት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብዘይ ፈቃድ መራሕቲ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ምውሳድ ግን ዓርኸይ Zmeselo ከመይ ትርእዮ ማለት ኢዩ፧ ወያነዉን ንብረት ኤርትራዉያን ብኃይሊ ስለዝወሰዱ እንደኣልና ንኹንኖም ዛሎና፣ ንደርጊ’ዉን ከምኡ! ንሃይለሥላሴ’ዉን ከምኡ! ቦለቲከኛታትና “ድርብ ዕያር” ኪብሉ ሰሚዕኻ’ዶ ትኸውን! ነዙይ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝተፈጸመ ጎነጻዊ ኣካይዳ “ዓገብ” እንተደኣ ዘይልና፣ ንወያነ ኮነ ንደርጊ ወላ ንሃይለስላሴ “ዓገብ”እንተኢልና መዓቐኒና “ድርብ ዕያር” ዀይኑሎ ማለት’ዶ ኣይዀነን፧ እዙይ ማለት ድማ ሰብ ኅልና ኣይዀናን ማለት ኢዩ።

ክንዲዝዀነ ኣማኻሪ መግሥቲና " The Honorable, Yemane "Monkey" " ብትብዓት ምስቶም ካቶሊካዉያን ጳጳሳት ኤርትራ ኪላዘብ ንጽውዕ፣ ነዚኣ ምግባር እንተስኢኑ ግና ካብ ሓቂ ይሃድም ኣሎ ማለት ኢዩ ቢልና፣ ነቱይ ጉዳይ ንፈጣሪን ንታሪኽን ንገድፎ። ፈጣሪ ድማ ስርሑ ንፈልጦ ኢና!

በል እስከ ብዛዕባ እቱይ ንወያነ ጉዳን ፈርሳን ዘውጸኣ ንወራራት ወያነዉን ኣብ ግምባር ተሰሊፉ ብምምራሕ ኣብ ምፍሻልን ምብርዓንን ዓቢ ግደ ዘበርከተ ፍትዉ ጀነራልና’ከ እንታይ ሓቂ ተዛረበ ወላስ አይተሓተተን፧

ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 04:29

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 04:42

Hello, my friend.

It takes a very long time for me to use Geez fonts, so I'll respond in English if you don't mind.

"ካብ በሃሊኡ ደጋሚኡ", you said. If we don't repeat the words of the presidential advisor, whose words are we supposed to repeat? :mrgreen:

Eventhough I leave the whole response to Honorable Yemane as you requested concerning the closure of the clinics, I have issues of you equating this action to what the weyane did to Ethiopians of Eritrean origin. No comparison, whatsoever! You're way off, on this one.

1. The Eri. govt, has acted against an institution. We can discuss the validity of the act but can't compare it to woyane, who acted directly against the individual's person & properties.

2. No Catholic who works at that institution has been deported from Eritrea, through mine- infested areas.

3. No Eritrean catholic woman or child, has been harassed or deported etc.

Awet N'hafash!

And btw, has the Catholic church ever showed sympathy to our 30 years struggle & ever said ዓገብ to Haileselassie, the Derg or even the weyane?
Meleket wrote:
22 Jul 2019, 04:11

Post by Meleket » 22 Jul 2019, 05:20

ዓርከይ Zmeselo ኣብኡ እንደኣሉ ፍልልይና! ንሕና ንዛረብ ዛሎና ብዛዕባ እቱይ ብኃይሊ ንሕጋዊ ዋንነት ዛለዎ ንብረት ቤተክርስትያን ምምዛዕ ኢና ምስቱይ ወያነ ዝገበርዎ ምምንዛዕ ህጋዊ ንብረት ኤርትራዉያን ነነጻጽሮ ዛሎና። እቱይ ብዛዕባ ፈንጂ ወዲ ፈንጂን ምስጓግን ዝተዛረብኻዮ ጓል መገዲ ምድላይ ኢዩ። እንተደለኻ ግን እቱይ ምስጓግ ተጌሩ ኢዩ፣ ካቶሊካዉያን ደናግል ካብቱይ ሕጋዊ ቤቶም ከምዝወጻ ተጌሩ ኣሎ። እዙይ ድማ ዓመጽ ኢዩ። አይተገብረን ዲዩ፧ ዛግርን ሃመልማሎን ወዘተን ደውል!

ኣማካሪ መንግሥትና ኮነ መንግስትና ምስቶም ናይ ሃይማኖት ኣቦታትና ኪላዘቡ ኢዩ እቱይ ጭውነት ዝመልኦ ኣገባብ። ጠፊኡኻ’ዶ፧ ኣማካሪ መንግሥትና እንተዀነዉን እሞ ኩሉ ዝበሎ ጥራሕ ዲና ሱቅ ኢልና ክንጎስሞን ክንደግሞን መሲሉኻ፧ :mrgreen: ንሕና ፍጥረትና ዀይኑ ቅኑዕ ምላሽ ክንረኽብ ብጭውነት ንሓትት! ቅኑዕ መልሲ እንተደኣ ዛይረኺብና ግና “ሱሳ ኣላታ” ቢልና ንፈጣሪን ንታሪኽን ንህቦ ነቱይ ጉዳይ ቢና ዝበልና።

ድሕሪ “ዓወት ንሓፋሽ” ዝጸሓፍኻያ ግን ብውነኻ ዲዩ፧

ከምዚ ቢልካ ክትሓትት ካብ ዘይምፍላት እንዲዩ፣ ታሪክ አቡነ ኣብርሃ ፍራንሷን ታሪክ ኣባ ኣጎስጢኖስ ተድላን ብውሕዱ ካብ ኢንተርኔት ፈቲሽካ ከተንብብ ፈትን። ካቶሊካዊት ቤተርስትያን ኤርትራ፡ ተጋደልቲ ደቃ እንታይ ከምዝገበሩን ይገብሩ ከምዘለዉን ፈላጢኡ ኢዩ ዚፈልጦ ዓርኸይ! :mrgreen:

ንካቶሊክ ቤተክርስትያን ብዛዕባ ምድንጋጽ ንሰዉራ ኤርትራ ትሓትት ዛሎኻ ንካልኦት እምነታት ንተወሃዶ ቤተክርስትያን ንሉተራን ቤተክርስትያን ከምኡዉን ንሙስሊም ኣሕዋትና’ከ ከምኡ ዓይነት ሕቶ ኣቕሪብኻ’ዶ ትኸውን ዓርከይ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 04:42

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 05:24

Natnael Berhane, prologes his contract with Cofidis for 2 more years:

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Degnet » 22 Jul 2019, 05:27

Meleket wrote:
22 Jul 2019, 05:20

In the 1960s,there were almost no Catholics in Mekelle but they were allowed to build a Cathedral after a little opposition from the Orthodox priests.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 05:34

N'bret Bietekrstian, ewe.

N'bret glawyan ertrawyan gn, aykonen.

Gual mengedi mdlay, aykonen. N EPLF ms TPLF zemesaselkayom n'sKHa ember, ane aykonkun.

Kab 'hgawi bieten teseguigen' ilka. Nabey? Nab xrgya?

Eti nay hto mqrab n'seb sltan messelka, ab botu'U allo.

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 05:46

ቫቲካን: ሰብ ጠፊኡዎም:: አዳልዩና ይብሉ'ለዉ!!!

Meleket
Member
Posts: 3661
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Meleket » 22 Jul 2019, 11:08

ዓርከይ Zmeselo መንግሥቲ ክምልሰሉ ንዘይደፈረ ሕቶ ክትምልስ ትፍትን ኣሎኻ፧ 'ኣደ ወሊዳ ትምኸን ከምዙይ ከማኻ ጅግናስ ኣብ ኤርትራ ኣይተራእየን፣ ብሕጂ’ዉን ዚፍጠር ኣይመስልን!!! ወዳጄ ጅግና!' እንተዀነ ከምቲ ኣምሓሩ “ቆማጣን ቆማጣ ካላሉት ገብቶ ይፈተፍታል!” ከምዚበሃል ኣብቱይ ዛየእትዎም ጉዳይ ንዝኣትዉ ኣካላት ንምምሃር መልሲ ኣንውሕ ኣቢልና ጽሒፍናልካ ኣሎና፣ ንኣንፍና ድማ ንኩሎም ኤርትራዉያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ሰብ ቅኑዕ ልቦና ነቱይ ጭብጢ ሞጎተና ብጭዉነት ንቕርበሎም ኣሎና። ሓዝ በል ዓርኸይ!
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 05:34
N'bret Bietekrstian, ewe.

N'bret glawyan ertrawyan gn, aykonen.
ነዙይ ከይፈለጥኻ ኢኻ፣ ኣብዙይ ተሰኽቲትካ ወረ ክተቐባብል ትውዕል ማለት ኢዩ፧ ትገርም ፍጥረት! ቤተክርስትያን ማለት እኮ ኣነን ንስኻን ዝከምዚ ከማይን ከማኻን ኤርትራዉያን ካቶሊካዉያን ተደሚርና ማለት ኢዩ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዚበሃል። እዙይ ብዓመጽ ተወሲዱ ንብሎ ዛሎና ንብረት ድማ፣ ንብረት ካቶሊካዊ ቤተክርስትያን ምዃኑ ዝምልከተን መንግሥታዊ ትካላት ሃገርና ሕጋዊ ዋንነት ኣረጋጊጸን ኩሉ መርትዖታትን ወረቀት ምስክርን ነታ ቤተክርስትያን ሂቦማ ኢዮም። እዙይ ንብረት ኢዩ ብዓመጽ ተወሲዱ ንብል ዛሎና። ከምዚ ዓይነት ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ስድራቤትካን ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ልዕሊ ቤት እምነትኻን እንተዝወርድ ጥራሕ ኢኻ ክርደኣኻ ዚኽእል እምበር ኣካይዳካ ከምንርእዮ ዛሎና ንመዋእል ዚርደኣኻ ኣይትመስልን ኢኻ እቱ ምንታይ ኩነትካ ኩሉ “ትንፈር ደኣ እምበር ጤል ኢያ” ኢኻ ትብል ዛሎኻ፣ ነበብቲ ኩሎም ድማ ይዕዘቡኻ ኢዮም ዛሎዉ! እዙይ ኣበሃህላኻ "ቤተ ክርስትያን ንብረት ናይ ምጥራይን ምውናንን መሰል የብላን" ክትብል ዝደለኻ ትመስል፣ ወዳጄ ተሓላቂ መንግስትና! ምዃን ሓቕኻ ኢኻ “ሕገ መንግሥቲ” እንተዝሕሉ’ዶ ከምዚ ምበልኻ፧
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 05:34
Gual mengedi mdlay, aykonen. N EPLF ms TPLF zemesaselkayom n'sKHa ember, ane aykonkun.

Kab 'hgawi bieten teseguigen' ilka. Nabey? Nab xrgya?
ጓል መገዲ እምበር ዓርከይ! ንህና ዘመሳሰልናዮ ነቱይ ዓመጻዊ ኣገባብ ምምንዛዕ ዛይንብረትካ ኢዩ፣ ንስኻ ድማ ናብ ፈንጂ ወዲ ፈንጂን ዲፖርቴሽንን ክትከይድ ፈቲንኻ! ካብዚ ዝበለ ጓል መገዲ ደኣ እንታይ ኣሎ፧ ፣ ሐቂ ኢዩ ወየንቲ አብ ልዕሊ ንብረት ዜጋታትና ብዓመጽን ብኃይሊን መንዚዖምን ወሪሶምን፣ ሕጂ ድማ ኣብ ሃገርና ኣብ ኤርትራ “ካብ መንግሥቲ ተላኢኽና” ዚብሉ አካላት ብተመሳሳሊ መገዲ ንብረት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብኃይሊን ብዓመጽን ብስም “ምስግጋር ምምህዳር” ቢሎም መንዚዖም ኣሕዲጎም። እዙይ ድማ ማንም ቕኑዕ ኅልና ዛለዎ ኤርትራዊ ይኹን ጃፓናዊ ኪፈርዶ ዝኽእል ከምታ ድምቕቲ ዘይትዓርብ ጸሐይ ኤርትራና በጣዕጣዕ ዚበለ ሓቂ ኢዩ። ነቶም ኅልናኦም ዝሸጡን ንከብዶም ጥራይ ዚነብሩ ኣካላትን ነቶም ከምታ ሰገን ርእሶም ኣብ ሑጻ ዝደበዩ ኣካላትን ግና እዙይ ሓቂ ኣይረኣዮምን ኢዩ። ኣይትሓፍርን ዲፖርት ዝተገብረ ካቶሊካዊ የሎን ትብል፧ ኤርትራዉያን ስውኣትን ህልዋትን ይዕዘቡኒ እዮም ኣይትብልን ዲኻ’ታ! መን ክሓፍረልኻ ኢዩ’ከ! መሕፈር!!!

ዓርከይ እዘን እናቴታትን ናይ ሃይማኖት ኣቦታትን ከምዚ ከማካን ከማይን ኤርትራዉያን ኢዮም። ወይልኡ ገባቲን ኣማጺን ዘይንብረቱን ዚምነን ዚግብትን እምበር እዚኦም ኣቦታትን ኣዴታትን እምነትና ደኣ ቤትናዉን ቤቶምን ቤተንን እንደኣሉ። ዓርኸይ ግን ኦሪት ዘጽኣት ምዕራፍ 20 ነቢብካዮ ኣይትፈልጥን ግዲ ኣባኡ ንሙሴ ሊቀ ነቢያት ዝተወሃበ 10 ትእዛዛት እግዚኣብሔር ኣብ ፍቕዲ 17 ከምዙይ ይብል

ቤት ብጻይካ ኣይትተምነ። ሰበይቲ ብጻይካ ግዙኡ፡ ግዝኣቱ፡ ብዕራዩ፣ ኣድጉ፣ገንዘብ ብጻይካ ዘበለ ዅሉ ኣይትተምነ”

እንተሒሹኻ’ስ በል ኩላ ክርስትያን ኢየ ትብል ካቶሊካ ተውሃዶኣ ኬንሻኣ ከማኡዉን ሙስሊም ኣሕዋትና ኩሎም ብጥሙራቶም ነዙይ ይኣምኑ ኢዮም፣ ንስኻን’ከ እንድኢ፧ ኣይፈለጥናን፣ ነዙይ ሕጊ ንዘፍርሱ እንዲኻ ትጣበቕ ዛሎኻ። ወየንቲ ብምሉኡ ነዙይ ሕጊ አፍሪሶም ኣለዉ፣ “እቶም ካብ መንግስቲ ተላኢኽና” ዚብሉ ንብረት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዚመንዝዑ ኣካላት ድማ ነታ ቀዳመይቲ ምሉእ ብምሉእ ኣፍሪሶማ ኣለዉ ቢና ዝበልና። ግሑድ ሓቂ ስለዝዀነ ደኣ እምበር “ኣይትፍረዱ” ዚብል ሕጊዉን ከምዛሎ ዘንጊዕና ከይመስለኻ!

Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 05:34
Eti nay hto mqrab n'seb sltan messelka, ab botu'U allo.
ብዛዕባ መሰል ጥርዓን ደኣ ንስኻ እቱይ ንእምነትና ክተቆናጽብን ንሰውራ እንታይ ኣበርኪታ ቢልኻ ንካቶሊካዊት ቤተክርስትያንና ፈሊኻ ሕቶ ተቕርብ ‘ጅግና’ ደኣ መኣስ ትነግረና ዀይንኻ ዓርኸይ። ንሕና በቱይ ቕኑዕ መገዲ እቱይ ጥርዓን ንዝምልከቶ ኣቕሪብናስ፣ ዝምልከቶ ድማ ካብ ልዝብ ሃኺሉ ጸማም እዝኒ ሂቡና ይርከብ። እንተኾነ ግዳ ሕጂ’ዉን ብጭውነት መሰልና ንሓትት ኣሎና። ብዛዕባ EPLF ድማ ንስኻስ ልዕሌና እንታይ ትፈልጦ ሃልዩኻ ኢዩ ከምዚዶ ከምዚዶ ክትብል ትፍትን ዛሎኻ፣ ወይለይ “ዘይሓፍር ድሙ . . .” ወይ ድማ ከምቲ ኣምሓሩ ዝብልዎ “ጋኖች አለቁና ምንቸቶች ጋን ሆኑ” ዀይኑ’ሎ እዙይ ኣካይዳኻ ዓርኸይ። ስጋ ሕዝባዊ ኃይልታት ቢለ!!!
Meleket wrote:
22 Jul 2019, 05:20

ድሕሪ “ዓወት ንሓፋሽ” ዝጸሓፍኻያ ግን ብውነኻ ዲዩ፧

ከምዚ ቢልካ ክትሓትት ካብ ዘይምፍላጥ እንዲዩ፣ ታሪክ አቡነ ኣብርሃ ፍራንሷን ታሪክ ኣባ ኣጎስጢኖስ ተድላን ብውሕዱ ካብ ኢንተርኔት ፈቲሽካ ከተንብብ ፈትን። ካቶሊካዊት ቤተርስትያን ኤርትራ፡ ተጋደልቲ ደቃ እንታይ ከምዝገበሩን ይገብሩ ከምዘለዉን ፈላጢኡ ኢዩ ዚፈልጦ ዓርኸይ! :mrgreen:

ንካቶሊክ ቤተክርስትያን ብዛዕባ ምድንጋጽ ንሰዉራ ኤርትራ ትሓትት ዛሎኻ ንካልኦት እምነታት ንተወሃዶ ቤተክርስትያን ንሉተራን ቤተክርስትያን ከምኡዉን ንሙስሊም ኣሕዋትና’ከ ከምኡ ዓይነት ሕቶ ኣቕሪብኻ’ዶ ትኸውን ዓርከይ።

ነዙይ ጽሑፍ ንጽሕፎ ዛሎና ከም Zmeselo ዓይነት ከማኡዉን ከም Abe Abraham ዓይነት ንምምቕቓል ጥሙር ሕዝቢ ዛየድሊ ተሓላቕነት ኣርኢና ብዚብል ምስምስ ኣብ ዛይምልከቶም ጦብሎቕሎቕ ዚብሉ ምላሽ ንምሃብን ነቶም “ብድርብ ዕያር” ንነገራት ዛይመዝኑ ንጹሓን ሰብ ኅልና ኤርትራዉያንን ነቱይ ኩነት ቤተክርስትያንና ንምብራህ ኢዩ። ንሕና እንተዀና ንብረት ቤተክርስትያንና ስለዝምልከተና እንተጠራዕና የጸብቕልና እዩ፣ መሰልና ድማ እዩ! ፍረ ደም ቀያህቲን ጸለምቲን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ዝከፈልናሉ ፍረ ናጽነትና!!!

ወትሩ እተምባሑቕ ትምነ ዘይናታ
ዓመጻ ይነገር ይገለጽ ብዓዉታ፣
መኣስ ዋዛ ዀይኑ እቱይ ናይ ርእሲ ቅልስ ናይ ርእሲ ጸወታ።

ሐቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ!!!

kerenite
Member
Posts: 4658
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by kerenite » 22 Jul 2019, 12:26

Ha...ha..ha :lol: :lol: :lol:

Anta zmesolo gud imber rekhibka!!!

Zikhone koynu, kan tesaErka..plausible melsi siinka ewe tesaErka. Admit and join the genuine eritreans who are fighting to free their pathetic oppressed people from the monster who is on power. Nay Weyanne this weyanne that chapter abQiu iyu. Moosh game over ilkumuna? :roll: we also saw issu and debretsion walking intimately holding each other's hand.

P.S. as to the catholic church clinics, they were serving every eri irrespective of faith, ethnicity and what have you.

Perhaps this would be a surprise to the types of abe abraham. Well! the most beneficiaries of the catholic clinics were eri-muslims and this is for the record.

Let me add a PS 2,

Ayte zemeselo, there is someone here in house who is challenging you and refuting word by word your assertions in an intelligent way. I know this phenomenen is new to you b/c you are only familiar with the folllwing appeasing blabber from your ilks and that's why I said gud rekhibka.

Below are some.....

Well said bro zemeslo....

Another one: yes my brother from another mother, I couldn't have put any better.

Etc...etc...

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 13:59

Ab wud'dr kem zeleKHu ayfelTn niere ember, komU teKHoynus Heray. :lol:
kerenite wrote:
22 Jul 2019, 12:26
Ha...ha..ha :lol: :lol: :lol:

Anta zmesolo gud imber rekhibka!!!

Zikhone koynu, kan tesaErka..plausible melsi siinka ewe tesaErka. Admit and join the genuine eritreans who are fighting to free their pathetic oppressed people from the monster who is on power. Nay Weyanne this weyanne that chapter abQiu iyu. Moosh game over ilkumuna? :roll: we also saw issu and debretsion walking intimately holding each other's hand.

P.S. as to the catholic church clinics, they were serving every eri irrespective of faith, ethnicity and what have you.

Perhaps this would be a surprise to the types of abe abraham. Well! the most beneficiaries of the catholic clinics were eri-muslims and this is for the record.

Let me add a PS 2,

Ayte zemeselo, there is someone here in house who is challenging you and refuting word by word your assertions in an intelligent way. I know this phenomenen is new to you b/c you are only familiar with the folllwing appeasing blabber from your ilks and that's why I said gud rekhibka.

Below are some.....

Well said bro zemeslo....

Another one: yes my brother from another mother, I couldn't have put any better.

Etc...etc...

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 22 Jul 2019, 15:20

ስማዕሞ ሰብአይ:

ነዛ ሕንጻጽ (thread) ዝኸፈታ: አነ::

ካብቲ ዘዕረፍክዎ: እታ ንዓኻ እተገድሰካ ካብ ኩለን ናይ ክቡር የማነ ቃላት ብልቁጥ አቢልካ ሕቶ ደርቢኻለይ:: መልሰይ ስለዘይማእመአካ: ቁጠዐ ዝተሐወሶ መልሲ ሂብካ:: ስለዚ ኢየ: ናብ ሰበስልጣን ሕቶኻ ከተቕርብ መሰል አለካ ዝበልኩ:: አነ ንግለይ: በዓል ስልጣን አይኮንኩ- አባል ህግደፍ አይኮንኩ- አብ አኼባታቶም አይርከብ- ወዘተ.

ዘማልአን ነገራት እንተለዋ: ናይ 2% ክፍሊት: ከም ሰበይ እቲ ቐደም ድማ: ነዋጽእ ክበሃል ከሎ ይኹን: ናይ መናበዩ ስድራ ስዉአት: መቑነን አምቢሮምልና አብዝነበሩሉ ጊዜ ድማ: አብ ሰላማዊ ሰልፊ ምርካብ...

ብሓጺሩ: ዘመክሕ ነገር የብሉን::

አብዚ እንዳ መረጃ ግን: ከም ብዓልዚ ከረናይት ዝብልዎ ክሳብ አብ ኤምባሲ ኸይተረፈ ዝሰርሕ ኢዩ ዝመስሎም:: ገሊኦም ድማ: ናይ ህግደፍ ካድረ::

ንዓኻ'ዉን: ንሱ'ዩ ሓዲሱካ ዘሎ:: ህግደፍ ይኹን: ተቓዋማይ ዘይምዃነይ::

አብኡ ይከአሎ: ስዉእ ሓዉ ዋርሳይ: ግን ኢየ:: ብናቶም አበርክቶ: ነብሰይ ሓፍ ንምባል አይኮነን:: ምኽንያቱ: መንነተይ ዝፈልጦ ሰብ ስለዘየለ:: እንታይ'ድአ: እታ ንሶም ከርተት ዝበሉላን ዝተሰዉኡላን ኤርትራ: ከይትድፈር ብዝብል'የ:: ናይ ኢንፎርመሺን ኩናት: ሃሳዪ ስለዝኾነ::

እዚ ቦታ ናይ ኢትዮዽያዉያን ስለዝኾነ: ምስ ወያናዉያን ሓኾት ምብሃልን: ምስ ለባማት ኢትዮጵያዉያን ምርድዳእን ኢዩ መምጽኢየይ:: ግን: ምሳኻትኩም ኤርትራዉያን ይኸዉን እቲ ዘረባ:: ወያናዉያን ከም በዓል አዋሽን ከረናይትን ድማ: መፍተቶም ይረኽቡ (ዝኾነ ጥዑም ወረ ካብ ኤረ ቀጭቀጭ ዘብሎም)::

ምሳኻ: ብዝከአለኒ: ክብረት ብዝመልኦን እንተተዓዚብካዉን ሕቶታት ብዝተሐወሶ አቀራርባ ኢየ ቐሪበካ:: ከተነአእሰንን ከተቆናጽበንን ስለዝመረጽካ ግን: ምሳኻ ዘረባይ አብዚ ክዓጹ ወሲነ'ለኹ::

ከምቲ ዝበልካዮ'ግን ሓቅን ፍትሕን ዘንግስ: ፈጣሪ አሎ::

ዝተበደለ ኹሉ: ብዘይ አፈላላይ ፍትሒ ይርከብ!!!

ራህዋን: ምዕባለን: ብልጽግናን: ሰላምን: ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ!!!

Meleket
Member
Posts: 3661
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Meleket » 24 Jul 2019, 03:49

ዓርከይ Zmeselo ከምዝምለሰካ ጌርካ ኣሎኻ፣ ክምለስ ከሎኹ ድማ ንጽቡቕ ምስሊ ሃገርና ኣብ ዙይ መድረኽ ክተላሊ ትገብሮ ጻዕሪ እናሞገስኹ፣ ጎድኒ ጎድኒ ድማ ብፍላጥ ዲዩ ብዘይፍላጥ ንትገብሮ ቄናንን ዝምቡዕን ኣኻይዳታት መታን ንገርሒ ልባ ደቂ ሃገርና ተጋጊካ ከይተጋጊ እናተላበኹ ኢየ። ንሕጂ ንነፍስወከፍ ምሉእ ሓሳባትካ እናፈተሽኹ እየ ተመሊሰኻ። ተስፋ እገብር ከምዘይትቕየም። ዕላማ ጽሑፈይ ንኣኻ ዀነ ብተመሳሳሊ ጌጋ ኣተሓሳስባን Abe Abrehamaዊ ጌጋን ቄናንን ኣካይዳ ንዚኸዱ ሰባት “ዒብ ግበሩ” ንምባል ኢዩ። ንኣንፎም ድማ ሰብ ቅኑዕ ልቦና ደቂ ሃገርና ነዊሕ ጽሑፋትና ነቢቦም ሚዛናዊ ሓበሬታ ኪሰንቁን ሓቕታት ክግንዘቡን ይኽእሉ። ገለ ነቐፌታ እንተጋጠመካ ተጸመም ኢኻ፣ ዓርኸይ! ነቐፌታ ብቕኑዕ ኅልና እንተ ተኣሪምካሉ መበርትዒኻ ኢዩ። ንሱ ኢዩ ድማ ኣካይዳ ቐዳሞትና። ሓዝ በል።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ስማዕሞ ሰብአይ:
ነዛ ሕንጻጽ (thread) ዝኸፈታ: አነ::
ዓርከይ Zmeselo ‘ኣነነት’ እሞ ይጽንሓልኻ፣ መን’ከ ኣይከፈትካያን ቢሉካ፧
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ካብቲ ዘዕረፍክዎ: እታ ንዓኻ እተገድሰካ ካብ ኩለን ናይ ክቡር የማነ ቃላት ብልቁጥ አቢልካ ሕቶ ደርቢኻለይ::
ዓርኹ ንስኻ ንቃላት ክቡር የማነ ኩለን ኣምጺኻየን ዲኻ፧ እቱይ ይኾነኒን ሰብ ይነበለይን ቢልኻ ዝሓሰብኻዮ’ዶ ኣይዀንካን ‘ብጥቁል’ ኣቢልኻ ኣምጭኻዮ! ንሕና ድማ እቱይ ክእረም ዚግብኦን ጌጋ ሓበሬታ ዝሓዘ ምሉእ ሓሳባት ይኩን ሃረጋት ከምኡዉን ቃላት ኮነ ሆሂያት “ብልቁጥ” ዘይኮነስ “ብጥቁል” ኣቢልና ኣብዙይ ነቱይ ጌጋ ሃበሬታ እንተፈትፈትናዮን እንተዀማሳዕናዮ’ሞ እንታይ ጸገምኻ፧ እምበርከ ዝሃብካና ኩሉ ዲና ክንጎስሞ ደሊኻ፧ ኣይዀነን ናትካ ናይ ማንም ተራ ዜጋ (ባዕልካ ዝበልካዮ ኢዩ) ናይ ክቡር የማነ ቃላትዉን ሱቕ ቢልና ኣይንጎስሞን ኢና። ኣእምሮ ዛሎና ነመዛዝን ነቱይ ኣብ ባይታ ዛሎ ኩነት እንፈልጥን እንርዳእን ስለዝኾነ ተባህለ ኩሉ ኣይንኣምኖን ኣይንቕበሎን፣ እንታይ ደኣ ንዝኾነ ሃበሬታ ንመሚን ንነፊን ደኣ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
መልሰይ ስለዘይማእመአካ: ቁጠዐ ዝተሐወሶ መልሲ ሂብካ::
እወ ንሕዝቢ ኤርትራ ዚጎዛዚን ዚፈናጭልን መስመር ኣታሃሳስባ፣ እሞ ድማ ንእምነት ኣሽሓት ስዉኣትን ህልዋትን ኤርትራዉያን ክተነኣእስን ሕሉፍ ሓሊፉኻ ካብ ገዛእ መሬቶም ንዛለዉ ካቶሊካዉያን ‘ዲፖርት ዝኾነ የሎን’ ቢልኻ ብድፍረት ክትሕጭጭ፣ መግናሕቲ እንተመጠናኻ ስለምንታይ ጸላዕላዕ ይብለኻ፧
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ስለዚ ኢየ: ናብ ሰበስልጣን ሕቶኻ ከተቕርብ መሰል አለካ ዝበልኩ:: አነ ንግለይ: በዓል ስልጣን አይኮንኩ- አባል ህግደፍ አይኮንኩ- አብ አኼባታቶም አይርከብ- ወዘተ.
በዓል ስልጣን ኮይንካ ኣይኾንካ ኣይግድስን ኢዩ፣ ከምኡዉን ኣባል ህግደፍ ምዃንን ዘይምዃንን ግላዊ ምርጫኻ ኢዩ፣ ንዓኻ ንዉልቕኻ ድማ ይምልከት። መን ምስ ሓተተካ’ከ ትለፋለፍ ኣሎኻ፧ እንታይነትካ ንዓና ዝዓብሰልና ጉዳይ ኣይዀነን፣ እንታይ ደኣ እቱይ ብዛዕባ ሃገርና ኤርትራ ትጽሕፎ ዛበለ ግና ከም መጠን ኤርትራዉያን ይምልከተና። ኤርትራዊነት ንግምግሞ ብሓቕነት ጽሑፉ እምበር ከምስልዉን ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቕ ጥራሕ ጽሒፉ፣ ኣብ መንጎ ድማ ናይ ተንኰል ጎዛዛዪን ከፋፋሊን ዕንቋቑሖ ጸፍዩ ኪከይድ ዚፍትን ስምረትን ጥምረትን ኤርትራዉያን ዜጋታት ዛይብርሆ ወረገይ ኾነ ቢሉ ብመደብ ነዙይ ዓጢቑ ዚመጽእ ኣካል ከምዛሎ ድማ ኣይንርስዕን ኢና። ክንዲ ዝኾነዉን “ኣፍ ኪክፈት ከሎ ኣእምሮ ዝለዝረኣዪ” ንሕና ኣብዙይ ንሰባት ንመዝኖም በቱይ ዚጽሕፍዎ ኢዩ። ኩላ ክተምስል ጽቡቕ ትጽሕፍ መሲላ ስሚ ወይ መርዚ ክትንስንስ ትመጽእ ጉሒላ ድማ ብወረጦ ከምእሾኽ ንነቕሳ። ጌጋኣ ብጭብጢ ኣርኢና ድማ ከምትእረም ንገብራ። ነዙይ ድማ ካብቶም ቐዳሞትና ብዝወረስናዮ ብልሒ ነሰላስሎ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ዘማልአን ነገራት እንተለዋ: ናይ 2% ክፍሊት: ከም ሰበይ እቲ ቐደም ድማ: ነዋጽእ ክበሃል ከሎ ይኹን: ናይ መናበዩ ስድራ ስዉአት: መቑነን አምቢሮምልና አብዝነበሩሉ ጊዜ ድማ: አብ ሰላማዊ ሰልፊ ምርካብ...
ዓርኸይ Zmeselo ኣይጠዓኻን ግዲ፧ ‘ከም ሰበይ’ 'መቑነን ኣምቢሮምልና ኣብዝነበሩ ግዜ' ክትብል ኣይትሓፍርን፧ መናበዪ ስድራ ስውኣት ገንዘብ ምውጻእ ናይ ኅልና ሕቶ እምበር “መቑነን ስለዝተነበረልካን ዘይተነበረልኻን ዲዩ’ከ” ኪዕመምን ኪሰላሰልን ዚግብኦ፧ ከመይ ከመይ ዲኻ ትሓስብ ዛሎኻ! ‘ዚገብር ነዲኡ ነይነግር’ ከምዝበሃል’ከ ኣይሰማዕኻን ዲኻ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ብሓጺሩ: ዘመክሕ ነገር የብሉን::
እዙይ ኣበሃህላኻን ኣቐዲምኻ ዝጸሓፍካዮ እምነት ኣሽሓት ስዉኣትን ህልዋትን ናይ ምቁንጻብ ጎዛዛይን ፋናጫሊን ኣካይዳኻ ደኣ የሕፍር እምበር እንታይ ከመክሕ ኾይኑ ዓርኸይ! ክትምኻሕ እንተደለኻ ብእግዚኣብሔር ጥራሕ ተመካሕ ኢኻ ዓርኸይ! ከማኡ ኢዩ ዚሕሸኻ። እቶም ኣቦታት እምነትካን ኣቦታትኻን ከምዝመሃሩኻ፡ ንእምነት ዝኾነ ይኹን ኣካል ድማ ኣኽብር።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
አብዚ እንዳ መረጃ ግን: ከም ብዓልዚ ከረናይት ዝብልዎ ክሳብ አብ ኤምባሲ ኸይተረፈ ዝሰርሕ ኢዩ ዝመስሎም:: ገሊኦም ድማ: ናይ ህግደፍ ካድረ::
ንዓኻ'ዉን: ንሱ'ዩ ሓዲሱካ ዘሎ:: ህግደፍ ይኹን: ተቓዋማይ ዘይምዃነይ::
ውልቃዊ ምርጫኻ ንኣኻ ኢዩ ዚምልከት፣ ኣብዚ ንስም ሃገርና ኤርትራ ጠቂስኻ ትጽሕፎ ግን ነፍስወከፍ ጉዳይ ካልኣይ ሓሲብኻ ክትጽሕፍ ንምዕደኻ ኣሎና። እቱ ምንታይ እታ ሃገር ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ስለዝዀነት ብደም ኩሉ ኤርትራዊ ዝተረኽበትን ትዕቐብ ዛላን ስለዝዀነት፣ ንሓደ ክፋል ኤርትራዊ እምነት ዜጋታትኻ እናቆናጸብኻ ክትጽሕፍ ከሎኻ ነቀፌታን መልስን ንህበኻ፣ እንተዀነ ባእልኻ ኅሊናኻ ኣሳሕዩካ ነፍሰ ነቐፌታ ክትገብር ንጽበ። እንተዛይዀይኑ መን ምዃንኻ ብጭራሽ ኣገዳሲ ኣይዀነን፣ እንታይ ትጽሕፍ ኢዩ ኣገዳሲ። ከም Abe Abraham ጎዛዛዪ ፈናጫሊ ኣናቋቲ ኣቆናጻቢ ዛዕባታት ትጽሕፍ’ ዶ፧ ኣብዘይምልከተኻ ጕዳይ ከምዚምልከተኻ ዀይንካ ትዋሳእ’ዶ፧ ንነፍስኻ ሕሉፍ ሃገራዊ ጌርካ ቆጺርኻ ንእምነት ዜጋታት ሃገርኻ ብዝዀነ ይኹን መዓቐኒ ክተቆናጽብን ብዛዕባ ሃገራዊነትን ክትሓትት ትደናደን’ዶ፧ ነፍስኻን ኣኻይዳኻን ክትፍትሽ ቢልና ኢና ከም መጠን ኤርትራዊ ኅዉ ገለ ሕቶታት ሰዉ ናብለልኻ ዛሎና፣ መታን ነፍስኻ ክትእረም። መታን ሓቀኛ፣ ጽኑዕ፣ ፍትሐይናን ርትዐይናን፣ ንጉዳያት “ብድርብ ዕያር” ዘይመዝን፣ ዘይመሻረዊ ብሉጻት ሃገራዊ ክብርታት ሃገሩ ዚወነነ ዜጋ ክትከውን ኢዩ ድሌተና፡ እቲ ምንታይ እቶም ሰማእታት ኣሕዋትካን ኣሕዋትናን ዛውረሱናን ዝተላበዉናን ሕድሪ ንሱ ስለዝዀነ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
አብኡ ይከአሎ: ስዉእ ሓዉ ዋርሳይ: ግን ኢየ::
ዓርከይ ደጊምኻ’ዶ እዙይ ጽሑፍኻ ነቢብካዮ፧ እንታይ ኢየ ኢኻ ክትብለና ትደሊ ዛሎኻ፧ “ኣቦይ ይከኣሎ፣ ሓወይ ድማ ዋርሳይን ስውእን ኢዩ።” ዲኻ ክትብል ደሊኻ፧ ክብሪ ንኣቦኻ፣ ዘልዓለማዊ ክብርን ሞጎስን ድማ ንስዉእ ሓውኻን ንኩሎም ሰማእታት ኤርትራና! ክትፈልጦ ዛሎኻ ግን ኣብቱይ ሓዉኻን ሓዉናን ክቡር ህይወቱ ዝተበጀወላ ቦታ፣ ደቂ ኤርትራ ብጥሙራቶም ኢዮም ሓመድ ዓዳም ኣልቢሶም ዝኽሪ ሰማእታት ጌሮምሉ። ብጥሙራቶም እየ ዝብለኻ ዛሎኹ፣ ከምቱይ ንስኻ ንገሊኦም ‘ዲፖርት ኣይተገብሩን’ ቢልኻ ዝተወራዘካሎም ዜጋታትና ኣብኡ ምስ ሓውኻን ሓዉናን ብሓባር ሰሚሮምን መኪቶምን ከምዝኾኑ ዘንጊዕኻ። ብርግጽ ንእምነት ኣሽሓት ኤርትራዉያን ስዉኣትን ህልዋትን ክተቆናጽብ ብምፍታንኻ ባዕልኻ ፈንጂ ወዲ ፈንጂ ቢልካ ንኣኻ ዛይተረኣየኻ ግዙፍ ቦለቲካዊ ፈንጂ ረጊጽኻ። እወ ጉሰሞ እቱይ ነቐፌታ ጉሰሞ ኢኻ፣ ከም ማሌሊት ድሕር ድሕር ምባል ኣየዋጽእን ኢዩ። ከምዙይ ጌርና ኣጻዕዲና እንተዘይገሲጽናኻ ከማኻ ዝመሰሉ ሰንኮፍ ኣመለኻክታ ዛለዎም’ዉን “ኣቦይ ከምዚ ኢዩ፡ ሓወይ ከምዚ ኢዩ” እናበሉ ኪወራዘዩ ዕድል ኪወሃቦም ኣይግባእን። ኤርትራዊ ሓቂ ብግልጺን ብዕሊን ክንገሮም ይግባእ። ናጽነት ዛምጸኣ ሓደ ካብ ክብሪታት ኤርትራዉያን ተጋደልቲ ነቀፌታን ነፍሰ ነቀፌታን ምዃኑ ምዝኽኻር ዘድልየና ኣይመስልናን። ሰብ ድማ ብግብሩ ኢዩ ዚምዘን እምበር ብግብሪ ኣቦኡን ብግብሪ ሓዉን ኣይምዘንን። ግብርካ ጎዛዛይን ፈናጫሊን ኮይኑ ተረኪቡ’ሎ ተኣረመሉ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ብናቶም አበርክቶ: ነብሰይ ሓፍ ንምባል አይኮነን::
ግብርኻ ኢዩ መምዘኒካ እምበር ግብሪ ኣቦኻን ግብሪ ሓዉኻን ወይ ግብሪ ሓፍትኻን መምዘኒኻ ኣይኸዉንን ኢዩ። ክንዲ ዝዀነዉን ነፍስኻ ሓፍ ክተብል እንተፈተንኻ ግብርኻ እንኸ ብተጻዩ ንእምነት ኣሽሓት ስውኣትን ህልዋትን ዜጋታትካ ብምቁንጻቡን ንዜጋታት ኤርትራና ክትገማምዕ ብምፍታንኻ ሚዛንካ ናብ ትሕቲ ባይታ እንተዘቢጡ ደኣ፣ ዛይተገብረ ታሪኽ ከይመዘነኻን ከይነፈኻን ኣብዚ ኣምጺኻ ሰባት ተጋጊ እንተደኣ ዀይንኻ ደኣ ዓርኸይ፡ ነፍስኻ ከመይ ቢላ ሓፍ ክትብል፧ ወላ እንተደለኻዮ’ዉን ኣይኸዉንን ኢዩ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ምኽንያቱ: መንነተይ ዝፈልጦ ሰብ ስለዘየለ::
ኅልናኻ’ከ ንመንነትካ ኣይትፈልጦን ማለት ዲዩ ዓርኸይ Zmeselo። ስሙራትን ጥሙራትን ስዉኣት ደቂ እዛ ሓላል መሬት’ከ መንነትኻ ዚኽወሎም’ዶ ይመስለኻ፧ መንነትኻ እታ ኣብ ቅድሚ ኩሎም ስዉኣት ኤርትራ ብጥሙራቶም ብንጽህና ንኅልናኻ ምምርማር ጥራሕ እንዲያ ትኣኽላ። ቐሊል ትመስል ግን ድማ ረዚን ተበግሶ ትሓትት። ካብ ኅልናኻ ክትሕባእ ኣይትኽእልን ኢኻ፣ ባዕላ ሕርኽርኽ እናበለት ድቃስ ለይቲ ከሊኣ ዘይምሱል ከተምስለኻ ኢያ፣ ብፍላይ ንእምነት ኣሽሓት ስዉኣትን ህልዋትን ዜጋታትካ ክተቆናጽብ ክትፍትን ከሎኻን፣ ንስሙራትን ጥሙራትን ኤርትራዉያን ክትጎዛዚ ክትፍትን ከሎኻ ድቓስ ለይቲ ብጭራሽ ኪወስደኻ ከምዘይኽእል ሕጂ ብኣጋ ንነግረኻ ኣሎና። ብግዜ ከይዓረበኻ ከሎ ብትብዓት ተነሳሕ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
እንታይ'ድአ: እታ ንሶም ከርተት ዝበሉላን ዝተሰዉኡላን ኤርትራ: ከይትድፈር ብዝብል'የ::
ኤርትራ ሃገርና ደኣ ዓቕምኻ ከይፈለጥኻ እምነት ኣሽሓት ስውኣትን ህልዋትን ዜጋታትካ ብምድፋርን ብምቁንጻብን፣ ንገለ ዜጋትት ሃገርካ ከይተረፈ “ዲፖርት ዝኾነ የሎን” ቢልኻ ብድፍረትን ብምሕጫጭን ብምዝራብ መኣስ ዀይና ትዕቐብ! ፈቲኻ ጸሊእኻ ንኤርትራ ከይትድፈር ዓቒቦማ ዛለዉ እቶም ዘየለዉ ዝመስሉኻ ስዉኣት ኢዮም፣ ብድሕሪኡ እቱይ ናቶም ህድሪ ብዘይተጉላባነት ዓቲሮም ዝሓዙ ጀጋኑና ኣለዉ፣ ካባኡ ንንየው ናትካ ኣበርክቶ ይስራዕ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ናይ ኢንፎርመሺን ኩናት: ሃሳዪ ስለዝኾነ::
ናይ ኢንፎርሜሽን ኩናት ኮነ ናይ ስነ ልቦና ኵናት፣ ሓቂን ፍትሒን ርትዒን ሒዝኻ እንተዘይተጠቂምኻሉ ውዒሉ ሓዲሩ ፈሻሊ ኢዩ። ወትሩ ነዚኣ ሓቂ ፍለጥ። ሓቂ ሰዓሪት ምዃና። ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ከምኡዉን ሕጂ ኣብ ልዕሊ ሃገርና ኤርትራ ክንደይ ናይ ኢንፎርሜሽን ኩናትን ናይ ስነልቦና ኵናትን ዛይተገብረ፣ እንተኰነ ግዳ ኣብ መወዳእታ ሓቂ ኢዩ ሰዒሩ። ናይ ኢንፎርሜሽን ኵናት ሃሳዪ ዚኸውን፣ ኣብ ዘይምልከተኻ ክትኣቱ ከሎኻ፣ ዛይትፈልጥ ክንስኻ ፈላጥ መሲልኻ ጌጋን ቄናንን ሃበሬታ ንዜጋታትካ ብምሃብ፣ ዓይንኻ ተዓሚትካ ወይ ብጨዉ ተሓጺብኻ ናይ ሓሶት ሃበሬታ ንዜጋታትካ ከተስንቕ ከሎኻን ምስሉይ ክትከዉን ካሎኻን ንጉዳይ ዜጋታትካ ኰነ ንካልእ ‘ብድርብ ዕያር’ ምምዛን ክትጅምር ካሎካ ወዘተ እዩ። ክንዲዝዀነ ሕጂዉን እቱይ እንጽሕፎ ኣስተውዒልና ረዲና ኣመዛዚንና ሓቕነቱ ነፊና ክትጽሕፎ ይግባእ። እንተክኢልናስ ነፍስወከፍ ንጽሕፋ ፊደልን ሆሄዉን ከይተረፈ ተጠንቂቅና ክንጽሕፍ ይግባእ።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
እዚ ቦታ ናይ ኢትዮዽያዉያን ስለዝኾነ: ምስ ወያናዉያን ሓኾት ምብሃልን: ምስ ለባማት ኢትዮጵያዉያን ምርድዳእን ኢዩ መምጽኢየይ:: ግን: ምሳኻትኩም ኤርትራዉያን ይኸዉን እቲ ዘረባ:: ወያናዉያን ከም በዓል አዋሽን ከረናይትን ድማ: መፍተቶም ይረኽቡ (ዝኾነ ጥዑም ወረ ካብ ኤረ ቀጭቀጭ ዘብሎም)::
ዓርኸይ ነቶም እዙይ ባይታ ንኣኻ ኾነ ንኣይ ንኹሎም ኤርትራዉያን ኮነ ንደቂ ቀርኒ ኣፍሪቓ ብዘይ ገደብን ደረትን ሃሳብና ከነፍስስ ዘኽኣሉ ዲሞክራሲያዊ ኣተሓሳስባ ዛሎዎም ደቂ ኢትዮጵያ ብርግጽ ከነመስግኖም ይግባእ፣ ከመይ ከምዙይ ዝመሰለ ባይታ ስለዝሃቡና። ጅግና ሓወይ’ከ ብዘይኻ ንጽቡቕ ምስሊ ኤርትራና ንደቂ ኢጦብያን ቀርኒ ኣፍሪቃን ምግላጽኻ እቱይ ካልእ ሃበሬታኻ ንኤርትራውያን ኣሕዋትኻን ኣሓትኻን ከተንቕህን ከተስንቕን ቢልኻ ሓሲብኻ’ዶ ትፈልጥ። ኣብዙይ ትጽሕፎ ሃበሬታ ኩሉ ንደቂ ኤርትራ ሃገርካ ኣይግድሶምን ዲዩ መሲሉኻ፧ ክንደይ ደቂ ኤርትራና ዛይፈልጥዎ ሓቅታት እንዲኻ ኣብዙይ ተምጽእ ዛሎኻ! ክትፈልጥ ኤርትራ ዚብል ቃል ወይ ብዛዕባ ኤርትራ ሃገርና ክትጽሕፍ ከሎካ ኩላ ኤርትራዊ ስውኣትን ህልዋትን ከም ንነቦ ፍለጥ፣ ነዙይ ኣብ ርእስኻ ጌርኻ ጸሓፍ። ጌጋ ክንርኢ ከሎን ድማ ተኣረም ንብለኻ፣ ጽቡቕኻ ደኣ እንታይ ኪወጾ!

ምስ ወያነ ሓኾት ምብሃል ዝበልኻዮ፣ ወያነ እታ ኣብ መቐለ ዀይና ተዕለብጥ ዛላ ክሳብ ኣብ መሬት ኤርትራና ትወጽእ ደኣ በላ ደኽራ ኢኻ፣ ኣገናዕ ኢና ንብለኻ። ትንፋስ ዛለዋ እንተዀይና፣ በቱይ ሓያል ቅልጽምኻ ጌርካ ጌም ኦቨር እናበልኻ ደኽራ ኢኻ። ንኣኣ ጉልባባ ክትቐልዕ ግርም ኢዩ፤ እንተኰነ ግዳ ኣብ ቀጽሪ ሃገርኻ ዚፍጸም ተመሳሳሊ ጌጋዉን ‘ዓገብ’ ክትብል ትብዓት ይሃሉካ፣ “ብሪንሲብልድ” ኩን። ‘ብድርብ ዕያር’ ኣይትምዘን። ንጌጋ ጌጋ በል፣ ንጌጋ ጽቡቕ ኣይትበል። ኢዩ እቱይ ዛዛርበና ዛሎ።

ነቶም ካልኦት ከምዚ ኢዮም ከምዚባ ትብሎም ሰባት ድማ ብጸርፊ ዛይዀነስ ብጭብጢ ሞግቶም። እንተጸረፉኻዉን ምእንቲ ሃገርኻ ቢልኻ ተጻወሮ፣ ቅኑዕ ኤርትራዊ ንሃሳብ ብሃሳብ ይሙግት እምበር ብዕሉግ ዘረባ ካብ ኣፉ ኣየውጽእን እዩ እንተበልና ሓሶት ከይመስለካ። ብርግጽ ገለ ልሳኖምን ልቦምን ዘይተኸንሸበ ኣይሰኣኑን ይኾኑ እዚኣቶም ግን ብኣል መን ምዃኖም ኩሉ ኤርትራዊ ኣዳዕዲዑ ይፈልጦም ኢዩ፣ እቶም ርእሰ ምትእምማን ዛይብሎም፣ ንሃሳብ ብሃሳብ ኪብድሁ ዛይኽእሉ ኢዮም፣ ንሃሳብ ብሃሳብ ኪሙግቱ መታን ባዕሎም እቶም ስውኣትና ብመንፈሶም ሕሹኽ ይበሉዎም ደኣ!!! ብዕሉግ ጸርፊስ ኣብ ኤርትራና ፉንፉን ኢዩ።

Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ምሳኻ: ብዝከአለኒ: ክብረት ብዝመልኦን እንተተዓዚብካዉን ሕቶታት ብዝተሐወሶ አቀራርባ ኢየ ቐሪበካ:: ከተነአእሰንን ከተቆናጽበንን ስለዝመረጽካ ግን: ምሳኻ ዘረባይ አብዚ ክዓጹ ወሲነ'ለኹ::
ዓርኸይ Zmeselo እምነተይ ንኣይ እንታይ ከምዝዀነ ኣቐዲመ ገሊጸልኻ ኣሎኹ፣ ኤርትራዊነተይን ካቶሊካዊ እምነተይን ክልተ ዓዒንተይ ኢየን፡ ሳንቡኣይን ልበይን’ዉን ኢየን ቢለኻ ነቢረ። እዙይ ድማ እምነት ኣሽሓት ስዉኣትን ህልዋትን ኤርትራዉያን ኢዩ። ንእምነተይ ከተቆናጽብ እናፈተንኻ ክተክብረኒ ኣይከኣለኻን ኢዩ። እንተፈተንካ’ዉን ናይ ምስሉይነት ምኽባር ገቢረ ኢየ ዝቆጽሮ፣ እቱይ ሓቁ ንሱ ስለዝዀነ። ኣነ ንዓኻ ሓወይ ከነኣእስ ዀነ ከቆናጽብ ኣይመረጽኹን፣ እቱይ ንስኻ ዝኸድኻዮ ኣኻይዳ ክንደየናይ ቄናንን ጊጉይን ምዃኑ መታን ኪርደኣኻ ግን ነቂፈኻን ገኒሀካን ኢየ፣ እዙይ ድማ ካልኣይ ግዜ ከምዙይ ዓይነት ዘረባ ብደዐ መታን ከይትደግም ቢለ ኢየ፡ ዒብ ክትገብር መታን። እቱይ ምሳይ ዘረባካ ክትዓጹ ምውሳንካ ምርጫኻ ካብ ዀነ ንኣኻ ኢዩ ዚምልከት፣ ኣነዉን ምሳኻ ዛይዀነ ምስቱይ ምንጪ ዛይብሉ ጌጋ ሃበሬታካን ካብኡ ሓሊፉዉን ምስቱይ ኣብ ጽሑፋትካ ዛሎ ጌጋ ሃበሬታ ኢዩ ሞጎተይ። ኣብቱይ ጽቡቕ ምስሊ ኤርትራ ክተላሊ ትፍትኖ ዛሎኻ ሕቶ ኣየልዓልኩልኻን።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ከምቲ ዝበልካዮ'ግን ሓቅን ፍትሕን ዘንግስ: ፈጣሪ አሎ::
እዙይ ሓቕኻ፣ እንተኰነ ግዳ ሓቂ ክትጉዕጸጽ እንኮላ ብ”ድርብ ዕያር” ነገራት እናመዘንኻ ምካድ ካብ ኅልናዊ ሕቶ ኣየናግፍን ኢዩ። ሓቅን ፍትሕን ዘንግስ ፈጣሪ ምዃኑ ክንዲ ዝፈለጥና ድማ ኢና፣ ነዙይ ኩሉ ዛዛርበና ጉዳይና ብጭዉነት ንዝምልከቶ ሓቲትና ዛሎና፣ እቱይ እዙይ ጉዳይ ይምልከተኒ ዚብል ላዕለዋይ ኣካል ምስቶም ናይ እምነት ኣቦታትና ልዝብ ኣካይዱ ንካቶሊካዉያን መእመናን ግቡእ ምላሽ እንተደኣ ዛይሂቡና ግና፣ ነቱይ ጉዳይና ንፈጣሪን ንታሪኽን ንመርሆን ንህቦን ኣሎና ዝበልና። ፈጣሪ ድማ ሓቀይና ፍትሓይናን ርትዐይናን ዘየሻሩ ዳይናን ምዃኑ ስለንፈልጥ እንታይ ከምዚገብር ብሓባር ክንርእይ ኢና፣ ጥዕና ጥራይ ይሃበና።
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ዝተበደለ ኹሉ: ብዘይ አፈላላይ ፍትሒ ይርከብ!!!
“ሕጂ ግርም በለ ፍሒራ!” ንስኻ ድማ ሕጂ ግርም ቢልኻ! ንፉዕ። ወትሩ እስከ ነዚኣ ወርቃዊት ቃላትካ ብኅልናኻ ደጋግማ እሞ ኣመና ኣተስተማቕራ! ነቱይ ብፍላጥ ኰነ ብዘይፍላጥ ዝገበርካዮ ጌጋታት ክትድምስሰልኻ ትኽእል ኢያ፣ እዛ ሓጻርን ገላጺት ቃልኻ ብርግጽ ወርቃዊት ኢያ። ነዙይ ክትገብር ካሎካ ንኅልናኻ ናብቶም ኣብ መላዕ ዓለም ግፍዒን ዓመጽን በጺሕዎም ተበዲሎም ዛለዉ ዜጋታት ዓለምን፡ ንስድራቤቶምን ንደቆምን ንወለዶምን ንኩሎም ከምትዝክሮም ንትስፎ። እዚኣ ኣብ መረጃ ክሳብ ሕጂ ካብ ዝጸሓፍካየን’ሞ ክንነበን ዕድል ዝረኸብና ጽሑፋትካ ዝያዳ ኩለን ዝበለጸት ወርቃዊ ቃልኻ ኢያ። ንፉዕ! ኣገናዕ! እንቋዕባ ተወለድኻ!
Zmeselo wrote:
22 Jul 2019, 15:20
ራህዋን: ምዕባለን: ብልጽግናን: ሰላምን: ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ!!!
ኣሜን። ሓቅኻ ራህዋን፡ ምዕባለን፡ ብልጽግናን፡ ሰላምን ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ደቂ ቀርኒ ኣፍሪቓን እንዀላይ ንህዝቢ ዓለም እዉን ይኹን። ጽቡቕ መን ይጸልእ። ነቱይ ዝበለጸ ንኣና ጥራሕ ዛይዀነስ ንመላእ ዓለም እንተተመነና ድማ ዝበለጸ፣ ምኽንያቱ ንስኻ ክትቐስንን ሩፍ ክትብል መታን ጎረቤትካን ዓለምኻን’ ዉን ከማኻ ኪቐስኑ ኢዩ እቱይ ዝበለጸ። እንተዛይዀይኑ ግን እቱይ ካልእ ገጽ ማለት ሁከት፡ ድሕረት፡ ድኽነት፡ ዅናት ሒዞም ኪተዃትኹዃ ኢዮም፣ ክንዲዝዀነ ራህዋ ምዕባለ ብልጽግና ሰላም ንሕዝቢን ንሃገራትን ዓለም ብሓፈሻ ቢልና’ዶ ንወስኸ። እዙይ ወደሓንኻ ዓርኸይ Zmeselo።

ሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።

ምስ ብዙሕ ሰላምታ!

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 24 Jul 2019, 05:25

መቑነን አምቢሮምልና ኸለዉ አብ ሰላማዊ ሰልፊ ምርካብ: ኢየ ዝበልኩ:: ቅኑዕ ጌርካ አምብቦ::

ንሃገርካ ዓስካርያ ኢሎም ንዝጽዉዑ ኤርትራዉያን ኢና በሃልቲ ሓንቲ ቃል ዘይደርበኻ: ናይ ካቶሊካዉያን ኤርትራዉያን ጥራይ እምበር ናይ ካሊእ ከምዘየሕምመካ ይምስክር::

እወ ሕጂዉን: ንመንግስቲ ኤርትራ ምስ ወያነ ዘመሳሰልካ ንስኻ ብምዃንካ: እወ: ግላዊ ንብረቱ ተዘሪፉ ብፈንጂ ዝተሓጽረ መሬት ዝተባረረ ካቶሊኽ ኤርትራዊ የለን::

ካብ ቤተን ዝተባረራ አንስቲለ'ዋ ኢልካ:: አበይ ከምዘበላ ድሕሪኡ ግን: አይሓበርካን:: ከምዚ አብ ጽርግያ ዝተደርበያ: ከተምስል ስለዝደለኻ::

ንዓይ ፍሉይ: መዓድን ገሳጽን ዝቖፀረካ'ኸ መንዩ?

ነብስኻ ድአ መዓድን ግሰጽን!!!

ኤርትራዊነት ንግምግሞ ብሓቕነት ጽሑፉ እምበር ከምስልዉን ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቕ ጥራሕ ጽሒፉ፣ ኣብ መንጎ ድማ ናይ ተንኰል ጎዛዛዪን ከፋፋሊን ዕንቋቑሖ ጸፍዩ ኪከይድ ዚፍትን ስምረትን ጥምረትን ኤርትራዉያን ዜጋታት ዛይብርሆ ወረገይ ኾነ ቢሉ ብመደብ ነዙይ ዓጢቑ ዚመጽእ ኣካል ከምዛሎ ድማ ኣይንርስዕን ኢና። ክንዲ ዝኾነዉን “ኣፍ ኪክፈት ከሎ ኣእምሮ ዝለዝረኣዪ” ንሕና ኣብዙይ ንሰባት ንመዝኖም በቱይ ዚጽሕፍዎ ኢዩ። ኩላ ክተምስል ጽቡቕ ትጽሕፍ መሲላ ስሚ ወይ መርዚ ክትንስንስ ትመጽእ ጉሒላ ድማ ብወረጦ ከምእሾኽ ንነቕሳ። ጌጋኣ ብጭብጢ ኣርኢና ድማ ከምትእረም ንገብራ። ነዙይ ድማ ካብቶም ቐዳሞትና ብዝወረስናዮ ብልሒ ነሰላስሎ።
Eritrean Catholic Church

Kidane Mehret Cathedral, Asmara
Classification: Eastern Catholic

Polity: Episcopal

Governance: Metropolitanate

Pope: Francis

Leader: Metropolitan Menghesteab Tesfamariam,
Archbishop of Asmara

Region: Eritrea

Liturgy: Alexandrian Rite

Headquarters: Asmara

Origin: 19 January 2015

Branched from: Ethiopian Catholic Church (2015)

Members: 167,722 (2017) [1]....https://en.m.wikipedia.org/wiki/Eritrea ... lic_Church

ነዞም 170,000 ዲየ ክፈላሂ?
Last edited by Zmeselo on 24 Jul 2019, 08:40, edited 1 time in total.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 24 Jul 2019, 06:23

Colonialism- to Eritrea, came through a Catholic jesuit priest.

Giuseppe Sapeto:

When the racist italian fascist colonial regime was mishandling Eritreans in everyway, the church was quiet.

Piux XI:
The missions must've absolutely nothing to so with nationalism. They must be solely concerned with catholicism, with the apostolate....nationalism has always been a calamity for the missions, Indeed, it would be no exaggeration to say it is a curse.
....https://books.google.se/books?id=Iyv_hg ... ea&f=false

When Mussolini was raining poison gas on Ethiopians, the church didn't care. Infact, it called it a "Christian Crusade"

https://books.google.se/books?id=Iyv_hg ... ea&f=false

Oh btw, the personal tutor of Haile Selassie was a jesuit priest too.
Last edited by Zmeselo on 24 Jul 2019, 07:30, edited 2 times in total.

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Awash » 24 Jul 2019, 06:42

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: The Honorable, Yemane "Monkey".

Post by Zmeselo » 24 Jul 2019, 06:47

Why the pope has yet to overturn the church's colonial legacy

Now becoming a saint… Mario Anzuoni/Reuters

Bennett Collins, Ali Watson, University of St Andrews

https://theconversation.com/why-the-pop ... gacy-39622

September 23, 2015

On July 9, Pope Francis stood in front of a crowd that included indigenous peoples and social activists in Bolivia and asked: http://www.nytimes.com/2015/07/10/world ... .html?_r=0
forgiveness not only for the offenses of the church herself, but also for crimes committed against the native peoples during the so-called conquest of America.
On September 23 in Washington, DC Pope Francis will canonize Junipero Serra. The Spanish monk may have been called California’s founding father,
but he is also seen as responsible for a policy that resulted in widespread violence and abuse against the Ohlone people, http://www.muwekma.org/tribalhistory.html as well as others, in his quest to Catholicize the “New World.”
Many grave sins were committed against the native people of America in the name of God,
said Pope Francis in front of his Bolivian audience.

However, is the pope able to recognize that these “grave sins” of the past continue into the present?

Truth and reconciliation undermined

We are researchers working with indigenous peoples to document and examine restorative justice and reconciliation initiatives in response to crimes committed under colonialism. From our perspective, the summer of 2015 appeared to be the start of an era of recognition and, possibly, change.

On June 2 2015, in a hotel conference hall buried in downtown Ottawa, the Truth and Reconciliation Commission of Canada concluded – after a six-year investigation – that the Indian Residential School system that took thousands of children away from their families http://www.trc.ca/websites/trcinstituti ... 3_2015.pdf and placed them in boarding schools in an attempt to “assimilate” them into settler culture amounted to “nothing short of cultural genocide”. http://www.reuters.com/article/2015/06/ ... Z420150603

Only two weeks later, on June 14, across the border in a community center in rural Maine, the Maine Wabanaki-State Child Welfare Truth and Reconciliation Commission http://www.mainewabanakitrc.org/ came to the conclusion that the disproportionate removal of native children from their communities by the state revealed “evidence of cultural genocide.”

But now the pope arrives to make Friar Junipero Serra a saint.

Again, as researchers who focus on the rights of indigenous peoples, we find that this dark irony is not unusual. Governor Paul LePage, for example, became an official signatory of the Maine Wabanaki-State Child Welfare Truth and Reconciliation Commission in 2012. But, just before the commission’s mandate ended, he rescinded http://bangordailynews.com/2015/05/01/n ... ive-order/ his 2011 executive order declaring a special relationship between the state and the tribes. As a result, tribal representatives http://bangordailynews.com/2015/05/26/p ... gislature/ withdrew from the state legislature.

The canonization seems to follow this same trend.

The pope asks forgiveness for the Roman Catholic Church’s sin of colonization and then proceeds to honor someone who personifies that sin, someone who shared the opinion of other Franciscan friars at the time https://books.google.rw/books?id=KCR3Vw ... 22&f=false that the native population was
too much a child, too much a slave, too little a man.
The media coverage http://www.usatoday.com/story/news/nati ... /32499295/ of Serra’s canonization has highlighted this controversy. However, the media has missed the larger point that Friar Serra was only a pawn in carrying out one of the most violent missions that the church has yet to recant: the Doctrine of Christian Discovery.

The Doctrine of Christian Discovery

This is not a new revelation, nor is it groundbreaking. The Doctrine of Christian Discovery has been the target of indigenous people’s rights advocates for decades, if not centuries.

In a letter to Pope Benedict XVI, Oren Lyons, faithkeeper of the Onondaga Nation, wrote: https://intercontinentalcry.org/pope-as ... pal-bulls/
These bulls [or papal decrees] provide the foundation for the theft of indigenous lands throughout the world that continues up to this day. These bulls subjugated innocent and unsuspecting native peoples and subjected them to more than 500 years of slavery, genocide and a less than human identity. This doctrine is a crime against humanity.
What is the Doctrine of Christian Discovery? The doctrine https://books.google.com/books?hl=en&lr ... ry&f=false itself is not a single document, but rather a series of bulls, or decrees, issued by the Vatican during the 15th century, one of which called http://www.un.org/esa/socdev/unpfii/doc ... 0%2013.DOC on Christians,
to invade, search out, capture, vanquish, and subdue all Saracens and pagans…the kingdoms, dukedoms, principalities, dominions, possessions, and all movable and immovable goods…held and possessed by them.
In essence, from the 15th century onwards, the Doctrine of Discovery effectively allowed “Christian” explorers to claim ownership over those who were living in “non-Christian” lands.

Through perceiving lands owned by “non-Christians” as nobody’s land, or Terra Nullius, the Doctrine gave the Christian kingdoms of Europe the green light to claim and kill in the Americas with the blessing of Christendom’s most powerful institution.

Take Christopher Columbus, a man who has a US federal holiday in his honor. History demonstrates that his actions on arrival in the “New World” blew the whistle for the start of the violent policies that would be enacted against indigenous peoples in the name of the Doctrine of Discovery for centuries.

Writing in the 1950s, the Harvard historian (and admiral) Samuel Eliot Morison stated:

The cruel policy initiated by Columbus and pursued by his successors resulted in complete genocide.
The Supreme Court case of Johnson v M’Intosh (1823) is one of the preeminent examples of the presence of the Doctrine of Christian Discovery in US law.

The case itself addressed the purchase of “Indian” land that had been “discovered” by British settlers in the 18th century. The Supreme Court stated: http://thorpe.ou.edu/treatises/cases/Johnson.html
The British government, which was then our government, and whose rights have passed to the United States, asserted a title to all the lands occupied by Indians, within the chartered limits of the British colonies.
The Supreme Court thus essentially enshrined a principle of the Doctrine of Christian Discovery whereby “discovery” was connected to title to the land. As for the Indian nations, they had no legal title to their lands. Instead, the court argued, they were entitled only to the right of occupancy, as Indians were never admitted into “the general society of nations.”

This ruling was cited as recently as 2005 in City of Sherrill v Oneida http://www.culturalsurvival.org/publica ... overeignty Indian Nation of New York.

Steven Newcomb (Lenape/Shawnee), cofounder and director of the Indigenous Law Institute, pulls no punches: http://ili.nativeweb.org/sdrm_art.html
To begin to bring that system of colonization to an end, and to move away from a cultural and spiritual tradition of subjugation, we must overturn the doctrine at its roots.
What could be

This is not to say that nothing has been done in response to the continued presence of the Doctrine of Christian Discovery.

The Episcopal and Unitarian churches and the Society of Friends (Quakers) have all recanted and condemned the doctrine through their own respective collective decision-making processes. The World Council of Churches issued a statement http://www.oikoumene.org/en/resources/d ... us-peoples in February 2012 in which it:
Denounces the Doctrine of Discovery as fundamentally opposed to the gospel of Jesus Christ and as a violation of the inherent human rights that all individuals and peoples have received from God.
Pope Francis https://lcwr.org/sites/default/files/re ... n_2014.pdf and previous pontiffs http://romeroinstitute.org/discovery-doctrine-history have faced repeated calls to condemn this doctrine, from both inside http://www.huffingtonpost.com/2014/09/1 ... 93840.html and outside http://www.un.org/ga/search/view_doc.as ... 9/2012/L.2 the Roman Catholic Church.

And yet still, today, this has not happened.

The pope sets foot for the first time on US soil. Tony Gentile/Reuters

Pope Francis has already marked himself out as a more populist pontiff than any in recent memory with his focus on economic, social and environmental justice.

However, as he makes his speech outside the hall that houses the Declaration of Independence, we remind him that the words
merciless savage Indians
...http://indiancountrytodaymedianetwork.c ... an-savages

remain enshrined not only in that document, but also, until the Doctrine of Christian Discovery is rescinded, in the ethos of the Vatican itself.

One needs to look no further than the canonization of Friar Junipero Serra to see that reality.

Post Reply