Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

ዘክታማት ኤርትራዊያን፣ ዳደናግል ክናበዪ ዝጸንሑ ካብ ማሙቅ ገዝኦም ሻዕብያ የባርሮም።

Post by fana-solo » 20 Jul 2019, 16:58

ኣዴታት ኣብ ወጻኢ ትነብራ ኣጆካ ኢልክን ትድግፋ ዘለክን በላ ርኣያ ህጻናት ዘክታማት ኤርትራዊያን ኣቦን ኣደን ዘይብሎም በዘን ቡሩካት ደናግል ክናበዪ ዝጸንሑ ካብ ማሙቅ ገዝኦም የባርሮም ኣሎ ኢሰያስ ሕጂ ከኣ ? ደቅክን ን ማዓልቲ 7 ጊዜ እንዳብላዕልን እንታይ ገደሸና ትብላ ዘለክን ክትፍደይኦ ኢኪን ኣብ ነብስኪን ወይ ኣብ ደቅክን ጽባሕ ንግሆ።ናይ ኢድክን ክትረክባ ግድን ኢዩ።ኣጆኩም ደቅና ዘክቲምኩም ዝውለኩም ኣብ ዉሽቲ ሃገርና።

fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

Re: ዘክታማት ኤርትራዊያን፣ ዳደናግል ክናበዪ ዝጸንሑ ካብ ማሙቅ ገዝኦም ሻዕብያ የባርሮም።

Post by fana-solo » 21 Jul 2019, 16:45

ዘክታማት ኤርትራዊያን፣ ዳደናግል ክናበዪ ዝጸንሑ ካብ ማሙቅ ገዝኦም ሻዕብያ የባርሮም።

Post Reply