Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Maxi
Member
Posts: 4460
Joined: 06 Mar 2014, 04:33

የተምቤን ህዝብ ከአድዋና እና ከህወሃት የቅኝ አገዛዝ ተላቆ የራሱ የሆነና በራሱ ልጆች የሚተዳደር ልዮ ዞን ለመመስረት እየተንቀስቀሰ ነው!!

Post by Maxi » 12 Jun 2019, 10:46

የተምቤን ህዝብ ከአድዋና እና ከህወሃት የቅኝ አገዛዝ ተላቆ የራሱ የሆነና በራሱ ልጆች የሚተዳደር ልዮ ዞን ለመመስረት እየተንቀስቀሰ ነው!!

ዝተሳኸዐ ፖሊሲ !
+++++
ህወሓት ኣብ ዘውፀአቶም ፖሊሲታታ ፀገም ኣፈፃፅማ የጋጥማ እዩ። ይኹን ምበር ኣብ ኣድኪኻ ግዛእ ፖሊሲኣ ግን ተዓዊታ እያ።

ድኽነት ተምቤን 47% ምዃኑ መፅናዕቲ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት ኣረጋጊፁ እዩ። እዚ ብርኪ ድኽነት ኣብ ታሪኽ ህዝብና መዳርግቲ የብሉን።

ኣድኪኻ ግዛእ ፖሊሲ ስድራቤታዊት ህወሓት እዩ።
ብተወሳኺ ዞባ ምምሕዳር ተምቤን ይመለሰልና ዝብል ሕቶ ኩሉሻብ ምስ ቐረበ እዩ።

ማቲዎስ ሕታም ፍትሕ መፅሄት ሪኡ ብርኪ ድኽነትን ድሕረት መሰረተ ልምዓትን ተምቤን ሪኡ ክኣምን ኣይከኣለን።

ብዝኾነ እቲ ዩኒቨርስቲ ከም ዘረጋገፆ ኣድኪኻ ግዛእ ዝኾነ ፖሊሲ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብቲ ዞባ ምስኽዑ እዩ።

ግዝኣት ህወሓት ተምቤን ናብ 3 ከባቢታት(ዞባ ማእኸል፣ ደቡብ ምብራቕ፣ ሰቖጣ) ክትበታተን ገይሩዋ ይርከብ።

መራሕቲ ህወሓት ኣብ ኢ/ያ ንተምቤን ብድኽነት ዝበልፁዋ ተመዛበልቲ ዜጋታት ጥራሕ ገይሮምዋ ኣለው።

ቱ ሓቂ ሓቲምኹም ዘውፃእኹም ሙሁራት ዩኒቨርስቲ ዓድግራት የቐንየልና።

እሞ "ፀቢብ" በሉናታ ኢኹም ።

present
Member+
Posts: 7745
Joined: 22 Feb 2016, 17:37

Re: የተምቤን ህዝብ ከአድዋና እና ከህወሃት የቅኝ አገዛዝ ተላቆ የራሱ የሆነና በራሱ ልጆች የሚተዳደር ልዮ ዞን ለመመስረት እየተንቀስቀሰ ነው!!

Post by present » 12 Jun 2019, 11:24

Tembien is gone. Halafi is an Ascari

Anderta is next!

All you ascaris, stop insulting the great people of
Tigray- Tembien and denderta, mainly. They are pro Ethiopians- no if and buts about it

tarik
Senior Member
Posts: 13943
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: የተምቤን ህዝብ ከአድዋና እና ከህወሃት የቅኝ አገዛዝ ተላቆ የራሱ የሆነና በራሱ ልጆች የሚተዳደር ልዮ ዞን ለመመስረት እየተንቀስቀሰ ነው!!

Post by tarik » 12 Jun 2019, 11:34

Maxi wrote:
12 Jun 2019, 10:46
የተምቤን ህዝብ ከአድዋና እና ከህወሃት የቅኝ አገዛዝ ተላቆ የራሱ የሆነና በራሱ ልጆች የሚተዳደር ልዮ ዞን ለመመስረት እየተንቀስቀሰ ነው!!

ዝተሳኸዐ ፖሊሲ !
+++++
ህወሓት ኣብ ዘውፀአቶም ፖሊሲታታ ፀገም ኣፈፃፅማ የጋጥማ እዩ። ይኹን ምበር ኣብ ኣድኪኻ ግዛእ ፖሊሲኣ ግን ተዓዊታ እያ።

ድኽነት ተምቤን 47% ምዃኑ መፅናዕቲ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት ኣረጋጊፁ እዩ። እዚ ብርኪ ድኽነት ኣብ ታሪኽ ህዝብና መዳርግቲ የብሉን።

ኣድኪኻ ግዛእ ፖሊሲ ስድራቤታዊት ህወሓት እዩ።
ብተወሳኺ ዞባ ምምሕዳር ተምቤን ይመለሰልና ዝብል ሕቶ ኩሉሻብ ምስ ቐረበ እዩ።

ማቲዎስ ሕታም ፍትሕ መፅሄት ሪኡ ብርኪ ድኽነትን ድሕረት መሰረተ ልምዓትን ተምቤን ሪኡ ክኣምን ኣይከኣለን።

ብዝኾነ እቲ ዩኒቨርስቲ ከም ዘረጋገፆ ኣድኪኻ ግዛእ ዝኾነ ፖሊሲ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብቲ ዞባ ምስኽዑ እዩ።

ግዝኣት ህወሓት ተምቤን ናብ 3 ከባቢታት(ዞባ ማእኸል፣ ደቡብ ምብራቕ፣ ሰቖጣ) ክትበታተን ገይሩዋ ይርከብ።

መራሕቲ ህወሓት ኣብ ኢ/ያ ንተምቤን ብድኽነት ዝበልፁዋ ተመዛበልቲ ዜጋታት ጥራሕ ገይሮምዋ ኣለው።

ቱ ሓቂ ሓቲምኹም ዘውፃእኹም ሙሁራት ዩኒቨርስቲ ዓድግራት የቐንየልና።

እሞ "ፀቢብ" በሉናታ ኢኹም ።
Maxi

Good Day Sir

Good 4 z temben ppl, let terrorist-tigray-tplf burn 2 helll

Good Day Sir

present
Member+
Posts: 7745
Joined: 22 Feb 2016, 17:37

Re: የተምቤን ህዝብ ከአድዋና እና ከህወሃት የቅኝ አገዛዝ ተላቆ የራሱ የሆነና በራሱ ልጆች የሚተዳደር ልዮ ዞን ለመመስረት እየተንቀስቀሰ ነው!!

Post by present » 12 Jun 2019, 11:41

Ascari,

Now, we cornered your a'ss. You finally stoped insulting all Tigray people. Now you insult tplf. Good steps.

Your next move should be to call tplf for who they are. They are ascaris Eritreans.

Call them Ascari tplfs!!

Come on!!! :lol: :lol:

tarik wrote:
12 Jun 2019, 11:34

Post Reply