Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member
Posts: 14809
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

***WE ERITREANS R MASTERS Of AGAMES***: Video Of:--This Agame Singer Says Eritreans R Half Of His Supporters!WEEY GUUD!

Post by tarik » 11 Jun 2019, 08:29

Please wait, video is loading...
https://www.facebook.com/NationalErInte ... 250285777/. WEEY GUUD . :lol:

Temt
Member
Posts: 1681
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ***WE ERITREANS R MASTERS Of AGAMES***: Video Of:--This Agame Singer Says Eritreans R Half Of His Supporters!WEEY GU

Post by Temt » 11 Jun 2019, 08:42

tarik wrote:
11 Jun 2019, 08:29
Please wait, video is loading...
https://www.facebook.com/NationalErInte ... 250285777/. WEEY GUUD . :lol:
Stop bragging! It is unEritrean and a taboo to brag.

tarik
Senior Member
Posts: 14809
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: ***WE ERITREANS R MASTERS Of AGAMES***: Video Of:--This Agame Singer Says Eritreans R Half Of His Supporters!WEEY GU

Post by tarik » 11 Jun 2019, 10:44

Please wait, video is loading...
https://www.facebook.com/10001196179762 ... 496949638/
ምሕር ተኮነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ!!
ልቢ ትግራዋይ ጥውይዋይ!!

ዝብሉ ምስላታት ስቕ እሎም ዝመጹ ደኮን ይኾኑ ስ ዋላ ዝተበደሉ ኢዮም ተዛርበሞ ትብሉ?

ንሕና ኤርትራውያን ከም ህዝቢ ኤርትራ ጽላእና መንዩ እንተልና ካብ ጥንቲ ነገስታት ትግራይን መራሕቲ ትግራይን ኢዮም እዚ ማለት ከኣ ህዝቢ ትግራይ ማለት ኢዩ። እቲ ምንታይ መራሕቲ ካብ ህዝቢ ስለ ዝውለዱ።

ነገስታት ትግራይ እንባዓል ባህታ ሰገነይቲ እንባዓል ራእሲ ወልደሚካኤል ብለመጭ መልሓስ ቀትሎሞም።

ደርጊ ንህዝቢ ኤርትራ ከጥፍእ እንኮሎ ብመርሕነት ተጋሩ ጌይሩን ብውሑዳት ወልደገባን ተሓጉዙን ተመርሑን ኢዩ ህዝብና ዝቐትል ዝነበረ። እንበር በይኑ ሓንቲ ዓመት ኣብ ኤርትራ ክገዝእ ኣይምኽኣለን።

ሻዕብያ ንባዕሎም ህዝቢ ትግራይ ጎረቤትና ስለ ዝኮነ ምሳና ንዑ እሎም ኣብ ሳሕል ዓሊሞም ዓባቕ ርእሶም ናብ ሰብ ለውጦም ኣብ ስልጣን ኣቐሚጦምም ፡ ከይወዓሉን ከይ ሓደሩ ደም ስውኣትና ከይነቐጸ ንህዝብና ከጥፍኡ ነቲ ጸላእዮም ዝነበረ ህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን ካልእን ገፋፊጥም ነዚ ለዋህ ህዝቢ ንምጥፋእ ተበግሶም ከም ውጽእቱ ድማ ብሉጻት ኣሻሓት ከፊልና።

እዚ ከይ ኣኽል ንስደት ፋሕ እልና ዓድና ከም ንገድፍ ገሮምና። ኣብ ዝከድናዮ እንዳኮዱ ከኣ ንህዝብና ቁስሊ ኮይኖሞ ኣለው።

ሐራይ ብዝዓባ እዚ ደራፋይ ውን ብዙሕ እዝረብ ኣሎ። ኤርትራውያን ዮም ደገፍተይ ዶ ተዓዘብተይ ዶ። ዓሕሕሕሕ

እዛ መልሲ እዚኣ ጥራይ መሉሱለይ?
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ህዝብና 20 ዓመት ብወያነ ክሳቐ እንኮሎ ንምንታይ ድምጹ ዘየስምዐ? ህዝብና ባሕርን ምድረበዳን እንዳሰክተትዎ እንከለው እንታይ ኮይኑ ዓገብ ዘይበለ?

ሰራሕተኛ መንግስቲ ኢየ ዶ እሉ? ንምንታይ ነቲ ስርዓት ክቃዎሞ ደይ ከኣለ? ኣነ ደጋፊ ናይ መለስ ኢየ ክብል ኮሎ ንምንታይ ቅዲ መለስ እጥቀም?

ተጋሩ ኣሕዋትና ኢዮም ዶ ጎረቤትና ኢዮም ዶ
እወ ግን ተሓተቲ ደም ህዝብና ንሶም ኢዮም። ንምንታይ ኣድኻ ዝወለደትልካ ውን ተበድልካ ትርሕቆሉ እካ። ኣሽንኳይ ዶ እዚኦም።

ናይዚ ከመን ዩ ተሓታቲ?

1ይ/ ካብ 90-100 ህዝብና ዘባረሩ ተጋሩ ኢዮም እዚ ታርኽ እዚ ኣብ ዘመነ ድርጊ ኣይነበረን።

2ይ/ ኩሎም ኣብ ወራራት ካብ ካልኣይ ወራር ክሳብ ሳልሳይ ወራር ወያነ ዝነበሩ ተጋሩ ምሳና ዝበልዑን ዝሰተዩ መተዓቢትናን ኢዮም። በተክርስትያን ዘህረሙ ቤት ትምህርቲ ዘደብደቡ ሓይሊ መብራህቲ ሕርጊጎ ዘህረሙ
ኣስመራ ኣየር ፖርት ዝደብደቡ፡ ማይና ዝሰመሙ ዓልግድር ዘቃጸሉ ንብረት ህዝቢ ባረንቱ ተሰነይ ክድ ካብ ማይድማ ንታሕቲ ዘሎ

ስተኳስ ኩሎም ሰራዊትና ዘቕተሉ ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝዓበዩን ምስ ተጋደልቲ ዝነበሩ ውሑዳትን ኢዮም።

ገንዘብ ህዝብና ኣብ ደገ ኮይኖም ዝበልዑን ህዝብና ዘሸጉሩን ዘለው፡ ብዓሌትን ኣውራጃን እምነትን ፈላልዮምንና ዘለው ተጋሩ ደይኮኑን።

ዝገርም ኢዩ ደርፍታቱ ጥዑም ዩ ዶ እልኩም ሓቀይ?

ዘረባ ትግራዋይ ውን ካብ መዓር እጥዕም ካብ ጸባ እምቕር፡ ግን መወዳእትኡ ደም ኢዩ ዝገድፈልካ።

ኣብ ሓደ ቃለ ምሕተቱ ሰሚዐዮ። "ኤርትራውያን ገንዘብ ስለዘለዎም እሶም ዮም ድሕጉዙኒ"
ገንዘብ ኤርትራውያን ኢዩ ደገድሰካ እንበር ጥፍኣት ኤርትራውያን ሲ ረብሓኻ ኢዩ።

ድሕሪ ሰላም ህዝቢ ትግራይ ደይኮነን ዩ ኢሮብ ካብ ኤርትራ ትዓቢ ዝበለ፡ህዝቢ ትግራይ ደይኮነን ካብ ባድመ ሎሚ ኣይንወጽእ ጽባሕ ኣይንወጽእ ኢሉ ኣራጢጡ ዘሎ።

ስለዚ በዞም ዝስዕቡ ህዝብና ብተጋሩ ተበድሉ።

1ይ ብነገስታት ተጋሩ ተበድልና
2ይ ኣብ ድርጊ ብዝነበሩ ህዝብና ዘሐርዱ
3ይ ጥልመት ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር
4ይ ህዝብና ኣባሕርን ምድረበና ክጠፍእ ዝተኣወፈሩ ኩሎም ተጋሩ ኢዮም
5ይ ኣብ ስደት ኮይኖም ህዝብና ዘሳቕይዎ ዘልው ኩሎም ተጋሩ ኢዮም
6ይ ካብ ዓድና ዘውጽኡና ተጋሩ ኢዮም
7ይ ብዝተፈላለየ መንገዲ ገንዘብ ኤርትራውያን ዘባኩኑ ዘለው ተጋሩ ኢዮም።
8ይ ብዕድሜና ዝተጻወቱ ተጋሩ ኢዮም።
9ይ ጥርትና ዝዘመቱ ተጋሩ ኢዮም
10ይ ትካላትና ዘደዱ ትጋሩ ኢዮም

Post Reply