Page 1 of 1

" ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "

Posted: 11 May 2019, 16:09
by Abe Abraham
" ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "



ዓመታት ይገብር ሓደ ወዲ ዓድና ኣብ ገዛ ክበጽሓኒ ምስ መጸ ከምቲ ልሙድ ዝተፈላለየ ኣርእስትታት ኣልዒልና ኣብ ዓምዩቕ ዕላልን ተዘክሮታትን ኣቲና ። ሓደ ካብ'ቲ ዘተኮርናሉ ኣርእስቲ ስፖርት ነበረ ። " እቲ ምስ በዓል ኣቦይ ኩዕሶ ዝጻወት ዝነበረ ገብረዋህድ ዝተባህል ንፉዕ ተጻዋታይ ትዝክሮ ዶ ? " ኢለ ይሓቶ ። " እወ ! ገብረዋህድ ? ተቐቲሉ እንድዩ ። ኣብ ባር እንከሎ ምስ ሓደ ጦር-ሰራዊት ኣብ ምስሕሓብ ኣትዩ ። እቲ ጦር-ስራዊት " ወንበዴ " ኢሉ ምስ ጸረፎ ገብረዋህድ ገዲፍዎ ንግዳም ምስ ወጸ ተኸታቲሉ ኣብ ቅድሚ ሰብ ብጥይት ቀቲልዎ ። ገብረዋህድ ናይ ብሓቂ ስፖርተኛ እዩ ኔሩ ። ኣተሓሕዛኡን ኣቀላልዓ ኩዕሶኡን ከም ናይ ብራዚልያዊ ሮናልዶ እዩ ዝመስል ኔሩ ። ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየን ብዘይካ ኤርትራ ካልእ ዘይፈልጥ ትግራዋይ እዩ ኔሩ ። " ኢሉ የርድኣኒ ። ኣነ ድማ " እንታይ ትብል ኣታ ? ንሱ ሓቅኻ ደሓን ሰብ እዩ ኔሩ ። ዳዊት ግን ትግራወተይቲ ኣሞኡ ንክማሃር ናብ ኤርትራ ብዓቢኡ ግዲ ኣምጽኤኖኦ ኮይነን " የኣረብ ቁራጭ " እንዳ በለ ይጻረፍ ኔሩ ኢሎሞ ። " ኢለ ነቲ ዕላል ወሲኸሉ ።

Re: " ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "

Posted: 11 May 2019, 19:34
by Degnet
Abe Abraham wrote:
11 May 2019, 16:09
" ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "



ዓመታት ይገብር ሓደ ወዲ ዓድና ኣብ ገዛ ክበጽሓኒ ምስ መጸ ከምቲ ልሙድ ዝተፈላለየ ኣርእስትታት ኣልዒልና ኣብ ዓምዩቕ ዕላልን ተዘክሮታትን ኣቲና ። ሓደ ካብ'ቲ ዘተኮርናሉ ኣርእስቲ ስፖርት ነበረ ። " እቲ ምስ በዓል ኣቦይ ኩዕሶ ዝጻወት ዝነበረ ገብረዋህድ ዝተባህል ንፉዕ ተጻዋታይ ትዝክሮ ዶ ? " ኢለ ይሓቶ ። " እወ ! ገብረዋህድ ? ተቐቲሉ እንድዩ ። ኣብ ባር እንከሎ ምስ ሓደ ጦር-ሰራዊት ኣብ ምስሕሓብ ኣትዩ ። እቲ ጦር-ስራዊት " ወንበዴ " ኢሉ ምስ ጸረፎ ገብረዋህድ ገዲፍዎ ንግዳም ምስ ወጸ ተኸታቲሉ ኣብ ቅድሚ ሰብ ብጥይት ቀቲልዎ ። ገብረዋህድ ናይ ብሓቂ ስፖርተኛ እዩ ኔሩ ። ኣተሓሕዛኡን ኣቀላልዓ ኩዕሶኡን ከም ናይ ብራዚልያዊ ሮናልዶ እዩ ዝመስል ኔሩ ። ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየን ብዘይካ ኤርትራ ካልእ ዘይፈልጥ ትግራዋይ እዩ ኔሩ ። " ኢሉ የርድኣኒ ። ኣነ ድማ " እንታይ ትብል ኣታ ? ንሱ ሓቅኻ ደሓን ሰብ እዩ ኔሩ ። ዳዊት ግን ትግራወተይቲ ኣሞኡ ንክማሃር ናብ ኤርትራ ብዓቢኡ ግዲ ኣምጽኤኖኦ ኮይነን " የኣረብ ቁራጭ " እንዳ በለ ይጻረፍ ኔሩ ኢሎሞ ። " ኢለ ነቲ ዕላል ወሲኸሉ ።
Egziabher yedehn dea embe kulena ayterfenan,yebeleani nekedeat

Re: " ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "

Posted: 12 May 2019, 01:09
by Tog Wajale
Brother Abe Abraham::---- Did Gebre Wahid Played Football In Massawa In Mid Seventies For Wedeb Ganta. Can You Please Elaborate For Us. Thanks Sir.
If So Were You There When The Games Were Played At Naval Base Stadium.

Re: " ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "

Posted: 12 May 2019, 15:46
by Abe Abraham
ኣስማት ጥራሕ ደኣ እየ ቀይረዮ እምበር እቲ ዘሕዝን ታሪኽ ከም ዘለዎ እዩ ተጌሩ ።

Re: " ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "

Posted: 12 May 2019, 17:10
by Tog Wajale
Dr. Abe Abraham::---- Are You From Massawa. Because I Have An Eritrean Friend His Father Was Port Engineer In Massawa For 30 Years & He Played Football With Gebre Wahid In Naval Base Stadium & In Edagga Attall. ( Former Goat / Sheep Market Place).

Re: " ንገብረዋህድ ጦር-ሰራዊት ቀቲልዎ "

Posted: 13 May 2019, 00:21
by Tog Wajale
Prophesor Abe Abraham From Mighty Seraye:--- Come On Don't Put Us Down, Please Let Us Know & Be Honest Sir.