Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member
Posts: 13880
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Zmeselo » 10 May 2019, 14:47



(VOA) - ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን ካልኦት ንሰላም ከተማና ዝዘርጉ ተግባራት እናተባራከቱ ብምኳዶም ህዝብና ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝነጥፉ ውልቐ ሰባት ፅዑቅ ጎስጓስ ክገብሩ ፀኒሖም እዮም። ብመሰረት እዚ ካብ ክልል፣ ዞባን ከተማን ዝተወፅኣ ሰለስተ ኮሚቴ ብምጥያሽ መፅናዕቲ ነካይድ ኣለና ክብሉ ከንቲባ ከተማ ዓዲ ግራት ኣይተ ገብረመድህን ስዩም ኣፍሊጦም።

ኣይተ ገብረመድህን ስዩም ድሕሪ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ኣካላት ፀጥታ ናብ ምግምጋም ኢና ኣቲና ይብሉ።
ፈለማ ኮር ኣመራርሓ ፖሊስ ከተማና ኢና ምፍታሽ ጀሚርና ካብ ሓላፊ ምርመራ ገበን ጀሚሩ ድማ ፀገም ፀኒሑ ካብ ሓላፍነቱ ክወርድ ተገይሩ እዩ።
ብዘይካ እዚ 131 መናእሰይ ኣብዚ ክትራን ዝተዋፈሩ ምህላዎም ኣብ መፅናዕቲ ረኪብና፣ ባጃጃት፣ መካይን፣ ገዛውቲ ከይተረፈ ኣብዚ ፀልማት ጉልባት ገይርካ ዝካየድ ክትራን ከምዝተዋደዱ ንምርኣይ ኪኢልና ክብሉ ከንቲባ ከተማ ዓዲ ግራተ ኣይተ ገብረመድህን ስዩም የረድኡ።

ኣብዚ ምፅራይ ዝተፈላለየ መቕጻዕቲ ዝተውሃቦም ከባቢ 25 አባላት ፖሊስ ከምዘለው እውን ወሲኮም ሓቢሮም።

ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ዓዲ ግራት ደክተር ቴድሮስ ፍስሃ ብወገኖም ቅድሚ መድረኻት ህዝቢ ምክያዱ ኣብ ስራሕ እውን ይፅገሙ ምንባሮም ብምክንያት ክትራን ክሳብ ሞት ዝበፅሕ ሓደጋ ከምዘጋጠመ ዶክተር ቴድሮስ ይዛረቡ።

Audio: https://disq.us/url?url=https%3A%2F%2Fa ... id=3008574
Last edited by Zmeselo on 10 May 2019, 14:55, edited 1 time in total.

Zmeselo
Senior Member
Posts: 13880
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Zmeselo » 10 May 2019, 14:53

መን እሞ ይገርሞ?

By: Raee

ሌብነት፣ ሽፍትነት፣ ዘይናትካ ምምንጣል ካብ ኣቦታቶም ዝወረስዎ ባህሎም እዩ እንተበልኩ ካብ ሓቂ ዝረሓቕኩ ወይ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን። ጫካታት መረብ እንተዝዛረቡ ቡዙሕ ጉድ ምነገሩ ነሮም። ኣነ'ውን ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ክልተ ግዜ ክሳብ ናብ ሞት ሓደጋ ዘውድቕ ክትራን ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙኒ ነሩ እዩ።

ኣብ ወራር ግዜ መለስ፣ ድስትን ኵስኵስትን ዶ ካብ ኤርትራ መረብ ኣይሰገረን እዩ? እቶም 80 ሺሕ ኤርትራውያን ንዓመታት ብራሃጾም ዘጥረይዎ፣ ዶ ደም እንዳነብዑ ብጽሓይ ቀትሪ ኣይተመንዝዑን እዮም?

ወረ ገና ስእነት ስራሕ እንዳበኣሰ ኣብ ዝኸደሉ ግዜ፣ ካልእ ካብዚ ዝኸፍእ ኣነዋሪ ጠባይ ክንሰምዕ ኢና።

Zmeselo
Senior Member
Posts: 13880
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Zmeselo » 10 May 2019, 21:53

NEW BUSINESS ETHIOPIA

Politics

May 10, 2019

Newbusinessethiopia

https://newbusinessethiopia.com/tigray- ... cal-party/

The Tigray Region of Ethiopia gets a new political party, Salsawi Weyane Tigray, that follows social democratic political ideology.



One of the provisional coordinators of the newly established political party, Ablelom Gebremichael, told reporters that Salsawi Weyane Tigray will be working for political, economic and social benefits of the people of Tigray, according to the state-owned Ethiopian News Agency report. The report stated that the new party will accept parts of the constitutions that it believes will benefit the people of Tigray and work peacefully to change the sections that do not benefit the people of Tigray.

The report stated that Tsegazeab Shishay, another provisional coordinator of Salsawi Weyane Tigray, has indicated that the new party will entertain new vision and ideas for the new generation. The report stated that the party will be working to utilize the natural resources of Tigray Region for the benefit of its people and address the class differences among different segments of the society.

Salsawi Weyane Tigray will soon make public its political programs and policies during its general assembly where the leaders of the party will also be elected, according to Ethiopian News Agency report.

Until Arena Tigray, another political party focusing on Tigray people was born as an alternative a few years ago, the Tigray Peoples Liberation Front (TPLF), which has been dominant in the ruling coalition – Ethiopian Peoples’ Revolutionary Democratic Front (EPRDF) for the past 27 years, was the only political party operating in the region legally.

The TPLF lost its dominance within EPRDF until Prime Minister Abiy Ahmed, who is from the Oromo Democratic Party, one of the four members of the coalition, came to power in April 2018. Salsawi Weyane Tigray. If allowed to operate freely in the region, the coming of Arena Tigray and Salsawi Weyane Tigray is expected to provide alternatives to the people of Tigray, who were exposed for long time to only the political narratives of the TPLF, which is revolutionary democracy.

Cowboy Humera
Member
Posts: 888
Joined: 21 Oct 2018, 06:17

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Cowboy Humera » 11 May 2019, 16:59

First you removed our TPLF democratic government from power illegally. Then you forced us to be confined in Tigrai without the means to sustain our high life style. So if we are trying to survive in Tigrai based on the natural law of "survival of the fittest", why do you call us criminals? It is your tyrant Issayas' fault we find ourselves fighting for our survival. His refusal to allow Tigrai declare its independence is forcing our Tigrai youth to commit crimes. Down down Issayas! :evil: :evil: :evil:

Abe Abraham
Member+
Posts: 6068
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Abe Abraham » 11 May 2019, 17:58

ምሕናቕ እንታይ ማለቶም እዩ ? ብክሳዶም ሓኒቖም ይሕዝዎም ዶ ዋላስ ናይ ብሓቂ ይሓንቅዎም ?


Degnet
Senior Member+
Posts: 21747
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Degnet » 11 May 2019, 19:13

Zmeselo wrote:
10 May 2019, 14:47


(VOA) - ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን ካልኦት ንሰላም ከተማና ዝዘርጉ ተግባራት እናተባራከቱ ብምኳዶም ህዝብና ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝነጥፉ ውልቐ ሰባት ፅዑቅ ጎስጓስ ክገብሩ ፀኒሖም እዮም። ብመሰረት እዚ ካብ ክልል፣ ዞባን ከተማን ዝተወፅኣ ሰለስተ ኮሚቴ ብምጥያሽ መፅናዕቲ ነካይድ ኣለና ክብሉ ከንቲባ ከተማ ዓዲ ግራት ኣይተ ገብረመድህን ስዩም ኣፍሊጦም።

ኣይተ ገብረመድህን ስዩም ድሕሪ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ኣካላት ፀጥታ ናብ ምግምጋም ኢና ኣቲና ይብሉ።
ፈለማ ኮር ኣመራርሓ ፖሊስ ከተማና ኢና ምፍታሽ ጀሚርና ካብ ሓላፊ ምርመራ ገበን ጀሚሩ ድማ ፀገም ፀኒሑ ካብ ሓላፍነቱ ክወርድ ተገይሩ እዩ።
ብዘይካ እዚ 131 መናእሰይ ኣብዚ ክትራን ዝተዋፈሩ ምህላዎም ኣብ መፅናዕቲ ረኪብና፣ ባጃጃት፣ መካይን፣ ገዛውቲ ከይተረፈ ኣብዚ ፀልማት ጉልባት ገይርካ ዝካየድ ክትራን ከምዝተዋደዱ ንምርኣይ ኪኢልና ክብሉ ከንቲባ ከተማ ዓዲ ግራተ ኣይተ ገብረመድህን ስዩም የረድኡ።

ኣብዚ ምፅራይ ዝተፈላለየ መቕጻዕቲ ዝተውሃቦም ከባቢ 25 አባላት ፖሊስ ከምዘለው እውን ወሲኮም ሓቢሮም።

ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ዓዲ ግራት ደክተር ቴድሮስ ፍስሃ ብወገኖም ቅድሚ መድረኻት ህዝቢ ምክያዱ ኣብ ስራሕ እውን ይፅገሙ ምንባሮም ብምክንያት ክትራን ክሳብ ሞት ዝበፅሕ ሓደጋ ከምዘጋጠመ ዶክተር ቴድሮስ ይዛረቡ።

Audio: https://disq.us/url?url=https%3A%2F%2Fa ... id=3008574
These monkeys with no logic.Emo wege'e entemetses yegermekum do?Never heard any thing like this,never in the whole world heard of such dirty people.Zmeselo tselim adgi/Go to hell you idiots reguman

Zmeselo
Senior Member
Posts: 13880
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Zmeselo » 12 May 2019, 01:49

Abe Abraham:




ድኽነት

ንስኻዉን ተንከስ ኢልካ ንዓዲ ኩዑንቲ ከይትቕልቀል። ከይሐንቁኻ:: :lol:
Degnet wrote:
11 May 2019, 19:13
Zmeselo wrote:
10 May 2019, 14:47


(VOA) - ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን ካልኦት ንሰላም ከተማና ዝዘርጉ ተግባራት እናተባራከቱ ብምኳዶም ህዝብና ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝነጥፉ ውልቐ ሰባት ፅዑቅ ጎስጓስ ክገብሩ ፀኒሖም እዮም። ብመሰረት እዚ ካብ ክልል፣ ዞባን ከተማን ዝተወፅኣ ሰለስተ ኮሚቴ ብምጥያሽ መፅናዕቲ ነካይድ ኣለና ክብሉ ከንቲባ ከተማ ዓዲ ግራት ኣይተ ገብረመድህን ስዩም ኣፍሊጦም።

ኣይተ ገብረመድህን ስዩም ድሕሪ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ኣካላት ፀጥታ ናብ ምግምጋም ኢና ኣቲና ይብሉ።
ፈለማ ኮር ኣመራርሓ ፖሊስ ከተማና ኢና ምፍታሽ ጀሚርና ካብ ሓላፊ ምርመራ ገበን ጀሚሩ ድማ ፀገም ፀኒሑ ካብ ሓላፍነቱ ክወርድ ተገይሩ እዩ።
ብዘይካ እዚ 131 መናእሰይ ኣብዚ ክትራን ዝተዋፈሩ ምህላዎም ኣብ መፅናዕቲ ረኪብና፣ ባጃጃት፣ መካይን፣ ገዛውቲ ከይተረፈ ኣብዚ ፀልማት ጉልባት ገይርካ ዝካየድ ክትራን ከምዝተዋደዱ ንምርኣይ ኪኢልና ክብሉ ከንቲባ ከተማ ዓዲ ግራተ ኣይተ ገብረመድህን ስዩም የረድኡ።

ኣብዚ ምፅራይ ዝተፈላለየ መቕጻዕቲ ዝተውሃቦም ከባቢ 25 አባላት ፖሊስ ከምዘለው እውን ወሲኮም ሓቢሮም።

ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ዓዲ ግራት ደክተር ቴድሮስ ፍስሃ ብወገኖም ቅድሚ መድረኻት ህዝቢ ምክያዱ ኣብ ስራሕ እውን ይፅገሙ ምንባሮም ብምክንያት ክትራን ክሳብ ሞት ዝበፅሕ ሓደጋ ከምዘጋጠመ ዶክተር ቴድሮስ ይዛረቡ።

Audio: https://disq.us/url?url=https%3A%2F%2Fa ... id=3008574
These monkeys with no logic.Emo wege'e entemetses yegermekum do?Never heard any thing like this,never in the whole world heard of such dirty people.Zmeselo tselim adgi/Go to hell you idiots reguman

Cowboy Humera
Member
Posts: 888
Joined: 21 Oct 2018, 06:17

Re: ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፀልማት ጉልባብ ጌርካ ምክታር፡ ምውቃዕ፣ ምሕናቅ፣ ምስራቕን. .....

Post by Cowboy Humera » 15 May 2019, 02:33

The rising crime rate in my country Tigrai is a form of protest against the illegal and unjust overthrow of our TPLF democratic government in Ethiopia.

Post Reply