Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Thomas H
Member+
Posts: 5123
Joined: 27 Jan 2007, 16:30
Location: Kaliti
Contact:

Watch Live Revolution in Asmara

Post by Thomas H » 25 Apr 2019, 22:52

ናይ ኤርትራ ጉዳይ ፅቡቅ እናሰጎመ እዩ።ትማሊ ዕለት16/8/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ዝጀመረ ኢሳያስ ይውረድ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ ምስ አሕዋትና አይንዋጋእን እሱራት ይፈትሑልና ካብ ህዝቢ ኤርትራ አፍልጦ ወፃኢ አብ ወሰና ወሰን ባሕሪ ን ወደባትን ዝግበር ወታደራዊ ስልጠናን ህዝቢ ኤርትራ ዘይፈለጦ ውዕሊን ጠጠው ይበል ዝብሉ ወረቃቅቲ ተበቲኖም አብ ዓብይ ወጥሪ አትያ ዝፀንሓት አሰመራ አጋ ወጋሕታ ርግዕ ኢሉ ዝፀንሓ ራብሻን ሓሓሊፋ ተኹሲ ሓዚ ድማ ሎማዓንቲ ናይ ከተማ አሰመራ ታክሲ ኹለን ሰራሕ ጠጠው ብምባል ተሰሪዓን ፀግዓን ሒዘን ጠጠው ኢለን ገናሕተን ተቃውሞ እናስምዑ እዮም ።ነዚ ተኸቲሉ ሬድዮን ቴሌቪዥን አሰና ኤርትራ ጃክ ዝተገበራ እንንትትኾና ኾነ ተባሂሉ ድምፂ ህዝቢ ከየጋውሑ ኾነ ተባሂሉ ዝተፈፀመ ኸምዝኾነ ሓበሬታታት አለው።
አብ መላእ ዓለም ዘለው ኤረትራውያን አውን ሃገራዊ ጉዳይ ብአንክሮ እናተኸታተልዎ እንትኸውን ኹሎም ተቃወምቲ ወድባት ኤርትራ አብ መንጎኦም ዝነበረ አፈላላይ ገዲፎም አብ ጉዳይ ኢሳያስ ኸመይ ኢሉ ይእለ ተፀሚዶም አለው።አብ ሱዳን ዝነበሩ ዕጡቃትውን ናብ ኤረትራ ውሽጢ አትዮም ኸምዘለው ገለ ምንጭታት ይሕብሩ።



Thomas H
Member+
Posts: 5123
Joined: 27 Jan 2007, 16:30
Location: Kaliti
Contact:

Re: Watch Live Revolution in Asmara

Post by Thomas H » 26 Apr 2019, 09:44

Eritrean are now challenging Afewerki

Post Reply