Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Tog Wajale
Member
Posts: 4918
Joined: 23 Dec 2017, 07:23

Re: It's simple, Eritrea need to be led by Eritreans not by our enemies the men from tigrai.

Post by Tog Wajale » 20 Apr 2019, 12:38

ስለምንታይ ዶብ ሰርሓ - ዛላምበሳ ተዓጺዩ?
ስለምንታይ ዶብ እንዳ ገግሽ - ራማ ተዓጺዩ?
ስለምንታይ ዶብ ኦምሓጀር - ሑመራ ተዓጺዩ?
ስለምንታይ' ከ ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘራክብ መስመር ቡሬ ዓሰብ ዘይተዓጻወ? ክብላ ማዕከናት ዜና ወያነ ከቃልሓ ንዕዘብ ኣሎና
መልሲ
ወይ ግርምቢጦ፡ ሓዊ ይሃድም ካብ ቁሚጦ፡ ላም ነምበሳ ትውጥጦ፡ ኣንጭዋ ንድሙ ትሕንፍጦ፡ ሓምሓም ንእምኒ ቀጥቀጦ ከም ዝበሃል ፡እቲ ሕቶ ስለምንታይ ዶብ ተዓጺዩ ዘይኮነ ።
ስለለምንታይ ሰራዊትን ኣጽዋርን ወያነ ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ዘይወጸ?
ስለምንታይ ምምሕዳር ኤርትራ ናብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ንኸይምለስ ተኸልኪሉ?
ስለምንታይ ወያነ ቅድሚ ዶብ ምዕጻዉ እኽልን ፊኖን ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ትኽልክሉ፡ ቢራ ግና ዘይትኽልክሉ?
ስለዚ ኣብ ማዕከናት ዜና ቀሪብካ ን ወላ ሓንቲ ዘይፈልጥ ህዝቢ ትግራይ ብጹእን ሓላይ ህዝቢ መሲልካ ጠፋእካ ብሴሜንን ደቡብ ተኸቢብካ እንዳ በልካ ህዝቢ ከተዳናግሩ ቅኑዕን ጽቡቕን ኣይኮነን፡፡
እንተ ንሕና ጉዕዞ ወያነ ፍራቻ ንየማን ጉዕዞ ድማ ንጸጋም ሙኻኑ ኣዳዕዲዕና ንፈልጥ፡፡
ወያነ ይኣክል ጸወታ ብህዝቢ፡ ሰላም ተኻባቢርካን ተሓላሊካን ኢያ ውሕስቲ ትኸውን።ሕጅ ውን እንተ ፈትኹም እንተ ጸሊእኩም ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ትወጽሉ ግዜ ርሑቕ ኣይክኸውንን ኢዩ፡

Post Reply