Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ማሕላና ፡ ንሕና ደረቐኛታት ኣይትኹኑ ፡ ኣብ ገዛኹም መጺእና ክንገዝኣኩም ኢና ኣይትበሉ ኢና ዝበልና

Post by Abe Abraham » 19 Apr 2019, 17:20

ማሕላና

ንሕና ደረቐኛታት ኣውራጃውያን ኣይትኹኑ ፡ ከም ኣብ ዘመነ ሃይለ-ስላሴ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኰና ክንገዝኣኩምን ክንረግጸኩምን ኢና ኣይትበሉ ካብ ምባል ሓሊፍና ዝበልናዮ ነገር የሎን ። እዚ ምስ ምፍልላይ ዘተኣሳስር ዋላ ሓንቲ ነገር የብሉን ። ኣብ ከበሳ ኩሉ መመርየቱ ስለ ዘለዎ ዋላ ሓንቲ ዘባእስ የብልናን ። ሽግር ኮይኖምና ዘለዉ ደረቐኛታትን ደፋራትን ኣውራጃውያን እዮም ።

tarik
Senior Member+
Posts: 33266
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: ማሕላና ፡ ንሕና ደረቐኛታት ኣይትኹኑ ፡ ኣብ ገዛኹም መጺእና ክንገዝኣኩም ኢና ኣይትበሉ ኢና ዝበልና

Post by tarik » 19 Apr 2019, 17:31

Abe Abraham wrote:
19 Apr 2019, 17:20
ማሕላና

ንሕና ደረቐኛታት ኣውራጃውያን ኣይትኹኑ ፡ ከም ኣብ ዘመነ ሃይለ-ስላሴ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኰና ክንገዝኣኩምን ክንረግጸኩምን ኢና ኣይትበሉ ካብ ምባል ሓሊፍና ዝበልናዮ ነገር የሎን ። እዚ ምስ ምፍልላይ ዘተኣሳስር ዋላ ሓንቲ ነገር የብሉን ። ኣብ ከበሳ ኩሉ መመርየቱ ስለ ዘለዎ ዋላ ሓንቲ ዘባእስ የብልናን ። ሽግር ኮይኖምና ዘለዉ ደረቐኛታትን ደፋራትን ኣውራጃውያን እዮም ።
"Abe Abraham"

Good Day Sir

ኣንታ ሰብ ንስኻ መርገጽካ ዘይተነጽሮ ግዳ፣ ኩሉ አቲ ፖስት ናትካ ሙዚቓ ናይ ተጋሩ አዩ መሊኡ ተገልቢጥካ ድማ ኣነ አርትራዊ አየ ትብለና፣ ከም በዓል ንስኻን ወዲ ክማኻን ኢና ሰላም ስኢና ዘለና ንሕና አርትራውያን። ሕጂ ድማ ነዚ ሰብ ማሕላና ዝበሃል ትግራዋይ ትልምኖ ኣለኻ፣ ወረ አንታይ'ዩ አቲ ሽግርካ? ማይ ጸሎት ከድካ አንዶ ተሓጸብ፣ ብ አልፊ ደቓሉን፣ ኣብ አርትራ ዝዓበዩ ተጋሩን፣ ከዳዓት ደቒ ሃገርን አኮ ሰላም ስኢና፣ ማዋርዳምጶ። Midispiatchi sordo agame :lol:

Good Day Sir

Post Reply