Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member
Posts: 13035
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

ንሓይልታት ምክልኻል አርትራ፥ ወትሩ ኣብ ተጠንቕቕ ሃሉ፣ ሕማቕ ንፋስ ይነፍስ ኣሎ ካብ ደቡብ!!!

Post by tarik » 10 Feb 2019, 23:05

ንሓይልታት ምክልኻል አርትራ፥ ወትሩ ኣብ ተጠንቕቕ ሃሉ፣ ሕማቕ ንፋስ ይነፍስ ኣሎ ካብ ደቡብ!!! ታሪኽ ይድገም አዩ ዘሎ ይመስለኒ። ደግሲ አዩ ግዲ። ቑስልና ይቶኽቡና ኣለው መሊሶም። ኣይትተሃመል ወዲ/ጋል አረይ።

Halafi Mengedi
Senior Member+
Posts: 25517
Joined: 30 May 2010, 23:04

Re: ንሓይልታት ምክልኻል አርትራ፥ ወትሩ ኣብ ተጠንቕቕ ሃሉ፣ ሕማቕ ንፋስ ይነፍስ ኣሎ ካብ ደቡብ!!!

Post by Halafi Mengedi » 11 Feb 2019, 00:03

tarik wrote:
10 Feb 2019, 23:05
ንሓይልታት ምክልኻል አርትራ፥ ወትሩ ኣብ ተጠንቕቕ ሃሉ፣ ሕማቕ ንፋስ ይነፍስ ኣሎ ካብ ደቡብ!!! ታሪኽ ይድገም አዩ ዘሎ ይመስለኒ። ደግሲ አዩ ግዲ። ቑስልና ይቶኽቡና ኣለው መሊሶም። ኣይትተሃመል ወዲ/ጋል አረይ።
Adi Alo is the southern wind blowing your face endlessly LoL!!!

Post Reply