Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 09 Mar 2023, 15:20
- ጋላክቲካዊ/ፍኖተ-ሓሊባዊ ዳዊት ተኽለ-ሰንበት (ሽላን) ፥ ሰሚዕኪ ዶ ? !!!!!
- ዋርሳይ ሜሮን ፍሳሃየ ፥ ሰሚዕኪ ዶ ? !!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 16 Mar 2023, 17:13
ኣነን ኣርቲስት ተስፋኣለም ወዲ ኣረፋይነን ካብ ዓባይ ዓዲ ባሮ (ከባቢ ታሪኻዊት ድባርዋ -- ዘመንበረ ባሕሪ-ነጋሲ ) ስለ ንውለድ ሓንሳብ ናይ ዓዲ ባሮ ጌረ ነዛ " ጽብቕተይ " ዘርእስታ ኣዝያ ጥዕምትን ዘይትምኖን ደርፉ ከቕርበልኩም ። ጆባእኩም ደቂ ኤረ !!!!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 21 Mar 2023, 14:09
/
ሓደ ተረጋም ኣብ ሓንቲ ደርፊ ሓውና ኣርቲስት ካሕሳይ ወዲ በርሀ " ኮመንት " ክገብር እንከሎ እንታይ ከም ዝኾነን ዝሰተየን " ሃላይ ደኣ ኰንካ እምበር ደርፍኻስ ጥዑም ኔሩ! " ኢሉ ጽሒፉ !!!!!!!!!!/
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 25 Mar 2023, 15:56
- ብድምጹን ብጥይቱን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉይ ቦታ ዝሓዘ ሓየት ስርሒት ፈንቅል ኣልኣዛር ወዲ ምስግና ( ጀሪ) ፥ ወለባ !!
/
ካብ ኣስመራ ተበጊስና ብሰሓርቲ ( ዓደቦይ ብኣቦኡ) ጌርና ኣዝማድ ክንበጽሕ ናብ ዓላ (እንዳ ዓባየይ ብኣቦይ) ገጽና እንዳ ኣምራሕና እንከሎና ኣብ ደቀምሓረ ኣብ ሓንቲ ምጭውቲ ሪስቶራንተ ( እንተ ኬድኩም ኣብ ጥቓ መንገዲ ኢያ ትርከብ -- ዝተመርጸ ፍረሽ መግቢ ድማ ተቕርብ ) ኣዕሪፍና መግቢ እንዳ በላዕና ንምሳና ዝነበረ ዘመድ ብዛዕባ ብጽፈት ስርሑ ዘድንቖ ዝናዊ ኣርቲስት ተጋዳላይ ኣልኣዛር ወዲ ምስግና ምስ ሓተትክዎ ሽዑ ኣብዚ ኣብ ደቀምሓረ እዩ ዘሎ ኢሉ ሓቢሩኒ ። /
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 01 Apr 2023, 15:55
- ብድምጹን ብጥይቱን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉይ ቦታ ዝሓዘ ሓየት ስርሒት ፈንቅል ኣልኣዛር ወዲ ምስግና ( ጀሪ) ፥ ስረ ኤርትራውያን !!!!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 07 Apr 2023, 14:43
- ብድምጹን ብጥይቱን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉይ ቦታ ዝሓዘ ሓየት ስርሒት ፈንቅል ኣልኣዛር ወዲ ምስግና ( ጀሪ) ፥ ፈንቅል !!!!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 21 Apr 2023, 13:56
- ተኣምራታዊ መንግስተ-ኣብ ገብረ-ጊዮርጊስ ፥ ተጋይሸ !!!!!!!!!!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 28 Apr 2023, 13:28
- ሃብታት ዘርአዝጊ ፥ ደንሳ ገበኒሪ !!!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 02 May 2023, 17:23
Eritrean Bilen Chefera *AWNIGN BLINA* By Embaye Fkad(Jocker)!!!!
(
ምሸት ካብ ቤት ትምህርቲ ክንምለስ እንከለና ጓይላን ጸዎታን ዝፈትዉ ደቂ ብሌን ክንሰምዖም እንከለና ናብ ገዛ እንዳምራሕና ንእግረ-መንገድና ቅሩብ ጠጠው ንብል ኔርና ። ኣቖልዑት እንከለና ትምህርትና ምሸታዊ ዝኾነሉ ምኽንያት ካብ ናይ ጸላኢ ነፈርቲ ናይ ደብዳብ ስግኣት ስለ ዝነበረና እዩ ።
ኣብ ቤት-ትምህርትና በዓል መምህር ሓሰብ ኣል-ነቢን መምህር መብራህቱን መምህር (ብድሕሪኡ ናይ ዶክተር ማዕርግ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ዘምጸአ) ዘርአ-ማርያምን ዝበሃሉ ኔሮም ። ካልኦት ከም በዓል መምህር ኣለምስገድ ተስፋይ(ደራሲ - ካብ ኣሜሪካ ንሜዳ ብምውራዱ በቖልዑትና ነድንቖ ኔርና ። ኣኮይ ስዉእ ተኽለ ወዲ ልቢ ጸዓዱ በጻሕቲ ጋዜጠኛታት ናብ ቤት ትምህርትና ሒዙ ክመጽእ እንከሎ ኣለም-ሰገድ ይዛረቦም ኔሩ ። )ን መምህር ጎይቶኦምን ኡስታዝ ኣሕመድ(ሶማላዊ ወዲ ኤረ)/ መምህር ቋንቋ ዓረብ/ ) ኔሮምና ።
ካብ ብሌን ምስ ስድራይ ድልዱል ሌላ ዝነበሮም ኣቦይ ዓብደላ በረድ / ኣብ ጥዋለት ጥቓ ኣብታ ታንክታት ጀጋኑ ዘላታ ቦታ ትርከብ ዝነበረት እንዳ በረድ ዝሰርሑ ዝነበሩ ። / ዝባሃሉ ኔሮም ። ብዓቢኡ ከኣ ደቂ ሓትነይ ዝኾኑኒ ብሌን ኣለዉ ። መታዓብይትን ብውድባዊ ጥርናፈን ዝፈልጦም ከኣ ኣዝዮም ብዙሓት እዮም ። ኩሎም ጥዑማት ምስ ኣብራሃ መዕገርገሪ ወሲኽካ ማለት እዩ ። ኤርትራ !!!! )
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 14 May 2023, 19:41
- ካሕሳይ ወዲ በርሀ - ኣል-ዒምላቕ/ ኤርኮለ ባህሊ ሃገርና !!!!!!!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 17 May 2023, 15:50
- ፍጹም ወዲ ዮሃንስ (ማሳዊኖ !!) ፥ መርሓባ !!!!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 21 May 2023, 12:30
ያ ጀነተን ያ ጀነተን ዒሽቱ ቢሃ ጡፉለቲ
ያ ኣንቲ ደሒየት ኣል-ሑሩቢ ያ ኣንቲ !!
ኦ ገነት ኦ ገነት ቁልዕነተይ ዘሕለፍኩላ
ኦ ኣንቲ ግዳይ ኲናት ኣንቲ !!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 24 May 2023, 14:26
/
ኣየወ ሓቂ ብሓቂ ስጋዕ ሓርነትና ንዓትር ከይተሓለልና ክንጋደል ኢና ኢሎም ጀጋኑና ብመስዋእቶም ዓወት ኣምጺኦምልና።/
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 02 Jun 2023, 13:30
ኣል-ፈናን(ኣርቲስት) ዑመር ወድ ባርካ !!!!!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 22 Jun 2023, 17:18
- ሓርበኛ ኣኽሊሉ ወዲ ፈቶ ( ተፈኖ) ፥ ድንግል መሬት !!!!!!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 04 Jul 2023, 11:54
- ኢሳያስ ደበሳይ (ወዲ ሃለቃ ) !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 08 Jul 2023, 12:05
- ሰናይት ጓል ኣሚነ ምስ ፌቨን ጓል ጸጋይ ፥ ሃገረይ !!!!!!
/
ንሓወቦይ ኣንበሳ ናቕፋ ዘሰሓርቲ ዘሓማሴን ዘኤርትራ ፕሪዚደንት ኢሳያስ ወዲ ኣፈወርቂ ወዲ ኣብራሃምን ኣዝየ ዝፈትዋን ዘኽብራን ሓፍትና ሚኒስተር ኣስካሉ ጓል መንቀርዮስ ኣስተብህልሎም!/
-
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 15 Aug 2023, 09:04
- Ermias Rocking the Eritrean Festival Scandinavia!!!!
- እዚ ኩሉ ኣብ ፌስቲቫላትና ብስነ-ጥበባውያን ሃገርና ዝቐርብ ዘሎ ስራሕ ኣዝዩ ዘሐጉስን ዘኹርዕን እዩ ። ንምሉእ ተሳታፊ ህዝቢ ዘንቃሳቕስ ብጥንቃቐ ዝተሓርየ ንኮንሰርት ዝኸውን ደርፍታት ምስ ምዑዝ ኣቀናባብራኡ ክትሰምዖን ክትዕዘቦን እንከሎኻ መንፈስካ ይሕደስ ፍናንካ ድማ ሰማይ ይዓርግ ።
ኣብ ዝመጽእ ግዜ ንብንእሱ ድሮ በዓል ቅያ ሓውና ዘርአ-ሰናይ (ብሬነይ ማንታ እግሩ!) በታ ጥዕምቲ ክራሩ ተሰንዩ ኣብ ሕልናኻ ዝሰርጽ ቃላቱ ከስማዕና እንከሎ ብድራም ማሺን ዓብሊልና ስርሑ ከይነባላሽወሉ መታን በዚ ሒዝናዮ ዘሎና ጽፉፍ ኣቀራርባ ክንቅጽል ተስፋ እገብር ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 25 Aug 2023, 12:05
ኤርሚያስ ክፍለዝጊ ፥ ሰራዊት ዝና !!!!
-