ማሕላና
ንሕና ደረቐኛታት ኣውራጃውያን ኣይትኹኑ ፡ ከም ኣብ ዘመነ ሃይለ-ስላሴ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኰና ክንገዝኣኩምን ክንረግጸኩምን ኢና ኣይትበሉ ካብ ምባል ሓሊፍና ዝበልናዮ ነገር የሎን ። እዚ ምስ ምፍልላይ ዘተኣሳስር ዋላ ሓንቲ ነገር የብሉን ። ኣብ ከበሳ ኩሉ መመርየቱ ስለ ዘለዎ ዋላ ሓንቲ ዘባእስ የብልናን ። ሽግር ኮይኖምና ዘለዉ ደረቐኛታትን ደፋራትን ኣውራጃውያን እዮም ።
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member+
- Posts: 34552
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: ማሕላና ፡ ንሕና ደረቐኛታት ኣይትኹኑ ፡ ኣብ ገዛኹም መጺእና ክንገዝኣኩም ኢና ኣይትበሉ ኢና ዝበልና
"Abe Abraham"Abe Abraham wrote: ↑19 Apr 2019, 17:20ማሕላና
ንሕና ደረቐኛታት ኣውራጃውያን ኣይትኹኑ ፡ ከም ኣብ ዘመነ ሃይለ-ስላሴ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኰና ክንገዝኣኩምን ክንረግጸኩምን ኢና ኣይትበሉ ካብ ምባል ሓሊፍና ዝበልናዮ ነገር የሎን ። እዚ ምስ ምፍልላይ ዘተኣሳስር ዋላ ሓንቲ ነገር የብሉን ። ኣብ ከበሳ ኩሉ መመርየቱ ስለ ዘለዎ ዋላ ሓንቲ ዘባእስ የብልናን ። ሽግር ኮይኖምና ዘለዉ ደረቐኛታትን ደፋራትን ኣውራጃውያን እዮም ።
Good Day Sir
ኣንታ ሰብ ንስኻ መርገጽካ ዘይተነጽሮ ግዳ፣ ኩሉ አቲ ፖስት ናትካ ሙዚቓ ናይ ተጋሩ አዩ መሊኡ ተገልቢጥካ ድማ ኣነ አርትራዊ አየ ትብለና፣ ከም በዓል ንስኻን ወዲ ክማኻን ኢና ሰላም ስኢና ዘለና ንሕና አርትራውያን። ሕጂ ድማ ነዚ ሰብ ማሕላና ዝበሃል ትግራዋይ ትልምኖ ኣለኻ፣ ወረ አንታይ'ዩ አቲ ሽግርካ? ማይ ጸሎት ከድካ አንዶ ተሓጸብ፣ ብ አልፊ ደቓሉን፣ ኣብ አርትራ ዝዓበዩ ተጋሩን፣ ከዳዓት ደቒ ሃገርን አኮ ሰላም ስኢና፣ ማዋርዳምጶ። Midispiatchi sordo agame
Good Day Sir