Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Meleket
Member
Posts: 3828
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

ዘመን ተሻጋሪ ግሩም እና ኣብዪ "ወቅታዊ" መልዕክት!

Post by Meleket » 05 Dec 2024, 09:41

1ይቲ መልዕኽቲ ቅዱስ ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ምዕራፍ 4

1. በቲ ዳሕራይ ዘመናት ግና ገሊኦም እምነቶም ክሒዶም፡ ንመናፍስቲ ስሕተት ንምህሮ ኣጋንንትን ከም ዚስዕቡ፡ እቲ መንፈስ ብግሁድ ይብል ኣሎ።

2. ብግብዝና እቶም ሕሊናኦም ከም ብመዓለም እተዓለመ፡ ሓሶት ዚዛረቡ ሰባት፡

3. መውስቦ እናኸልከሉስ፡ እቶም ኣመንትን ሓቂ ዝፈልጡን፡ ብምስጋና ኪቕበልዎ ኢሉ ኣምላኽ ዝፈጠሮ ብልዒውን ሰብ ኪሐርሞ ይእዝዙ ኣለዉ።

4-5. እቲ ፍጥረት ኣምላኽ ብዘሎ ጽቡቕ እዩ እሞ፡ ብምስጋና እንተ ተቐበልካዮ፡ በቲ ቓል ኣምላኽን ጸሎትን ዚቕደስ ስለ ዝዀነ፡ ገለ እኳ ዚድርበ የብሉን።

6. ነቶም ኣሕዋት እዚ እንተ ኣርኤኻዮም፡ ቃል እምነትን እቲ ተኣሚንካ ዝሰዓብካዮ ጽቡቕ ምህሮን እተመገበ ሕያዋይ ኣገልጋሊ የሱስ ክርስቶስ ክትከውን ኢኻ።

7. ግናኸ ንነገር ቅለትን ንዕላል ኣንስትን ካባኻ ኣርሕቆ። ንርእስኻ ግን ኣምልኾ ኣልምዳ።

8. እቲ ስጋዊ ምልማድ ንቕሩብ ነገር እዩ ዚጠቅም፡ ኣምልኾ ግን ንኹሉ ይጠቅም፡ ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወት እዚኣን ነታ እትመጽእን ከኣ ተስፋ ኣለዎ።

9. እዚ ቓልዚ እሙን እዩ፡ ምቅባሉውን ብዅሉ ግቡእ እዩ።

10. በቲ ንዅሉ ሰብ፡ ምናዳ ንኣመንቲ፡ ዜድሕን ህያው ኣምላኽ ተስፋ ስለ ዝገበርና ኢና እንዓይን እንጽዕርን ዘሎና።

11. እዚ ኣዝዝን ምሃርን።

12. ነቶም ኣመንቲ ብቓል፡ በኻይዳ፡ ብፍቕሪ፡ ብእምነት፡ ብንጽህናውን ኣርኣያ ዀኖም እምበር፡ ነታ ንእስነትካ ሓደ እኳ ኣይንዓቃ

13. ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ናብ ምንባብን ምምዓድን ምምሃርን ኣቕልብ።

14. ነቲ ብትንቢት ብምንባር ኢድ ሽማግሌታትን እተዋህበካ፡ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ጸጋ ዕሽሽ ኣይትበሎ።

15. እዚ ኣጸቢቕካ ሕሰብ፡ እናወሰክካ ትኸይድ ከም ዘሎኻ፡ ኣብ ዅሉ ምእንቲ ኺግለጽሲ፡ ነዚ ነገርዚ ብምሉእ ርእስኻ ወፊ።

16. ንርእስኻን ንትምህርትኻን ተጠንቀቕ፡ በዚ ነገርዚ ጽናዕ። እዚ እንተ ገበርካስ፡ ንርእስኻን ነቶም ዚሰምዑኻን ከተድሕን ኢኻ።

Abere
Senior Member
Posts: 12718
Joined: 18 Jul 2019, 20:52

Re: ዘመን ተሻጋሪ ግሩም እና ኣብዪ "ወቅታዊ" መልዕክት!

Post by Abere » 05 Dec 2024, 10:56

ወንድም መለከት

የመልዕክቱ ቁም ነገሩ ለሁሉም ይደርሰን ዘንድ በልሳነ-አማርኛ ጭምር ቢሆን ይጠቅማል ባይነኝ።


Meleket wrote:
05 Dec 2024, 09:41
1ይቲ መልዕኽቲ ቅዱስ ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ምዕራፍ 4

1. በቲ ዳሕራይ ዘመናት ግና ገሊኦም እምነቶም ክሒዶም፡ ንመናፍስቲ ስሕተት ንምህሮ ኣጋንንትን ከም ዚስዕቡ፡ እቲ መንፈስ ብግሁድ ይብል ኣሎ።

2. ብግብዝና እቶም ሕሊናኦም ከም ብመዓለም እተዓለመ፡ ሓሶት ዚዛረቡ ሰባት፡

3. መውስቦ እናኸልከሉስ፡ እቶም ኣመንትን ሓቂ ዝፈልጡን፡ ብምስጋና ኪቕበልዎ ኢሉ ኣምላኽ ዝፈጠሮ ብልዒውን ሰብ ኪሐርሞ ይእዝዙ ኣለዉ።

4-5. እቲ ፍጥረት ኣምላኽ ብዘሎ ጽቡቕ እዩ እሞ፡ ብምስጋና እንተ ተቐበልካዮ፡ በቲ ቓል ኣምላኽን ጸሎትን ዚቕደስ ስለ ዝዀነ፡ ገለ እኳ ዚድርበ የብሉን።

6. ነቶም ኣሕዋት እዚ እንተ ኣርኤኻዮም፡ ቃል እምነትን እቲ ተኣሚንካ ዝሰዓብካዮ ጽቡቕ ምህሮን እተመገበ ሕያዋይ ኣገልጋሊ የሱስ ክርስቶስ ክትከውን ኢኻ።

7. ግናኸ ንነገር ቅለትን ንዕላል ኣንስትን ካባኻ ኣርሕቆ። ንርእስኻ ግን ኣምልኾ ኣልምዳ።

8. እቲ ስጋዊ ምልማድ ንቕሩብ ነገር እዩ ዚጠቅም፡ ኣምልኾ ግን ንኹሉ ይጠቅም፡ ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወት እዚኣን ነታ እትመጽእን ከኣ ተስፋ ኣለዎ።

9. እዚ ቓልዚ እሙን እዩ፡ ምቅባሉውን ብዅሉ ግቡእ እዩ።

10. በቲ ንዅሉ ሰብ፡ ምናዳ ንኣመንቲ፡ ዜድሕን ህያው ኣምላኽ ተስፋ ስለ ዝገበርና ኢና እንዓይን እንጽዕርን ዘሎና።

11. እዚ ኣዝዝን ምሃርን።

12. ነቶም ኣመንቲ ብቓል፡ በኻይዳ፡ ብፍቕሪ፡ ብእምነት፡ ብንጽህናውን ኣርኣያ ዀኖም እምበር፡ ነታ ንእስነትካ ሓደ እኳ ኣይንዓቃ

13. ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ናብ ምንባብን ምምዓድን ምምሃርን ኣቕልብ።

14. ነቲ ብትንቢት ብምንባር ኢድ ሽማግሌታትን እተዋህበካ፡ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ጸጋ ዕሽሽ ኣይትበሎ።

15. እዚ ኣጸቢቕካ ሕሰብ፡ እናወሰክካ ትኸይድ ከም ዘሎኻ፡ ኣብ ዅሉ ምእንቲ ኺግለጽሲ፡ ነዚ ነገርዚ ብምሉእ ርእስኻ ወፊ።

16. ንርእስኻን ንትምህርትኻን ተጠንቀቕ፡ በዚ ነገርዚ ጽናዕ። እዚ እንተ ገበርካስ፡ ንርእስኻን ነቶም ዚሰምዑኻን ከተድሕን ኢኻ።

Meleket
Member
Posts: 3828
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ዘመን ተሻጋሪ ግሩም እና ኣብዪ "ወቅታዊ" መልዕክት!

Post by Meleket » 05 Dec 2024, 11:01

1ኛ የጳውሎስ መልእኽት ወደ ጢሞቴዎስ ምዕራፍ ፬

፩. መንፈስ ግን በግልጥ በኋለኛዎች ዘመናት አንዳንዶች የሚያስቱ መናፍስትንና በውሸተኛዎች ግብዝነት የተሰጠውን የአጋንንትን ትምህርት እያደመጡ ሃይማኖትን ይክዳሉ ይላል።

፪. በገዛ ኅሊናቸው እንደሚቃጠሉ ደንዝዘው፥

፫. እነዚህ ውሸተኛዎች መጋባትን ይከለክላሉ አምነውም እውነትን የሚያውቁ ከምስጋና ጋራ ይቀበሉ ዘንድ እግዚአብሔር ከፈጠረው መብል እንዲርቁ ያዛሉ።

፬. እግዚአብሔር የፈጠረው ሁሉ መልካም ነው፥ ከምስጋናም ጋራ ቢቀበሉት የሚጣል ምንም የለም፤

፭. በእግዚአብሔር ቃልና በጸሎት የተቀደሰ ነውና።

፮. ስለዚህ ወንድሞችን ብታሳስብ በእምነትና በተከተልኸው በመልካም ትምህርት ቃል የምትመገብ የኢየሱስ ክርስቶስ መልካም አገልጋይ ትሆናለህ።

፯. ነገር ግን ለዚህ ዓለም ከሚመችና የአሮጊቶችን ሴቶች ጨዋታ ከሚመስለው ተረት ራቅ። እግዚአብሔርን ለመምሰል ግን ራስህን አስለምድ።

፰. ሰውነትን ለሥጋዊ ነገር ማስለመድ ለጥቂት ይጠቅማልና፡ እግዚአብሔርን መምሰል ግን የአሁንና የሚመጣው ሕይወት ተስፋ ስላለው ለነገር ሁሉ ይጠቅማል።

፱. ይህ ቃል የታመነ ሁሉም እንዲቀበሉት የተገባ ነው፤

፲. ይህን ለማግኘት እንደክማለንና ስለዚህም እንሰደባለን፥ ይህም ሰውን ሁሉ ይልቁንም የሚያምኑትን በሚያድን በሕያው አምላክ ተስፋ ስለምናደርግ ነው።

፲፩. ይህን እዘዝና አስተምር።

፲፪. በቃልና በኑሮ በፍቅርም በእምነትም በንጽሕናም ለሚያምኑቱ ምሳሌ ሁን እንጂ ማንም ታናሽነትህን አይናቀው

፲፫. እስክመጣ ድረስ ለማንበብና ለመምከር ለማስተማርም ተጠንቀቅ።

፲፬. በትንቢት ከሽማግሌዎች እጅ መጫን ጋራ የተሰጠህን ፥ ባንተ ያለውን የጸጋ ስጦታ ቸል አትበል።

፲፭. ማደግህ በነገር ሁሉ እንዲገለጥ ይህን ዐስብ ይህንም አዘውትር።

፲፮. ለራስህና ለትምህርትህ ተጠንቀቅ፡ በእነዚህም ጽና ይህን ብታደርግ ራስህንም የሚሰሙህንም ታድናለህና።

Post Reply