-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Nakfa Press
ዉዑይ ዜና
ፕረሲደንት ግብጺ ኣስመራ ኣትዩ ! ኣስመራ ኣጋይሻ ብፍሕሹዉ ገጻ ትቅበል!
ፕረዚደንት ግብጺ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ፣ብዕድመ መንግስቲ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ 10 ጥቅምቲ ኣስመራ ኣትዩ። ብናይ ክብሪ ሰልፊ ዝተሰነየ ወግዓዊ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ፕረዚደንት ኢሳይያስን ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ኣብ ምዕዛዝ ኩሉመዳያዊ ክልተኣዊ ዝምድናን ምትሕግጋዝን፡ ከምኡ’ውን ሓባራዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎም ዞባውን ዓለማውን ጉዳያትን ምዕባለታትን ክዝትዩ’ዮም።
ፕረዚደንት ኤል-ሲሲ ኣብ ምድንፋዕ ሰላምን ጸጥታን ቀይሕ ባሕርን ኣፍሪቃን ዘተኮረ ላዕለዎት ኣኼባታት ከምዝሳተፍ ተረጋጊጹ። እቲ ዘተ ዞባዊ ብድሆታት ንምፍታሕን ንሓባራዊ ልምዓት ክልልና ዝግበር ምትሕብባር ንምዕባይን ትጽቢት ይግበር።
ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ኤርትራ፡ ኣብ ታሪኽ ንፋልማዩ ኢዩ። ሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት፡ ሓለቃ ፕረዚደንታዊ ካቢነት፡ ከም'ኡ ዉን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ --- ምስ ፕረዚደንግ ኣል'ሲሲ ሓቢሮም ኣስመራ ኣትዮም ኣለዉ።
ስእልን-ሓበሬታን፣ ምኒስትሪ ዜና
ናቕፋ ፕረስ See less
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Nakfa Press
መራሕቲ ኤርትራ ግብጺ ሶማል ኣብ ቤተ መንግስቲ
ስሉሳዊ ዋዕላ ምስ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኤርትራ፡ ዓብደል-ፋታሕ ኤል-ሲሲ ግብጺ፡ ከምኡ'ውን ሓሰን ሸኽ መሓመድ ሶማልያ ፡ ኣብ ምሕያል ዝምድናን ምፍታሕ ዞባዊ ጸጥታን ምርግጋእን ዘተኮረ ስሉሳዊ ዋዕላ ይካየድ ኣሎ።
=======================================================================================================================
Nakfa Press
Photo of the Week!
ስእላዊ መግለጺ ! ብልጽቲ ስእሊ ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ግቢ
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Nakfa Press
45 minutes ago
ንጸላኢ ሕማም ርእሲ ዘትሕዝ ስእሊ ሎሚ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂን ፕረዚደንት ዓብዱል ፋታሕ ኤል ሲሲን ሎሚ ኣብ ኣጋ ምሸት ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብዝያዳ ምድልዳል ከምኡ’ውን ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ዛዕባታት ንኽልቲአን ሃገራት ዝጠቅም ሰፊሕ ዝርርብ ኣካይዶም።
ምስዚ ብዝተኣሳሰር ክልቲኦም መራሕቲ ሃገራት :
ኣብ ምድንፋዕ ዞባዊ ምርግጋእን ምትሕብባርን መሰረታዊ መትከላት ኣህጉራዊ ሕጊ ምኽባር ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚሩሉ።
ንዞባዊ ምርግጋእ ዝገብርዎ ጻዕሪ ንምውህሃድ ተሰማሚዖም።
ባህጊ ክልቲኡ ህዝብታት ናብ ልምዓትን ብልጽግናን ንምዕዋት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ክልቲአን ሃገራት ዘለወን ተወፋይነት ገሊጾም።
ብደረጃ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ዞባዊ፡ ኣህጉራውን ጂኦፖለቲካውን ምዕባለታት ሓባራዊ ረብሓ ዘለዎም ፖለቲካዊ ምምኽኻር ኮሚቴ ንምቛም ተሰማሚዑ።
ብድሕሪ’ዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድን ስሉሳዊ ዋዕላ ተኻይዱ።
እቶም ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት መሰረታዊ መትከላትን ኣዕኑድን ኣህጉራዊ ሕጊ ምኽባር ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚሮም፤ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ሃገራት ልኡላውነት፣ ናጽነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ከክብራ።
ትካላት መንግስቲ ሶማል ዝተፈላለዩ ውሽጣውን ግዳማውን ብድሆታት ንምግጣም ንምዕባይ ኣብ መንጎ ሰለስቲአን ሃገራት ምትሕብባርን ምውህሃድን ንምምዕባል &ንምዕማቕ ተሰማሚዑ፤ ከምኡ’ውን፡ ሃገራዊ ፈደራላዊ ሰራዊት ሶማልያ ብኹሉ መልክዑ ንሽበራ ክገጥም ዘክእሎም ረቃሒታት ብዕምቆት ተዘትዩ ኣብ ምርድዳእ በጺሑ።
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Nakfa Press
መደብ ስልጠና ወጻኢ ሃገራት ብዛዕባ ኣህጉራዊ ጉዳያት ንዲፕሎማስያዊ ሓለፍቲ ካብ ኤርትራ ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኤርትራ ተመሪቆም።
እዚ ስልጠና’ዚ ብሉጽ ውጽኢት ከመዝግብን ኣብ ዲፕሎማስያዊ ዓውዲ ርክብን ምልውዋጥን ቻይናን ኤርትራን ዝያዳ ከዕምቖን ተስፋ ንገብር።
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
بيان مشترك
بين جمهورية مصر العربية ودولة إريتريا
ــــ
بناء على الدعوة الكريمة الموجّهة من فخامة الرئيس إسياس أفورقي رئيس دولة إريتريا إلى فخامة الرئيس عبد الفتاح السيسي، رئيس جمهورية مصر العربية، اجتمع الرئيسان اليوم
10 أكتوبر 2024 في العاصمة الإريترية أسمرا، حيث أجرى الرئيسان مشاورات مُكثفة بشأن العلاقات الثنائية، ومسائل إقليمية ودولية حيوية، واستشرافاً للفرص المتاحة لتطوير العلاقات لخدمة تطلعات الشعبين واتفقا على التالي:
1- التأكيد على ضرورة الالتزام بالمبادئ والركائز الأساسية التالية للقانون الدولي باعتبارها الأساس الذي لا غنى عنه للاستقرار والتعاون الإقليميين:
- الاحترام المطلق لسيادة واستقلال ووحدة أراضي بلدان المنطقة.
- رفض التدخلات في الشؤون الداخلية لدول المنطقة تحت أي ذريعة أو مبرر.
- تنسيق الجهود المشتركة لتحقيق الاستقرار الإقليمي.
- العمل على خلق مناخ موات للتنمية المشتركة والمستدامة.
2- تعزيز التعاون الثنائي في مختلف المجالات تحقيقاً لتطلعات الشعبين نحو التنمية والازدهار.
3- تعميق وتكثيف التشاور السياسي بين البلدين حول مختلف القضايا الإقليمية والدولية والتطورات الجيوسياسية ذات الاهتمام المشترك، من خلال تدشين لجنة تشاور سياسي على مستوى وزيري الخارجية تجتمع بشكل دوري، وذلك بهدف تعزيز التعاون والتنسيق في المجالات التي تحقق المصالح المشتركة.
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
البيان المشترك للقمة الثلاثية
ــــ
1- بناءً على الدعوة الكريمة المُوجهة من فخامة الرئيس إسياس أفورقي رئيس دولة إريتريا إلى فخامة الرئيس عبد الفتاح السيسي، رئيس جمهورية مصر العربية، وفخامة الرئيس د. حسن شيخ محمود، رئيس جمهورية الصومال الفيدرالية، اجتمع الرؤساء الثلاثة اليوم
10 أكتوبر 2024 في العاصمة الإرترية أسمرا، حيث أجرى الرؤساء في قمة ثلاثية مُشاورات مُكثفة بشأن مسائل إقليمية ودولية حيوية.
2- أكد رؤساء الدول الثلاث على ضرورة الالتزام بالمبادئ والركائز الأساسية للقانون الدولي باعتبارها الأساس الذي لا غنى عنه للاستقرار والتعاون الإقليميين، خاصًة الاحترام المُطلق لسيادة واستقلال ووحدة أراضي بلدان المنطقة، والتصدي للتدخلات في الشئون الداخلية لدول المنطقة تحت أي ذريعة أو مُبرر، وتنسيق الجهود المشتركة لتحقيق الاستقرار الإقليمي، وخلق مناخ موات للتنمية المُشتركة والمُستدامة.
3- تطوير وتعميق التعاون والتنسيق بين الدول الثلاث من أجل تعزيز إمكانات مؤسسات الدولة الصومالية لمواجهة مختلف التحديات الداخلية والخارجية، وتمكين الجيش الفيدرالي الصومالي الوطني من التصدي للإرهاب بكافة صوره، وحماية حدوده البرية والبحرية، وصيانة وحدة أراضيه.
4- وفي هذا السياق، تناولت القمة بعمق أكبر وتوصلت إلى توافق في الآراء بشأن المسائل التالية:
- الأزمة في السودان وتداعياتها الإقليمية.
- الوضع في الصومال على ضوء التطورات الإقليمية الأخيرة.
- قضايا الأمن والتعاون بين الدول الساحلية للبحر الأحمر ومضيق باب المندب في سياق أهميته القصوى كممر بحري حيوي.
- آليات التنسيق الدبلوماسي والجهود المُشتركة بين الدول الثلاث.
5- الترحيب بالجهود التي تقوم بها كل من دولة إريتريا وجمهورية مصر العربية في دعم الاستقرار في الصومال الشقيق وتعزيز قدرات الحكومة الفيدرالية، والإشادة بعرض جمهورية مصر العربية المساهمة بقوات في إطار جهود حفظ السلام في الصومال.
6- تم الاتفاق على إنشاء لجنة ثلاثية مشتركة من وزراء خارجية إريتريا، ومصر، والصومال للتعاون الاستراتيجي في كافة المجالات.
-
- Senior Member+
- Posts: 21996
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
ሕጂ ግርም!!! አሁን የልቤ ደረሰ
እቺ ሲያከብሯት የፈሯት የሚመስላት ዝርፍጥ አገር ምሷን እደ ቆሻሻ አላምጦ መትፋት ነው::
እቺ ሲያከብሯት የፈሯት የሚመስላት ዝርፍጥ አገር ምሷን እደ ቆሻሻ አላምጦ መትፋት ነው::
Last edited by Fed_Up on 10 Oct 2024, 13:06, edited 1 time in total.
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Nakfa Press
መራሕቲ ግብጺ ሶማል ተፋንዮም!
ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኤል ሲሲን ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድን ድሕሪ ፍረ ዘለዎ ክልተኣዊ ኣኼባታትን ስሉሳዊ ዋዕላን ሎሚ ምሸት ኣብ ሰዓታት ምሸት ናብ ሃገሮም ኣምሪሖም።
-
- Member
- Posts: 1965
- Joined: 23 Dec 2013, 21:03
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
We know better, action speaks louder than whitewashed images. Here is how the opportunist Muslim Arab Egypt abuse and use poor Eritrean Christian refugees in the Arab world.
-
- Member
- Posts: 3087
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
The bipolar pm is sh1ting in his pants.
-
- Senior Member
- Posts: 11624
- Joined: 08 Mar 2014, 16:32
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
ተገዶ ፈገግ በሉ የተባሉ ይመስላሉ፣ ደስታ የራቃቸዉ እርኩማኖች!
ተልባ ብንጫጫ በአንድ ሙቀጫ!
ይህን ከሁሉም በላይ ኢሳያስ ያዉቀዋል! ይሞክረን እንግዲህ፣ እግዚያብሔር ቀንቶን!
ተልባ ብንጫጫ በአንድ ሙቀጫ!
ይህን ከሁሉም በላይ ኢሳያስ ያዉቀዋል! ይሞክረን እንግዲህ፣ እግዚያብሔር ቀንቶን!
tarik wrote: ↑10 Oct 2024, 12:38
Nakfa Press
45 minutes ago
ንጸላኢ ሕማም ርእሲ ዘትሕዝ ስእሊ ሎሚ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂን ፕረዚደንት ዓብዱል ፋታሕ ኤል ሲሲን ሎሚ ኣብ ኣጋ ምሸት ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብዝያዳ ምድልዳል ከምኡ’ውን ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ዛዕባታት ንኽልቲአን ሃገራት ዝጠቅም ሰፊሕ ዝርርብ ኣካይዶም።
ምስዚ ብዝተኣሳሰር ክልቲኦም መራሕቲ ሃገራት :
ኣብ ምድንፋዕ ዞባዊ ምርግጋእን ምትሕብባርን መሰረታዊ መትከላት ኣህጉራዊ ሕጊ ምኽባር ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚሩሉ።
ንዞባዊ ምርግጋእ ዝገብርዎ ጻዕሪ ንምውህሃድ ተሰማሚዖም።
ባህጊ ክልቲኡ ህዝብታት ናብ ልምዓትን ብልጽግናን ንምዕዋት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ክልቲአን ሃገራት ዘለወን ተወፋይነት ገሊጾም።
ብደረጃ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ዞባዊ፡ ኣህጉራውን ጂኦፖለቲካውን ምዕባለታት ሓባራዊ ረብሓ ዘለዎም ፖለቲካዊ ምምኽኻር ኮሚቴ ንምቛም ተሰማሚዑ።
ብድሕሪ’ዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድን ስሉሳዊ ዋዕላ ተኻይዱ።
እቶም ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት መሰረታዊ መትከላትን ኣዕኑድን ኣህጉራዊ ሕጊ ምኽባር ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚሮም፤ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ሃገራት ልኡላውነት፣ ናጽነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ከክብራ።
ትካላት መንግስቲ ሶማል ዝተፈላለዩ ውሽጣውን ግዳማውን ብድሆታት ንምግጣም ንምዕባይ ኣብ መንጎ ሰለስቲአን ሃገራት ምትሕብባርን ምውህሃድን ንምምዕባል &ንምዕማቕ ተሰማሚዑ፤ ከምኡ’ውን፡ ሃገራዊ ፈደራላዊ ሰራዊት ሶማልያ ብኹሉ መልክዑ ንሽበራ ክገጥም ዘክእሎም ረቃሒታት ብዕምቆት ተዘትዩ ኣብ ምርድዳእ በጺሑ።
-
- Member+
- Posts: 6676
- Joined: 09 Nov 2007, 20:12
- Location: Heaven
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
No one likes this fuc'king piece of sh'it!
-
- Member
- Posts: 1965
- Joined: 23 Dec 2013, 21:03
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
This is how, we the Eritreans, know the savage opportunist Muslim Arab Egypt.
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
-
- Member
- Posts: 1965
- Joined: 23 Dec 2013, 21:03
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Arab Abid Concubine, first know your place in the eye of your master - the savage Muslim Arab. This is how the savage Muslim Arab Egypt abuses and uses my Eritrean brothers and sisters.
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Please wait, video is loading...
NationalEr Interest
|• መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያትን ዘትዮም።
[10 ጥቅምቲ 2024] - ሚ/ዜና MOI Eritrea
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲን፡ ሎሚ 10 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ኣዳራሽ ሃገር ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናን ዝያዳ ንምምዕባሉ ዘሎ ዕድላትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም።
ኣብ’ዚ ኣካልን መቐጸልታን ክልተኣዊ ምምኽኻር ኣብ ኣገደስቲ ጉዳያት ዝዀነ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ፕረዚደንት ኣልሲሲን፡ ምኽባር መትከላት ኣህጉራዊ ሕጊ - መሰረት ዞባዊ ሰላም፡ ርግኣትን ምትሕግጋዝን ምዃኑ ብምግንዛብ፡ ልኡላውነት፡ ናጽነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሃገራት’ዚ ዞባ ክኽበር፣ ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ምኽንያት፡ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገራት’ዚ ዞባ ዝግበር ምትእትታው ክውገድ፣ ዞባዊ ርግኣት ንምርግጋጽ ውሁድ ጻዕሪታት ክድንፍዕ፣ ከምኡ’ውን ዘላቒ ሓባራዊ ልምዓት ንምርግጋጽ ዝሕግዝ ምቹእ ሃዋህው ክፍጠር ኣብ ምርድዳእ በጺሖም።
ክልቲኦም መራሕቲ ብተወሳኺ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ዘሎ ክልተኣዊ ምትሕግጋዝ፡ ንብልጽግናን ልምዓትን ክልቲኡ ህዝብታት ብዘገልግል ንምምዕባሉ ዘሎ ድሌትን ድልውነትን ብምርግጋጽ ብዝለዓለ ክስራሓሉ፣ ከምኡ’ውን ዝተፈላለየ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያትን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ጂኦፖለቲካዊ ምዕባለታትን ብዝምልከት ኣብ መንጐ ክልተአን ሃገራት ዝግበር ፖለቲካዊ ምምኽኻር ንምዕዛዝ፡ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ዝቘመትን ስሩዕ ርክባት እተካይድን ሓባራዊት ኮሚተ ክትቀውም ተሰማሚዖም።
መራሕቲ ኤርትራ፡ ግብጽን ሶማልን ብድሕሪ’ዚ ኣብ ዝገበርዎ ስሉሳዊ ርክብ፡ ብዛዕባ ኩነታት ሶማል ብመንጽር ዞባዊ ምዕባለታት፣ ሽግር ሱዳንን ናይ መጻኢ ኣመታቱን፣ ከምኡ’ውን ጉዳያት ጸጥታን ምትሕግጋዝን ምስ ቀይሕ ባሕሪን መጻብቦ ባብ ኤል-መንደብን ዝዳወባ ሃገራት ብዕምቈት ዘትዮም።
ሰለስቲኦም መራሕቲ ኣብ ዘውጽእዎ ሓባራዊ መግለጺ፡ ዝምድና ሃገራቶም ንምምዕባልን ንምዕማቚን፣ ዓቕሚታት ሃገራዊ ትካላትን ሰራዊትን ሶማል ብምጉልባት ኩሉ ዓይነታት ግብረ-ሽበራ ንምብዳህ፣ ከምኡ’ውን ሶማል መሬታውን ባሕራውን ዶባታን ግዝኣታዊ ሓድነታን ንምዕቃብ ኣብ ዘኽእል ነጥብታት ከምእተረዳድኡ ገሊጾም።
ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ፕረዚደንት ኣልሲሲ፡ ስለ’ቲ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተገብረሉ ዕድመን ምዉቕ ሕውነታዊ ኣቀባብላን እንግዶትን ምስጋና ኣቕሪቡ።
ብኻልእ ወገን፡ መራሕቲ ግብጽን ሶማልን ኣብ ዝገበርዎ ክልተኣዊ ርክብ፡ ዝምድናታቶምን ሽርክነታዊ ምትሕግጋዞምን ንምምዕባል ተረዳዲኦም።
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ፡ ብናይ ክብሪ ሰልፊን ሃገራዊ መዛሙር ኤርትራን ግብጽን ዝተሰነየ ወግዓዊ ኣቀባብላ ገይሩሉ።
ሚኒስተር ሃገራዊ ጸጥታ ሜጀር ጀነራል ዓባስ ካምል፡ ሓለቓ ፕረዚደንታዊ ካቢነ ሜጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓሊ፡ ከምኡ’ውን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶ/ር በድር ኣሕመድ ዓብዱልዓጢ፡ ምስ ፕረዚደንት ኣልሲሲ ሓቢሮም መጺኦም ነይሮም።
ኣብ’ቲ ናይ ምቕባል ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሰበ-መዚ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተረኺቦም ነይሮም።
እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ንዝስልጥኑ ዘለዉ ኣባላት ሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ብምብጻሕ፡ ምስኦም ዘትዩ።
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲን ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ዝገበርዎ ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሞም፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ተፋንዮም።
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: Photos Of:Pia Welcomed Egypt's President Alsisi In My Eritrea 2Day.!!! WEEY GUUD !!!
Please wait, video is loading...
Nakfa Pressእቲ ሎሚ ዝተካየደ ርክብ ምሕዝነት ንምድልዳልን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን፣ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕርን ዘጋጥም ተኣፋፊ ብድሆታት ንምምካትን ዝዓለመ’ዩ። ውጽኢት ናይቲ ዋዕላ፡ ኤርትራ ኣብ ዞባዊ ፖለቲካ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ኣገዳስነት ዘጉልሕ ሓያል ስትራተጂካዊ ብልጫታት ዝኩልዕ እዩ።
Al-Sisi: We agreed to cooperate to face common challenges and confront plans aimed at destabilizing and dismantling the countries of the region
-
- Senior Member+
- Posts: 34527
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04