Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 6401
- Joined: 15 Dec 2013, 03:38
Engineer Fitsum ተምበርክከው Wedi Taba'ን ይቅርታ ጠየቁ.
I wasn't aware that Solomon Tesfamariam (solo Media) is a highly regarded Eritrean immigration officer overseas with the authority to grant or deny entry to Eritrea.
-
- Senior Member
- Posts: 10500
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
Re: Engineer Fitsum ተምበርክከው Wedi Taba'ን ይቅርታ ጠየቁ.
(ነዊሕ ግዜ ይገብር) ሓወቦይ'ዮ፤ እታ ናይ ጣዕሳ ወረቀት መሊእካ ፎቶኮፒ ጌርካ ስደደለይ፤ ዓዲ ጤሳ ይዕድሉለዉ ቀልጠፈ ከሳልጠልካ።
ኣነ፤ ኣታ ሓወቦይ፥ ኣነደኣ'ሞ ዘይተጠዓስኩ! እንዲያውም፤ ስጋብ ሕጂ ካብ ዝወሰንክወን ውሳኔታት እታ ዝበለጸት'ያ እንድየ ዝብል ዘለኹ።
ሓወቦይ፤ ወዳኢተይዶ! መን ተጠዓስ ኢሉካ? ኣነ እታ ወረቀት ስደደልይ'የ ዝብለካ ዘለኹ። ደቀርብዓ ይመናጠሉሉ ኣለው፤ ንስኻ ኸኣ . . .
ኣነ (ብዘይ ስማዕ ድምጺ)፤ ወሪድኒ . . . ካብ ዶርም ናብ ናብ ዶርም ኮለል ዝብል ዘለኹስ፤ ዘይነብሮ መረባዕ ከኣ ክሰርሕ?! ኪር ኪር ኪር ኪር
ኣባ ጅጎ ብሩኽ፤ ነዊሕ ኣይ ጸነሐን ኣኪብዎ። በጅኡ ይስጥሓኒ ጥዕና ኣይነበሮን ንነዊሕ ግዜ።
ሕጂ ድማ ኣቦይ ፍጹም እንታይ ዘይገበረ? ዓዱ ርእዮ፤ ናፍቆቱ ኣውጺኡ ኽመውት ይምነይ ይኸውን!
"ዓድኻ ክትር እይ እንተደሊኻ ተምበርኪኽካ ስገደለይ!" እዮ እቲ ነገር።"

- Member
- Posts: 451
- Joined: 07 Dec 2013, 03:41
Re: Engineer Fitsum ተምበርክከው Wedi Taba'ን ይቅርታ ጠየቁ.
This is painful and difficult to watch. God bless Mr. Festum
-
- Member+
- Posts: 6401
- Joined: 15 Dec 2013, 03:38
Re: Engineer Fitsum ተምበርክከው Wedi Taba'ን ይቅርታ ጠየቁ.
Solomon Tesfamariam (solo Media) እሱ ራሱ ይቅርታ መጠየቅ አለበት