Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Digital Weyane
Member+
Posts: 8540
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: "ችግራይ ሃገር ከይኮነት አይምርዓውን'የ!" ይብለና አሎ ሓደ ችግራዋይ

Post by Digital Weyane » 27 Mar 2023, 19:30

እኖኻ ድየን ልአዶ ትግራይ ሃገር ኻይትገብራ ከልኪለናኻ? ዋይ ዋይ! ሕነ ቐራናት ልጓዕማማት! ማዓንጣ እንተኒሄካ ፣ እኒሄ ዓንቀፅ 39 እኒሄ ጎልጎል። ሃሳስ ጎማጢ ሃምበርገር! :roll: :roll:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: "ችግራይ ሃገር ከይኮነት አይምርዓውን'የ!" ይብለና አሎ ሓደ ችግራዋይ

Post by Abe Abraham » 27 Mar 2023, 19:34

Fiyameta wrote:
27 Mar 2023, 17:38
:lol: :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

ኣብ ከባቢ 10 ደቒቅ ኣብታ ቪድዮ " ኣበባ " ሱቕ ኢላ ሃለው-ለው ትብል ኣላ ። ንብድሮን ዝተወቕዑ ብልባ ንዘይትሓልየሎም ተጋሩ ናብ ደቂ ኤረ ክተላግቦ ትፍትና ኣላ ። ንዕጉስ ኤርትራዊ ኣንበሳ ብዘይከውን ክትጥቅን ነውሪ እዩ ። ነውራም " ኣበባ " እንተ ፈሊጣቶ ማለት እዩ ። ሕጂ ምስ ኣብይይይይይይ ( ከምቲ ተጋሩ ዘድምጽዎ :lol: ) ሰላም ተጌሩ ተባሂሉ ኩሉ ናብ ዕጉስ ኤርትራዊ ኣንበሳ ንምልጋብ ምጉያይ ! ረይፕ ዝበሃል ዝነበረ ሕጂኸ ደኣ ነቶም ኣብ ትግራይ ኣትዮም ንደቂ-ኣንስትዮ ትግራይ ዝጋሰሱ ዘለዉ ካብ ክንየው ትግራይ ዝመጹ ሰባት እንታይ ክበሃል እዩ ? ደይት ? ከም ናይ ኣሜሪካኖ ደይት ? ውርደተኛታት ንነብሶም ተዋሪዶም ንካልኦት የዋርዱ !!!

-

Post Reply