-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Pic of the week
President Ruto, enjoying Asmara-bella!
Last edited by Zmeselo on 10 Dec 2022, 08:46, edited 1 time in total.
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Pic of the week
ፕ/ት ኢሳይያስን ፕ/ት ዊልያም ሩቶን ትማሊ ኣብ ዘካየድዎ 1ይ ርክብ፡ ኣብ ምምዕባል 2ዊ ዝምድናን ዞባዊ ሽርክነትን ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም። ንክብሪ ፕረዚደንት ሩቶን ምስኡ ዝመጸ ልኡኽን ድማ፡ ብባህላዊ መሰናድኦ ዝተሰነየ ናይ ድራር እንግዶት ተገይሩ።
President Isaias Afwerki and his Kenyan counterpart, President William Ruto, held extensive discussions in their first meeting at State House in late afternoon yesterday. The talks focussed on enhancement of bilateral ties and the consolidation of regional partnership.
Yemane G. Meskel: @hawelti

Last edited by Zmeselo on 10 Dec 2022, 06:58, edited 1 time in total.
-
- Member+
- Posts: 6822
- Joined: 14 Feb 2020, 22:23
- Location: Ras Mesobawian
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: Pic of the week
TesfaNews ፍላዪ ማንታኻ'ዉን ከምዡይ ኣብ ታሕቲ ዚጸሐፎ ኢዩ ዜደናግር ዝነበረ፥ ንኤርትራውያን ንምምቕቓልን ንምጉዝዛዪን፤ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ድማ መሊሽናሉ ግዲ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሐበንን ፍናናን!
ናትካ ድሌት "ናብ ምስሪ(ግብጺ) ወይ ናብ መካ ክትጥረዝ ደሊኻ ኣሎኻ" ክንብለካ ኢዩ፧ ንሕና ግን ከምኡ ኣይንብልን፡ ጭዋታትን ወረጃታትን ወለድና ከምኡውን ኣቦታትን ኣዴታትን እምነትና ፍቕሪ እምበር ጽልኢን ንፍጊን ስለዘይመሃሩና።

Meleket wrote: ↑29 Apr 2019, 05:13ኣንታ መን ክሓፍረልኻ ኢዩ! ወይ ነገር “ዲጅታል ወያነ” ብጨናኻ ትፍለጥ! ደቂ ኤለትረያ ደኣ በዅርን ሕሳስ ልደን ኣስላማይን ክስታናይን፣ ተውሓዶኡ ኮተሊኹ ኬንሽኡ እንደኣሉ “ሃገር ቢሉ” ብሓድነት መኪቱን ተዓዊቱን ንጸላእቲ ሃገረ ኤለትረያ ዘሕፍሮምን “ሕዚ’ዶ ሓይሽ ዉይዉይ” ዝብሎም ዘሎ!!! ወላሒ!!!
እንታይ’ሞ ኣጣቈስቲ መኣስ ልርደኣዅም ዀይኑ
“ከምዡይ ገቢሩሎም ወ ጎሚዳ ኣባ ብልሓቱ - - - ” ትብል ደርፊ ጋቢዘካ ኣሎኹ!
-
- Member
- Posts: 2327
- Joined: 26 Apr 2013, 05:16
-
- Member+
- Posts: 6822
- Joined: 14 Feb 2020, 22:23
- Location: Ras Mesobawian
Re: Pic of the week
.
.
.
.
.
Your Catholic Church founded by Italian Colonizers and has continually served Western Interests against Eritrea. The Catholic Church has no say in the Politcal Affairs of Eritrea. You and your bishops will be sent back to Italy where you can enjoy being a Latin Christian you can go pray in Rome all you want bud that's your holy city
Then
We will install Pro Eritrea Bishops for the remaining Catholics that will not disturb the Eritrean Government for protecting the interests of Eritrea
Meleket wrote: ↑10 Dec 2022, 05:18TesfaNews ፍላዪ ማንታኻ'ዉን ከምዡይ ኣብ ታሕቲ ዚጸሐፎ ኢዩ ዜደናግር ዝነበረ፥ ንኤርትራውያን ንምምቕቓልን ንምጉዝዛዪን፤ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ድማ መሊሽናሉ ግዲ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሐበንን ፍናናን!

TesfaNews ማኦ ማኦ ኣይጨነኻን'ዶ?
ሽም ሃገርና'ከ ክትቕይረልና ዲኻ፧ "ቻይትራ" ቢልካ ክተጠምቐልና፤ ነግራም ጐረቤት ወትሩ ተንዀል ጥራሕ'ዩ ዚኣልም፤ ኣብ መንጐ "ጥሙራት" ህዝቢ ጽልኢ ንምምሃዝ! ኤርትራዊ ንቕሓትን ሕድሪ ስውኣትን ኣብ ቦትኡ ኢዩ ዛሎ ዚብል ኢዩ ኤርትራዊ መልስና።

TesfaNews wrote: ↑10 Dec 2022, 05:31. . .

Meleket wrote: ↑10 Dec 2022, 05:55TesfaNews ማኦ ማኦ ኣይጨነኻን'ዶ?

Religion should never proceed patriotism in Eritrea, if the country is ever to hold together. And those who prioritize that, should be condemned!
For instance, a great Protestant & Catholic Eritreans!

Last edited by Zmeselo on 10 Dec 2022, 08:43, edited 1 time in total.
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Pic of the week
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኬንያ ዊልያም ሩቶ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብ9ን 10ን ታሕሳስ ኣብ ኤርትራ ንዝገበሮ ወግዓዊ ምብጻሕ ምኽንያት ብምግባር፡ ኤርትራን ኬንያን ሓባራዊ ስምምዕ መዘክር ኣውጺአን።
ብመሰረት’ዚ ኣብ ክልተኣዊ፡ ዞባውን ብዙሓውን ጉዳያት፡ ከምኡ’ውን ንግድን ዞባዊ ምትሕግጋዝን ዘተኰረ መዘክር፡ ዜጋታት ክልተአን ሃገራት ካብን ናብን ኣብ ዝገብርዎ ምንቅስቓስ ዝሕተትዎ ዝነበሩ ናይ ቪዛ ቅጥዕታት ክተርፍ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ'ሎ።
COMMUNIQUE FOLLOWING OFFICIAL VISIT TO THE STATE OF ERITREA
GENERAL
https://shabait.com/2022/12/10/communiq ... eaPrevails
• ON December 9-10, 2022, His Excellency the President, Hon. William Samoei RUTO, PHD., C.G.H., undertook an official visit to the State of Eritrea on the invitation of his host, H.E. President Isaias AFWERKI.
•®Following warm and cordial deliberations between the two Leaders, the following was agreed upon;
On Bilateral Issues;
1. The two Excellencies agreed to bolster bilateral relation between Kenya and Eritrea as well as improving people-to-people ties with a view to enhancing and entrenching regional integration. To this end, the two countries shall abolish visa requirements for their respective citizens. The two countries will also cooperate in the African Union in the spirit of Pan-Africanism.
On Regional and Multilateral Issues:
2. The two leaders agreed to work together and consult on regional integration and to safeguard regional peace, security and development in the Horn of Africa.
In this vein, the two Leaders noted the need for firm and inspired leadership in the region, with a view of ensuring and guaranteeing peace and stability in the countries of the region.
On Matters of Trade and Regional Cooperation
3. The two leaders underscored the importance of promoting regional trade and investment through developing regional land, sea and air transport. They noted the need for overcoming current challenges through regional initiatives that would benefit from economies of scale and pooling of resources.
Done on this the 10th day of December in Asmara, Eritrea.
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Pic of the week
President William Ruto & his delegation, which included Cabinet Secretary & Defence Minister Aden B. D. Gure; Deputy Chief of Staff Josphat K. Nanok; Senators J. K. Mandago & A.K. Cheruiyot; & other officials, departed at mid-day today winding down their fruitful official visit.
@hawelti
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Pic of the week
Efforts underway to protect 10% of terrestrial, marine, and coastal areas of Eritrea. #biodiversity #ClimateAction @UNDPEritrea
Community managed nurseries, to revive and sustain forest areas!
Perfect sanctuaries for wildlife including baboons, tigers, the greater kudu, gazelles and warthogs!
Nashida Sattar: @NashidaSattar
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Pic of the week
Saturday market in Asmara. ሽሻይና ምሉእ፡ ዕዳጋና ርጉእ (Via Luwam Measho)
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Pic of the week
ብመጎት ክትርእዮ እንከለኻ ኩሉ በቦታኡ ኣለዎ ። ቀዳምነት ዳሕረዋይነት ተባሂሉ ዝስራዕ ኣይኮነን ። ሓርበኛ ምዃን ንመሬትካን ንኹሉ ኣብ መሬትካ ዘሎ ባህልኻን ሃይማኖትካን ታሪኽካን ህዝብኻን ምኽባር የጠቓልል ። ምኽንያቱ ኣብ ባዶሽ ዝተሃንጸ ሓርበኛነትን ሃገራውነትን ስለ ዘየሎ ።
እንድሕር ናይ ግድን ብዛዕባ ቀዳምነት ክንዛረብ ኣሎና ኢልካ ከይተፈለጠካ ምስ ብዙሓት ሰባት ክትጋራጮ ትኽእል ኢኻ ።
ኣብ ሃይማኖቱ ሃይማኖት መንነትን ምስ ኣምላኽ ዝተኣሳሰረን ካብ ነገራዊ ዓለም ዝረሓቐን ስለ ዝኾነን ቀዳምነት ኣለዎ ዝብል ከም ዘሎ ከኣ ክንርስዕ የብልናን ። ካብ ወዲ ዘይሃይማኖተይ ወዲ ዓደይ ዘይ ወዲ ዓደይ ወዲ ሃይማኖተይ ይቐርበኒ ዝብሉ ኸኣ ኣለዉኻ ።
ካብ ጽልእን ናይ ምርሕሓቕን መንፈስ ተበጊሶም ዘይኮኑስ ብመሰረቱ ኣስተምህሮ ናይ ሃይማኖቶም ከምኡ እዩ ዝብል ኢሎም ስለ ዝኣምኑ ። ሕጂ ገለ ደቂ ዓድና ብዘይ ኣፍልጦ ነዞም ዝጠቐስክዎም ሰባት ሱቕ ኢሎም ይካትዕዎም ።
እቲ ኣገራሚ ዝመስል ዘይኣገራሚ ኣብ ግዜ ምምሕዳር መሓመድ መሓመድ ሙርሲ ዒሳ ኣል-ዓያጥ ኣብ ምስሪ " ክርስትያን መራሕ-መንግስቲ ክኸውን ክፍቀዶ ይግባእ ዶ ? " ዝብል ሕቶ ምስ ተላዕለ " ኣይፋልን፡ ኣስላማይ ወዲ ማሊዝያ ንክኸውን ግን ዝኽልክል ሃይማኖታዊ ሕጊ የለን " ዝብል መልሲ ካብ ብዙሓት ምሁራት ቀሪቡ ።
ሕጂ እቲ ቅኑዕ መንገዲ ኢለ ዝሓስቦ ኣብ ክንዲ ነየናይ ተቐድም ኢልካ ኣብ ፍረ-ዘይብሉ ክትዕ ትኣቱ ዕልማናዊ ኣካይዳ ሒዝካ ሃገርካ ምሕላውን ምህናጽን እዩ ።
Please wait, video is loading...