Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Abere
Senior Member
Posts: 11111
Joined: 18 Jul 2019, 20:52

Re: TDF በባድመ ኤርትራ ገባ | የአማራ ፋኖ የጥይት እራት ሆነ | ትግራይ ትገንጠል - ሳልሳይ ወያኔ

Post by Abere » 16 Jan 2022, 17:20

You have been talking like this for more than a year. Aren't you getting tired of talking sh!t. No body is going to buy your hallucination. TPLF is no match with Eritrea force - I can 1000% confirm this. I am not going to talk about Fano, let alone TPLF even the West and PP-Government can't get enough talking about their paranoid of Fano. Just to help you calm down a little bit by forgetting your dream of the improbable.

tarik
Senior Member+
Posts: 33285
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: TDF በባድመ ኤርትራ ገባ | የአማራ ፋኖ የጥይት እራት ሆነ | ትግራይ ትገንጠል - ሳልሳይ ወያኔ

Post by tarik » 16 Jan 2022, 17:27

Center for research and documentation ማእከል ምርምርን ስነዳን ግዱሳት ሃገራዉያን
10u9Spgcuf3l51hc83hae ·
መራሕቲ ጅንዳ ማለሊት ናብ ካናዳ
====
ምንጭታት ካብ ካናዶ ከም ዝሕብርዎ ዘለዉ፡ ቐ/ሚ ካናዳ ጃስቲን ትሩዶ ምስ ቐ/ሚ ኢትዮጲያ ዶ/ ኣቢ ኣሕመድ ዓሊ ኣብ ጉዳይ ቕሉዉላዉ ኢትዮጲያ ኣድሂቡ ተዛትዩ'ሎ። ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሶጎን ኣባሳንጆ፡ ኣብ መቐለ ምቕናዩ ዝተፈልጠ ኮይኑ፡ ምስ ምራሕቲ ጃንዳ ማለሊት ሰፊሕ ዝርርብ ምክያዱ ጌታቾዉ ረዳ ሓቢሩ'ዩ። ብዘይካ'ዚ ምክትል ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ንኣምባሳደር ጀፍሪ ፈልትማን ተኪኡ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ዞባ ቐርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ ዘሎ ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድን ዝርከብዎ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣሜሪካ፡ ኣብ ዝመጻ ዉሑዳት መዓልታት ናብ እዲስ ስበባ ክኣቱ'ዩ። ከም'ቲ ብዙሓት ተንተንቲ ዝገልጽዎ ዘለዉ፡ ጉዕዞ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ናብ ኢትዮጲያ መቐጸልታ ናይ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ዝርርብ ቐ/ሚ ዶ/ ኣቢ ኣሕመድ ዓልን ፕረዝደንት ባይደንን'ዩ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፡ ዉድብ ናጽነት ትግራይን ሳልሳይ ወያነ ትግራይን ሎሚ ኣብ ዘዉጽዎ መግለጺ፡ ኣብ ክልል ትግራይ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረትን ጃንዳ ማለሊት ስልጣን ለቒቓ ክትወጽእን ጸዊዖም ኣለዉ። ኣብ ክልል ትግራይ'ዉን ከቢድ ህዝባዊ ቕልዉላዉ ተላዒሉ ምህላዉን ህዝቢ ትግራይ እቲ ኩናት ብሰላም ክዓርፍ ኣብ ምጥላብ ይርከብ። እዚ ከም'ዚ ኢሉ ከሎ፡ ሓይልታት ፈደራል ኢትዮጲያ፡ ናብ ክልል ትግራይ ንምእታዉ ዘኽእሎም ምሉእ ምቅርራባት ዛዚሞም ኣብ ተጠንቀቕ ምህላዎም ሌ/ጀ ባጫ ደበሌ ሓቢሩ'ሎ። ድምር እኩብ ናይ'ዚ፦ ፍሉይ ልኡኽ ኦሊሶጎን ኣባሳንጆ፡ መራሕቲ ጃንዳ ማለሊት ናብ ካናዳ ዑቕባ ክወሃቦም ምዝርራቡን ካናዳን ኣሜሪካን'ዉን ነቲ ሓሳብ ተቐቢለንኦ ምህላወን ይሕበር ኣሎ።
ከመይ ትቕንዩ ኣንበብቲ ማ/ም/ስ/ግ/ሃ፡ ምስ ጉዕዞ ፍሉይ ልኡል መንግስቲ ኣሜሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባን ዝርርብ ቐ/ሚ ካናዳ ምስ ቐ/ሚ ዶ/ ኣቢ ኣሕመድ ዓልን ጉዕዞ ፍሉይ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኦሊሶጎን ኣባሳንጆ ናብ መቐለን ተኸታቲልና፡ ኩነታት ቕልዉላዉ ትግራይ ናበይ'ዩ ኣንፈቱ ብዝብል ዝቐረበ ጽሑፍ ኣብ ቐረባ መዓልታት ከነቕርበልኩም ኢና። ብሩኽ መዓልቲ።
قيادات جبهة تحرير تغراي اللي كندا
هل توافق قيادة :جبهة تحرير تغراي على مفترح تأمين اللجوء إلى كندا؟؟؟
أفادت الأخبار أن رئيس الوزراء الكندي جاستين ترود اتصل برئيس الوزراء الإثيوبي أبي أحمد علي وتباحثا مطولا حول الأزمة الإثيوبية. كما أكد الناطق الرسمي بإسم جبهة تحرير تغراي قيتاشو ردا بإجراء مبعوث الاتحاد الأفريقي اولسونغو اباسانغو مباحثات استغرقت ساعات طويلة مع قيادة الجبهة، فضلا عن ذلك أعلنت وزارة الخارجية الأمريكية بأنها ستبعث خلال الأيام القليلة القادمة، وفدا يتكون من مساعدة وزير الخارجية الأمريكي للشؤون الأفريقية مولي فين والمبعوث الخاص الأمريكي لمنطقة القرن الأفريقي دافيد ساترفيد إلى أديس أبابا.
من جهة أخرى أصدر حزب استقلال تغراي وحزب ثالثاي ويانى تغراي بيانا امس السبت، يطالبان فيه بتشكيل حكومة انتقالية في إقليم تغراي تحل محل الحكومة الحالية التي يترأسها الدكتور دبروظيون والمطالبة بمغادرة قادة جبهة تحرير تغراي الاقليم فورا.
يتزامن ذلك مع تصريحات أدلى بها أمس الفريق الركن باجا ديبلى والتي أكد فيها عن اكتمال الاستعدادات اللازمة لدخول الجيش الإثيوبي للاقليم.
وسط هذا الحراك الدبلوماسي والعسكري المكثف، تفيد الأنباء أن مباحثات المبعوث الأفريقي اباسانغو مع قادة جبهة تغراي، انحصرت حول تأمين لجوئهم إلى كندا وهو ما وافقت عليه واشنطن.
والأيام كفيلة بكشف الحقائق.
200 Comments

:lol: :mrgreen:

Post Reply