Search found 320 matches

by QB
07 Oct 2019, 10:10
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ
Replies: 4
Views: 732

Re: እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ

https://www.facebook.com/AANMEDIANETWORK/photos/a.280140779463876/539235260221092/?type=3&theater ካብ ውሽጢ ኤርትራ ካብ እሙናት ምንጭታትና ዝመጸና ኣገዳሲ ሓበሬታ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ አፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መሪሕነት ህግደፍ ምቅይያር ንምግባር መደብ ከምዝገበረ ተገሊጹ፡ ቀንዲ ናይዚ መደብ ውን ፍርሒ ካብ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዘርዓዶ ይመስል ይብል እቲ ዝረኽብናዮ ምንጪ። ብመሰረት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኢሳያስ ኣ...
by QB
07 Oct 2019, 10:04
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ
Replies: 4
Views: 732

እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ

https://www.facebook.com/henos.fkadu/posts/10217064312254667 ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኤርትራውያን ንመሰልን ፍትሒን ትቃለሱ ኩሉኹም ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ጀነራል ስብሓት ብልኡኻት ኢሰያስ ኣብ ገዝኡ ተሃሪሙ ኣብ ኢማራት ንልዕሊ 8 ወርሒ ተሓኪሙ ንኣስመራ ድሕሪ ምምላሱ ብትእዛዝ ኢሰያስ ካብ ገዝኡ ከይወጽእ ናይ ገዛ ማሕዩር ኮይኑ ሰብ ኣይኣትዎ ንሱ ክወጽእ እንተደልዩ ዉን ብሓለዋ ንሕክምና ጥራይ ክወጽእ ዝተፈቕደሉ ኮይኑ እሱር ናይ ገዛ ኮይኑ...
by QB
02 Oct 2019, 08:25
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: 5 Eritrean soccer players defect in Uganda/// 5 ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ (U-20) ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊሮም
Replies: 1
Views: 650

5 Eritrean soccer players defect in Uganda/// 5 ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ (U-20) ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊሮም

Five players of Eritrea’s U-20 team have disappeared from their Hotel in Jinja ahead of the semi-finals of the on-going Cecafa U-20 Challenge Cup. Eritrea will face Kenya’s Raising Stars in one of the semi-final games at the Fufa technical Center today, while Tanzania battle Sudan in the other match...
by QB
22 Sep 2019, 20:44
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: ATV: Martin Plaut, a friend of Eritrea, speaks at Eritrean mass movement gathering in London
Replies: 1
Views: 581

Re: ATV: Martin Plaut, a friend of Eritrea, speaks at Eritrean mass movement gathering in London

ATV: ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ፡ `ባይቶ ይኣክል ንምልኪ` ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ዕዉት ጽምብል ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ተመሪቑ ንስራሕ ተበጊሱ።

by QB
06 Sep 2019, 01:36
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Replies: 1
Views: 365

ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

Radio Erena: 05 September 2019 ካብ 19 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ሞሮኮ፣ ከተማ ራባት፣ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ ካልእ ሃገር ኣምሪሑ። ሓደ ካብ ምኩራት መንእሰያት ጋዜጠኛታት ስፖርት፣ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ዝርከቦም ንኤርትራ ዝወከሉ ስፖርተኛታት ካብቲ ግጥማት ዝኻየደሉ ዝነበረ ቁሸት ስፖርት ከይወጽኡ ምክትታል ይግበረሎም ኔሩ። እንተኾነ፣ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል...
by QB
31 Aug 2019, 19:51
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: ATV: ኣዋጅ ኣብያ ካብ ተራ ኣባላት ሓይልታት ህዝባዊ ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ
Replies: 2
Views: 293

Re: ATV: ኣዋጅ ኣብያ ካብ ተራ ኣባላት ሓይልታት ህዝባዊ ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ

Issu TV Serving The Truth ! :oops: :oops:
Please wait, video is loading...
by QB
31 Aug 2019, 08:28
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Afar Region stopped to register new refugees who come from Eritrea.
Replies: 1
Views: 331

Afar Region stopped to register new refugees who come from Eritrea.

https://www.facebook.com/AANMEDIANETWORK/posts/514369939374291?__xts__[0]=68.ARDZvdv95oysTXE68esvGyLKErDxGQycu1zSQPtGSkSgcoG6kfJe6Re_aqBL0qG98Ej4u_Qc4IOpK-lm5XQ0K6gm2hPiav7nnQvUh-ej6CW6RaHANe55vrLzdK4uocVdKtyWr107yH3CB-NRteVrzpN4pJf_O3guNQEB_JMTC7SC8MAQK7O1b282oTTSkleJy1ebI76t6wR0-d4rLqQoKq6Ir_Y2qg...
by QB
28 Aug 2019, 08:38
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ
Replies: 3
Views: 556

በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ

Radio Erena: 28 August 2019 በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ከምዝተፈትሐት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ወ/ሮ ኣልማዝ ሃብተማርያም፣ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2018’ያ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ ብሃንደበት ብኣባላት ጸጥታ ተወሲዳ፣ ኣብ ማእሰርቲ ጸኒሓ። ዝሓለፈ ሰሙን ድማ ምኽንያት መእሰሪኣ ከይተሓበራ፣ ብሃንደበት ተፈቲሓ። ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዘለዎ ናይ ፍልልይ ኣረኣእያ፣ ካብ 2012 ኣትሒዙ ደስኪሉ ዝጸንሐ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፣፣ ንዝሓ...