Search found 1214 matches
- Yesterday, 05:17
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
- Replies: 18
- Views: 812
Re: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
ኣዬ ቦተሊካ! ነዡይ ናይ ፎስተር ዳላስ ኣገላልጻ፡ ምስዚ ሕጂ ዓለምና ዘላቶ ኵነት እንተርኢናዮ፡ ኣብ ዓይኒ ብጻይና ዛሎ ገፈል ኣብ ክንዲ ነድህብ ኣብ ዓዒንትና ዛሎ እንተተዓዘብና " ሽሕ እኳ ብዓይኒ ፍትሒን ፍትሓዉነትን ክርኤ እንከሎ፡ ልዑላዊ መሰል ሕዝቢን መንግሥቲን ኡክሬን ኪኽበር ዚግባእ እንተዀነ፡ ምስ ስትራቴጂካዊ ረብሃ ሃገርናን ዓለምናን ብምዝማድ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ልዑላዊት ሃገር ሃገረ ኡክሬን እትገብሮ ምትእትታውን ወተሃደራዊ ዕንደራን ክንኩንኖ ኣይግባእን እኳ ደ...
- Yesterday, 05:02
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
- Replies: 18
- Views: 812
Re: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
ብላታ quindibu ዝተወከስዎ "the concept of modern nation-states" ከምዡይ ዲዩ ዚብል፧ "ኤርትራ ብ1890 ኢያ “officially” ተገዚኣ። ቅድሚኡ ኤርትራ “officially” ኣይተገዝኣትን። . . . ግርም "ዘመናዊ" ስነ ሃሳብ ሃገረ መንግሥቲ፡ ግርምቢጥ ስነመጐት ክዉንነት! :mrgreen: ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ንብል ዛሎና ሕዝብና መግዛእቲ ምስ ኣስኻሕኽሖ "ግዝኣት ቱርኪ" ቢሉ፤ "ዘመን ውቤ ዝጸመመስ . . " ቢሉ መሲ...
- 27 May 2022, 11:08
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
- Replies: 60
- Views: 5717
Re: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
ጀግናው ዘለንስኪ ባያነሳ ጋሻ፡ በቦረቀ ነበረ አውሮፓ ላይ ራሻ። :mrgreen: US preparing to approve advanced long-range rocket system for Ukraine By Jim Sciutto, Natasha Bertrand and Alex Marquardt, CNN https://cdn.cnn.com/cnnnext/dam/assets/220526165224-multiple-launch-rocket-system-file-030420-exlarge-169.jpg In this Fil...
- 27 May 2022, 10:57
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ]
- Replies: 2
- Views: 280
Re: ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ]
ዲሞክራሲ ምስ ኣውቶክራሲ፡
ኣብ ጥምጥም እንተ ኣትዮም ኣብ ቃልሲ፡
ትም ሕትም ምባል፡ ኣይከውንን ፈውሲ፡
ንመን ትድግፊ ብሓሳብ ብርእሲ፡
ምስ መን ኢኺ ኢድኺ ትሕውሲ፡
ንመን ትደልዪ ንዲሞክራሲ’ዶ ንኣውቶክራሲ፡
እስከ ተሓተቲ ነፍሲ?
ኣብ ጥምጥም እንተ ኣትዮም ኣብ ቃልሲ፡
ትም ሕትም ምባል፡ ኣይከውንን ፈውሲ፡
ንመን ትድግፊ ብሓሳብ ብርእሲ፡
ምስ መን ኢኺ ኢድኺ ትሕውሲ፡
ንመን ትደልዪ ንዲሞክራሲ’ዶ ንኣውቶክራሲ፡

እስከ ተሓተቲ ነፍሲ?

- 27 May 2022, 10:49
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
- Replies: 18
- Views: 812
Re: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
ዛዕባና “ መግዛእቲ ” ኢዩ። መግዛእቲ ኣብ ኤርትራና ብጥልያንን ብወገን ዓሰብን ኣይጀመረን። ቅድሚኡ ህዝብና ተገዚኡ ኢዩ። :mrgreen: ሕዝቢ ኤርትራ ብፖርቱጋል፡ ብቱርኪ፡ ብምስሪ፡ ብመሳፍንቲ ትግራይ፡ ብመሳፍንቲ ኣምሓራ ተዳሒኹ ኢዩ። ጥልያን ድሕሪ እዚ ኢዮም ብዓሰብ ዝመጹ። ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ካብ wikipedia ዝያዳ ንህዝብና ኢና ንውከስን ንኣምንን። ህዝብና ምረት መግዛእቲ ኪገልጽ እንከሎ፡ “ ግዝኣት ቱርኪ ” ቢሉ’ኳ ይምስል። በዙይ ኮ...
- 27 May 2022, 04:07
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
- Replies: 18
- Views: 812
Re: My Eritrean bros, April fools came more than a month late. Haha
ዓሰብ በየናዪ መለክዒ ኢያ መበገሲ መግዛእቲ ተባሂላ? :mrgreen: ቱርኪ ግብጺ መሳፍንቲ ጦብያ ካብ ኣምሓራ እኒ ውቤ፡ ካብ ትግራይ እኒ ዮሃንስ’ከ ብዓሰብ ዲዮም ጀሚሮም ወይ ተበጊሶም? :mrgreen: ሄሄሄ ወዲ መምህር ሙሳ ኣሮን እንተበሉናስ ታሪኽ ብግቡእ የመሓላልፍ ቢልና ሓሲብና ነቢርና’ሞ ትሕዝቶ እንተረኣናስ ኣይግድን! ኣርሞ ኢኻ ቖልዑት ኣይተጋጊ በልዎ ፡ ነዙይ ሓዉና። ግሩም ሰኣላዪ ድማ በሉልና ልቕብ ኣቢልኩም። :mrgreen: 27 May 1991 , the Li...
- 26 May 2022, 10:39
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ]
- Replies: 2
- Views: 280
Re: ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ]
Ukraine war: World faces 'dark hour', Biden tells Quad summit By Zubaidah Abdul Jalil & Tessa Wong BBC News https://ichef.bbci.co.uk/news/976/cpsprodpb/614D/production/_124890942_gettyimages-1398921630.jpg Mr Biden made his comments a day after he warned China over the Taiwan issue The world is "na...
- 26 May 2022, 05:43
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ]
- Replies: 2
- Views: 280
ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ]
ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም [ክምስ - ፈገግ] “መሰል ህዝቢ ኡክሬን”፡ ኪበሃል ምስምስ፣ ‘ልዑላውነት’ዉን’፡ ኪቁጸር ምስምስ፣ ሚሳይላት ራሻ ንህዝቢ ኪድምስስ፣ ዕንደራ ሩሲያ ከተማ ኪድምስስ፣ ‘ሰብኣዊ መሰላት’ ኪበሃል ምስምስ፣ ሕዝብና እንከ ሰምዐ እናበለ ክምስ ! :mrgreen: የዩክሬን ህዝብ መብት ሲባል መቋመሪያ፣ ልዑላዊነትም ሲባል መቋመሪያ፣ ሰብኣዊ መብትም ሲባል መቋመሪያ፣ በሚሳይል ድብደባ የህዝብ ግድያ፡ ምንም ሳይኮነን ድርጊተ ሩሲያ፣ የዩክሬን ህዝብ መብት ሲባ...
- 26 May 2022, 04:16
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
- Replies: 60
- Views: 5717
Re: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
“ ህልሚን ጋህድን ክልተ አርእስትታት ኢዩ’ሞ፡ ህልሚ ከነሳስዪ ኣይጥዕመናን ኢዩ! ” ኢና ንብል ዛሎና ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ዩክሬንን! :mrgreen: እኛ ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች ፡ ለጀግናውን የዩክሬን ህዝብ ከነጀግናው መሪያቸዉ ትልቅ ክብር እንሰጣቸዋለን! :mrgreen: ጀግናው ዘለንስኪ ባያነሳ ጋሻ፡ በቦረቀ ነበረ አውሮፓ ላይ ራሻ። :mrgreen: ወራሪ ከሰሜን ይምጣ ከደቡብ ከምስራቅ ይምጣ ከምዕራብ ወራሪ ነው፡ በህዝብ ትግልም ይሸነፋል
- 26 May 2022, 03:34
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ይድረስ ለAxumezana እና ለሚመለከታቸው ሁሉ!
- Replies: 12
- Views: 647
Re: ይድረስ ለAxumezana እና ለሚመለከታቸው ሁሉ!
ጭዉነት ኣዅሱማዉያን ደቂ ጽዮን’እንከ ረኣናዮ! :mrgreen: ቢልና ምስ ሓጨጭናልካ፡ ሓዉና Axumezana ነቱይ ግዕዙይ 'ንደቂ ኣዅሱም ጽዮን ዛይውክል' ቃላትካ አሪምካ ፡ ማለት ን 'ክ' ብ 'ህ' ኣሪምካ ዳግማይ ምምጻእካ ንሕና ኤርትራዉያን መምህራን ጭዉነት ከየሞገስናካን ከየተባባዕናካን ሱቕ ኪንብል ኣይንክእልን። :mrgreen: ኢሱ፥ፋህ፥ ፋህ፥ገይርኩም፤ እዩኮ፤ Last edited by Axumezana on 23 May 2022, 13:06, edited 1 time in ...
- 26 May 2022, 03:19
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ፍኖተ ጥበብ፡ “La Sapienza del Vangelo” - ጕዕዞ ክርስቲያናዊ ዕቤት - በፍሬያቸው ታውቋችኋላችሁ!
- Replies: 110
- Views: 46958
Re: ፍኖተ ጥበብ፡ “La Sapienza del Vangelo” - ጕዕዞ ክርስቲያናዊ ዕቤት - በፍሬያቸው ታውቋችኋላችሁ!
ንኽብሪ ጓሶት ነፍሳትና ዝዀኑ ኣቦታትን ኣዴታትን እምነትናን፡ ንኽብሪ ለባማትን ውርዙያትን ወለድና ከምኡውን ንክብሪ ሰማእታትና ነዙይ ምኽርታት ብጭውነት ጽን ንብሎ ኣሎና! :mrgreen: 98 - ንሃብትኻ ኣብ ሰማይ ዕቘሮ ዓቢይ ክፋል ማኅበር ደቂ ሰብ፡ ናብዙ ዓለምዙይ ምስ መጸ ክፉእ ስራሕ ሰሪሖም ኢዮም፡ ድኅሪ ቁሩብ ጊዜ ህልም ኢሎም ዝጠፍኡ። ቅዱሳን ኣብ መንግሥተ ሰማይ ኪሓዝኑ እንተዚኽእሉ ነይሮም፡ ኣብዙ ዓለምዙይ ከለዉ፡ ንጊዜኦም ጽቡቕ ገይሮም ስለ ዘይተጠቐሙሉ ወይ...
- 23 May 2022, 09:51
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
- Replies: 60
- Views: 5717
Re: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
“ ህልሚን ጋህድን ክልተ አርእስትታት ኢዩ’ሞ፡ ህልሚ ከነሳስዪ ኣይጥዕመናን ኢዩ! ” ኢና ንብል ዛሎና ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ዩክሬንን! :mrgreen: እኛ ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች ፡ ለጀግናውን የዩክሬን ህዝብ ከነጀግናው መሪያቸዉ ትልቅ ክብር እንሰጣቸዋለን! :mrgreen: ጀግናው ዘለንስኪ ባያነሳ ጋሻ፡ በቦረቀ ነበረ አውሮፓ ላይ ራሻ። :mrgreen: ወራሪ ከሰሜን ይምጣ ከደቡብ ከምስራቅ ይምጣ ከምዕራብ ወራሪ ነው፡ በህዝብ ትግልም ይሸነፋል![ አራት ሚ...
- 23 May 2022, 09:26
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ፍረ “እንዳ ፈለስኪኖስ” ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ
- Replies: 1
- Views: 155
Re: ፍረ “እንዳ ፈለስኪኖስ” ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ
:mrgreen: . . . ንቖቓሕ ንፈልጣ ብኣነፋፍራ፣ ጉርሒ ወዲ ጉርሒ ሱራ ንቡንቍራ፣ ዑፍና’ኳ ትፈልጦ ናቶም መናውራ፣ ስኑድ ፊደላትና ትእምርተ መጠራ፣ ንግዕዝ ፈጠርቲ ምስ ጉንዳ ካብ ሱራ፣ ምስቲ ጨናፍራ፣ ንምንጪ ጥበባት ነውሕዛ ከም ዛራ፣ ንቕርሲ ኣያታትና ዓቝርና ንሰትራ፣ ሓቂ ምስ ገለጽና ሓሶት ነሸቑርራ፣ ስሉም በዓትና መኽዘነ-ምስጢራ፣ ንሕና ኣግኣዝያን* እነውጽእ ሓራ፣ (ቕኑዕ ትርጉም አግኣዚ ንዝተረደኣኹም) ንሕና ሰብ አዱሊስ ታሪኽ ንብርብራ፣ ንሕና እወ ሰብ ቦያ ...
- 23 May 2022, 09:16
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ይድረስ ለAxumezana እና ለሚመለከታቸው ሁሉ!
- Replies: 12
- Views: 647
Re: ይድረስ ለAxumezana እና ለሚመለከታቸው ሁሉ!
ጭዉነት ኣዅሱማዉያን ደቂ ጽዮን’እንከ ረኣናዮ! :mrgreen: ኢሱ፥ . . . ኢሱ’ዶ በልካ? ኢሱ ደኣ ከም ኩሎም ተጋደልቲ ኤርትራ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተጸሪቡን፡ ተሳሒሉን ተወቒሩን ንሃገረ ኤርትራ ንምንዳቕን ንምውራቕን ኣብ እንገብሮ ገድልና ከም ማንም እምኒ ንጥቀመሉ ዛሎና ተጋዳላይ ኤርትራ እንደኣሉ! :mrgreen: . . . ሕዝቢ ኤርትራ ዋዛ’ዶ መሲሉካ፡ ጸሪቡ ስሒሉ ወቒሩ ናብ ረብሕኡ ዚቕይረካ ወረጃ ህዝቢ'ዩ። :lol: ነተን ነጥቢ ብነጥቢ ዝመለስናልካ ሕቶታትካ ክን...
- 23 May 2022, 09:06
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ወሎ ላይ ባስጠይቅ ገባች አሉኝ አሰብ፣ ተገኘች ሸጋ ልጅ ጎረቤት ተሰብሰብ
- Replies: 5
- Views: 454
- 23 May 2022, 05:05
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
- Replies: 60
- Views: 5717
Re: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
ወዳጃችን ይህቺ ጽሁፋችን አንተንም እንደኛዎቹ ተራ ካድሬዎች አንጨረጨረችህ ኣይደል? :mrgreen: ይገርማል! ምን ዓይነት ኣጋንንትን በያሉበት የምታስለፈልፍ ጠበል የሆነች ጽሑፍ መሰለችንህ ! :mrgreen: ቤነገራችን ላይ ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች ‘ ሰማያዊ እምበር ምድራዊ ጎይታ የብልናኒ' ። :mrgreen: ናብ ኣርእስትና ክንምለስ “ህልሚን ጋህድን ክልተ አርእስትታት ኢዩ’ሞ፡ ህልሚ ከነሳስዪ ኣይጥዕመናን ኢዩ!” ኢዩ ኢና ንብል ዛሎና ህዝቢ ኤርትራን ህ...
- 23 May 2022, 04:47
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ፍረ “እንዳ ፈለስኪኖስ” ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ
- Replies: 1
- Views: 155
ፍረ “እንዳ ፈለስኪኖስ” ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ
ንኽብሪ ብጽንዓት ንስለ ሓቂን ፍትሕን ርትዕን በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑ ስውአት!!! ግጥሚ! ይዘንቶ ይዘንቶ ይዘንቶ እቲ ዛንታ፣ ትስተዮ ማይ ህይወት ሃገር ብምልእታ፣ ንርኣዪ እንኪትርባዕ ናይ ሽርሒ ለቖታ፣ ንስማዕ እንከጕርዑ ብኣል ኢታ ሚታ። ከቢሩ ኪነብር ሀገረይ ዶባታ፣ ንታሪኻ ይፍለጡ ኩሎም ዜጋታታ፣ ምድጋሙ ኪከኣል ናይ ትማሊ ያታ፣ ወነንቲ ምዃንና በዓል ስሉስ* ዋልታ፣ (ሰማይ-ምድሪ-ባሕሪ)* ይዘንቶ ይዘንቶ ይዘንቶ እቲ ዛንታ። ሓቂ ሒዛ ኤረይ ኪልዕል ርዝነታ፣ እታ ኣደ-ጥ...
- 23 May 2022, 04:38
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: ይድረስ ለAxumezana እና ለሚመለከታቸው ሁሉ!
- Replies: 12
- Views: 647
Re: ይድረስ ለAxumezana እና ለሚመለከታቸው ሁሉ!
ወተሃደራዊ ዕንደራ ኮነ ቦተሊካዊ ዕንደራ ከነፍሽል ወትሩ ድልዋት ኢና ደቂ ኤርትራ ብጥሙራትና ። :mrgreen: " ፍጻሜ ዘኣሉላ፡ ኣብ ምድሪ ኤርትራ። " ከምዡዪ ኢዩ ዚትረኽ ዛሎ! :mrgreen: የትግራይ ተራኪዎች እነ ሊቀ ሊቃውንት መምህር ገብረችዳን፣ የመሀል አገሮቹ እነ ተክለጻድቕ መኩሪያና ማሞ ውድነህ እንዲሁም የባህር ማዶዎቹ እነ Richard Pankhurst ሆኑ Haggai Erlich ያልነገሩን አንዳንድ የአሉላ ታሪክ ገጽታዎች በኤርትራዉያን እይታ እንዲህም በት...
- 23 May 2022, 04:26
- Forum: Ethiopian News & Opinion
- Topic: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
- Replies: 60
- Views: 5717
Re: “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ” . . . ዘለንስኪ ጀግና ነው።
እኛ ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች ፡ ለጀግናውን የዩክሬን ህዝብ ከነጀግናው መሪያቸዉ ትልቅ ክብር እንሰጣቸዋለን! :mrgreen: ጀግናው ዘለንስኪ ባያነሳ ጋሻ፡ በቦረቀ ነበረ አውሮፓ ላይ ራሻ። :mrgreen: ወራሪ ከሰሜን ይምጣ ከደቡብ ከምስራቅ ይምጣ ከምዕራብ ወራሪ ነው፡ በህዝብ ትግልም ይሸነፋል![ አራት ሚሊየን ነጥቦች ] :mrgreen: Sanctions ‘practically broken’ logistics in Russia: Minister Russia’s trans...