Search found 335 matches

by Abe Abraham
27 Feb 2020, 19:04
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Replies: 26
Views: 2621

Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....

ወግዒ እንዳባ ፈሪሱ ! መሬተይ ተወሪሱ !! እቲ መሬት እንዳማቱ ብዘራይነት ህግደፍ ዝመንዘዐ ከኣ ንርስተይን መሰለይን ዝበለ ወደባት " ዓጋመ " ኢሉ ይጻረፍ ! ስልበጣ - ኣንቱም ሰባት ! ካብ 'ዚ ዝበለ ስልበጣ እንታይ ኣሎ ! ዘበንያ ግርምቢጥ ማይ ንዓቐብ ኮይኑ ነገራቱ ! መስደመም !! ህግደፍ ትዕቢት ገዲፉ ነዚ ዝገብሮ ዘሎ ደፋር ግፍዒ ክእርሞ ኣለዎ ። " ከልቢ ይነብሕ ፡ ግመል ድማ ይምርሽ " እንዳ በሉ ብርእስኻ ምኻድ እንተ መሪጾም ሳዕቤኑ ክርእይዎ እዮም ። ን...
by Abe Abraham
28 Jan 2020, 20:19
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: ኣይተ ዘርኣይ "መደብ ትግርኛ እኮ ብዙሕ ኣገዳሲ መደብ ኣይኮነን፣ ዘይጥዓመኩም እንተኾይኑ ብቁፅ ኢልኩም ኪዱ"
Replies: 1
Views: 349

ኣይተ ዘርኣይ "መደብ ትግርኛ እኮ ብዙሕ ኣገዳሲ መደብ ኣይኮነን፣ ዘይጥዓመኩም እንተኾይኑ ብቁፅ ኢልኩም ኪዱ"

saveAdna wrote : ብዛዕባ ውልቀ-ሰባት ምፅሓፍ ብርግፅ ብውልቀይ እውን ከበረታትዕ ኣይደልን፣ ኾይኑ ግን ገለ እዋናት ኣለዉ ክትፅሕፍ ዝገድዱኻ- ልክዕ ከምቲ ናይ ሐዚ ዝበሉ እዋናት፣ - ብመሰረት ካብ ኣብ መሳርሕቱ ዝነበሩ ተጋሩ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኸብኩዎ ዝደጋገም ሓበሬታ፣ ምኽንያቱ ግልፂ ብዘይኮነ ኩነታት ኣይተ ዘርኣይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበረሎም ዓመታት ኩሎም ንተጋሩ ብምብዳል፣ ንተጋሩ ብምምርሳሕ ናይ ካልኦት ፍቕሪ ንምሽማት ይፅዕር ነይሩ (ብዛዕባ እዚ ቅ...
by Abe Abraham
28 Jan 2020, 19:25
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Ugume stupidity, reaches a new low!
Replies: 10
Views: 1235

Re: Ugume stupidity, reaches a new low!

Zmeselo wrote:
27 Jan 2020, 02:49
He really went nuclear, this time. :lol:


ኻው ቢ-ኾምብሌክስ ኸይኮን ! በየቀኑ ኻውኡ ብርብዒት እዩ ለኾምስዕ !!
by Abe Abraham
26 Jan 2020, 02:36
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: In Tigray, An Ex_TPLF fighter infected his own daughter with aids
Replies: 27
Views: 6008

Re: In Tigray, An Ex_TPLF fighter infected his own daughter with aids

ህዝቢ ትግራይ ፥ ሌባ ወያነ ማለሊት ኣብ ስልጣን ስጋዕ ለላ ትግራይ ላብ ቁልቁል እምበይ ናብ ላዕሊ ለይትወጽእይ ።
by Abe Abraham
25 Jan 2020, 22:13
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: እኔ ከሞትኩ ሰርዶ አይብቀል!!!!
Replies: 7
Views: 868

Re: እኔ ከሞትኩ ሰርዶ አይብቀል!!!!


Article 39...Wgiya !! :lol: :lol: shermoTmoT beziHu !! :lol: :lol:
by Abe Abraham
24 Jan 2020, 14:33
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Tiffany, making the great Dave Chappelle laugh.
Replies: 9
Views: 899

Re: Tiffany, making the great Dave Chappelle laugh.

Tiffany is very fast, intelligent and funny. Dave Chappelle is indeed great .
by Abe Abraham
24 Jan 2020, 14:25
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Game Over!!!!!
Replies: 29
Views: 1939

Re: Game Over!!!!!



ኣይተ ኣይተ ፥ " ኣነማ ኡዛ ጌም ኦቦር ዶ ጸዎታ ተወዲኡ ዶ ግዛዕ ዶ ልብል ንግግር ፈጺሙ ለይኣትየኒ "

ኣቶ ኣቶ ፥ " ጫወታ ተኣሊሹ ከ ይኣትየካ ዶ ? "

ኣይተ ኣይተ ፥ " ዋይ ዋዮ ኣነ ሓዊ ፍትለ-ወርቅዮ ! እምበኣር ጫዋታ ተኣሊሹ እዩ ገሌኹም ላብ ገዛኹም ገሌኹም ድማ ላብ ኣብ መቐለ ለሎ ቤት-መኝታኹም ኺዱ እዩ ልበሃል ለሎ ወይኣነ ጎደሎ ። ሕጂስ ኣትዩኒ ካብ እዙይ ዝበለ ምእታይ ብመዶሻ እኳ ለይግነ "


by Abe Abraham
23 Jan 2020, 17:05
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Calm Iron Man drives LTV's blondy Betty to lose her composure cause she can't handle hard facts [VIDEO]
Replies: 25
Views: 1585

Re: Calm Iron Man drives LTV's blondy Betty to lose her composure cause she can't handle hard facts [VIDEO]

https://www.facebook.com/achamyeleh.tamiru.3/posts/2828828210472443?__xts__[0]=68.ARApPCpM37ktqrr03q2kMvd-YDR2O5dfx8OM5ABHja-KcnMPNEwf871mbwcD_mWO7jWtSivq0V6MuRmksXJfjK75B-gbf4kA2RC1ePEpQgThKGnIFuYeVyRsYEsMDQz7CYpvYBYkPssk4lp1KnYcpuGiiY35lsH9UgHpGtGCKS5b9XTIsOBpMSxZJq2kzUOXUq65wwWUT3nGKG4ckDJ0Dkk_I...
by Abe Abraham
23 Jan 2020, 15:52
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Code-crackers needed
Replies: 12
Views: 765

Re: Code-crackers needed

Cbeyondass,

ኣንታ ዓባቕ ምስ ወዲ ጎይታኻ ኣይትዳፈር ! :lol: :lol: :lol:

by Abe Abraham
23 Jan 2020, 15:43
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Welcome to Mekelle!
Replies: 7
Views: 854

Re: Welcome to Mekelle!

They are still in a state of denial. Kind of ካብ ሞት ሉቱዱሑን መሲሉካ እላሞትካ እኔኤኹ ለይሞትኩይ ሙውባል !!
by Abe Abraham
23 Jan 2020, 14:33
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: Gerset agricultural project!
Replies: 12
Views: 777

Re: Gerset agricultural project!

:lol: ቀደም'ዩ፥ ======== ፈትለወርቅ "ሞንጆሪኖ"፣ ኣብ ሳሕል፣ ብህዝባዊ ግንባር ተዓሊማ፣ ናብ ሜዳ ትግራይ ዝተጸንበረትሉ ናይ ፈለማ ሰሙናት እዩ፣ ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ፣ ቁሪ ዝዓብለሎ እዋን ምሸት፣ ተጋደልቲ ወያነ ትግራይ ተኣኪቦም መጋርያ ሓዊ ሁር! ኣቢሎም፣ ሓዊ እንዳሰሓኑ የውግዑ ኔሮም፣ ኣብ ሞንጎ 'ቲ ዕሙር ወግዖም፣ ብዕላል ዕላል ኣስመራ መን ይፈልጣ ዝብል ወግዒ ይለዓል። ፈትለወርቅ፣ ቀደም ሜዳ ከይወጸት ከላ ኣብ ማእከል ሹቕ ኣስመራ፣ ከባቢ ኪዳነ ም...
by Abe Abraham
23 Jan 2020, 14:03
Forum: Ethiopian News & Opinion
Topic: ኣስዋሽን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ......
Replies: 3
Views: 500

ኣስዋሽን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ......

ከም ዝዝንቶ - ገሊኦም ስኑድ ኣይኮነን ዝብልዎ - ነቢይ ምስልምና መሓመድ ሓደ ወግሐ ጸብሐ ዝታረኾን ጓሓፍ ዝድርብየሉን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ኔርዎ ። እዚ መርዛም ጎረቤት ሓደ መዓልቲ ጎሓፍ ምድርባይ የለ ገለ የለ ደሃዩ ምስ ኣጥፈአ እቲ ግዳይ ናይ ብዕልግናኡ " እዚ ሰብ እንታይ ደኣ ወሪድዎ ? ሓሚሙ ዶ ይኸውን ዋላ ሞይቱ ? " ብምባል ሃለዋቱ ክፈልጥ ናብ ገዝኡ ከይዱ ። ንሕና ድማ ኣስዋሽ ጎሓፋ ( እቲ ጓሓፋ መታን ንጎይቶታ ከም ትሰርሕ ዘላ ንክተእምን ብመልክዕ ስእልታት...