Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Mahlana
Member
Posts: 31
Joined: 25 Jan 2018, 08:33

ውዕሊ ዓሊ ኣሕመድን ኣል በሽርን ኣብ ካርቱም ብቐጥታ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኣግኣዝያን ዘቕንዐ ክታም እስላማውያን!!

Post by Mahlana » 17 May 2018, 04:54

ብዛዕባ እዚ ብዙሕ ክፅሕፍ ምደለኹ፤ ይኹን እምበር በቲ
ለንቅነ ኣብ እጦብያ ዝሪኦ ዘለኹ ነገር መዓንጣይ ሓሪረ ስለዘለኹ ጉልበት ይሓፅረኒ። እዞም ጠላማት ጎሓላሉ መራሕቲ ወያነ ኢና በሃልቲ ተዋሪዶም ኣዋሪዶምና!! ኩሎም ተረፊቶም!! ጃኬትካ ሒዝካ ተኣለ ተባሂሎም ዋላ ሓደ ከይተረፈ ዘብዘብ እናበሉ ናብ ሑቕፊ ኣንስቶም ይሽጎጡ ኣለዉ!! ካብ ኣረጋዊ ክሳብ ንኡስ፤ ካብ ስብሓት ክሳብ ጌታቸው ረዳ።
ተጋሩ ጥራሕ እዮም ዝርፈቱ ዘለዉ። እንታይ እዮም ዝፅበዩ ዘለዉ??
ካብዚ ንላዕሊ ውርደት የለን!!

Zmeselo
Senior Member
Posts: 9286
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ውዕሊ ዓሊ ኣሕመድን ኣል በሽርን ኣብ ካርቱም ብቐጥታ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኣግኣዝያን ዘቕንዐ ክታም እስላማውያን!!

Post by Zmeselo » 17 May 2018, 05:58

Tegaru mkh'wanom resie'ka, sereq'ti mkh'wanom zek'r.

(Forget their being tegaru, remember that they're thieves.)

They're not hiding in the arms of their women, like you said but they're trying to save the billions of $ they stole from Ethiopia, in the name of tegaru.

Post Reply