-
- Senior Member+
- Posts: 33304
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Photo Of:My Eritrea Won Another Gold Medal In All African Competition(((VIVA MAMA ERITREA)))!!! WEEY GUUD !!!
Nakfa Press
ኤርትራ ወርቂ ተዓዊታ
ኤርትራዊ ኣትለት ሳምሳም ኣማረ ሃይለሚካኤል ፣ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዝተካየደ ውድድር ኦል ኣፍሪቃ ጌምስ ፍርቂ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፣ ቀዳማይ ብምውጻእ ወርቂ ሜዳልያ ተሸሊሙ።
እንቃዕ ሓጎሰና
ናቅፋ ፕረስ