Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


Axumezana
Senior Member
Posts: 13641
Joined: 27 Jan 2020, 23:15

Re: ጀነራል ተጋዳላይ ማትያስ በውሸታቸው የወያኔ ካድሬዎች ያስናቁ!!!!

Post by Axumezana » 19 Mar 2022, 21:39

Genocidal Daniel Kibret has no moral ground to talk about the Patriarch.

Digital Weyane
Member+
Posts: 8540
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ጀነራል ተጋዳላይ ማትያስ በውሸታቸው የወያኔ ካድሬዎች ያስናቁ!!!!

Post by Digital Weyane » 19 Mar 2022, 22:13




ኣባ ማቲያስ ልብልኹም ጁንታዊ ፈላሲ
ቀደምስ ኔርኩም ቀዳሲ ወዳሲ
ቀደም ኔርኩም ናብ ቤተክርስትያን ገስጋሲ
እንተሎምን እሞ ኮይንኩም ወሓጢ ኮላሲ
ሓሻዊት መልሓስኩም ጨንያ ኻም ፈርሲ
አፍኩም ትሕብሱ ብጨናዊ ካልሲ

ኡቱ ሰይጣን Sarcasm ዶ Aba Awash ረኺቡኩም ለጓሚ ዓብሳሲ :x
ዓሚ ፈላሲ ሎሚ በዓል ጋዕሲ
ትመስሉና ኔርኩም ናይ አውነ ኣረጋዊ ወራሲ
እንተ ሎምን እሞ ኮይንኹም ፍፁም ከይሲ
አብ ክንዲ ዕርቂ ትፈትዉ ባእሲ
ኣብ ክንዲ መደብ ኣልጋ መደቀሲ
ፍርናሽ ተጠቒምኩም ኣብ ክንዲ ማእሲ
መን ረኸበኩም ፀያዊ ፈዋሲ

ኡቱ ሰይጣን Sarcasm ዶ Aba Awash ደየበኩም ካብ እግሪ ናብ ርእሲ
ኡቱ ሓሻዊ ጁንታ yabello ዶ Thomas አስተየኩም መርዚ
ፆም ኮነ ስዕረት ድራርኩም ጥብሲ
ቀትሪ ምሳሕኩም ሓሾት ምስ ስልሲ
ንጉሆ ቁርስኹም ሓውሲ
ኣብ ክንዲ ፀሎት ምሸት ምሸት ባእሲ
ኣብ ክንዲ ዳዊት ምሕዳርኩም ኣብ ዳንሲ

ህፃናት ትግራይ ተዐስክሩ ዘይለመዱ ቶኽሲ
900,000 ሽሕ አህሊቕኩም ብዘይ አውያት መላሲ
ደቅና አበይ አትዮም ተተባህለ ዘይብልኩም መልሲ
በቃ ኮይንኩም ቀሪኹም ጫማ ፈረንጂ ለሓሲ

ጳጳስሲ ንህዝቡ ይምህር ይጓሲ
ጳጳስ'ዶ ይዓብድ ምድሪ እንክመሲ
ፈጣሪ እኮ ኣሎ እዩ ቦንቃሪ ደምሳሲ 8)
ገሃንም እኮ ኣላ ዘይተናሕሲ
ክርስቶስ እኮ ኣሎ እዩ ፈራዲ ከሳሲ
እንተረኺብኩም ገሳፂ ወቓሲ
እንካብ ስጋ ትሕሸኩም ነብሲ
ናብ ንስሓ ግበሩ መልሲ
ንስሓ እዩ መድሓኒት ኣባሲ፣

ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
:cry: :cry: :cry:

Axumezana
Senior Member
Posts: 13641
Joined: 27 Jan 2020, 23:15

Re: ጀነራል ተጋዳላይ ማትያስ በውሸታቸው የወያኔ ካድሬዎች ያስናቁ!!!!

Post by Axumezana » 19 Mar 2022, 23:45

D.W ዛግጥሚ፥ ስፊልጣ፥ ይመስለኒ፤
ዝኾነ፤ዀይኑ፥ ጳጳስኩም፥ አቡነ፥ እንጦንዮስ፥ ኢሳያስ፤ ንአመታት፥ አሲሩ፥ ብቀረባ፥ ጊዜ፥ሞይቶም፤ ታይ፥ ዳኦ፥ ብዛኧባ፥ ናይ፥ ገዛኻ፥ ጉድ፥ ዘይትዛረብ? ለጋስነት፥ እኾ፥ አብገዛኻ፥ እዩ፥ ዝጅምር!

Post Reply